https://www.youtube.com/watch?v=R_jfpQWkC2E&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=R_jfpQWkC2E&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=kRnnLThRF3w&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=lgSiD4BFjQk&feature=youtu.be
Eritrea Focus, in partnership with the Institute of Commonwealth Studies, held a two-day conference titled Building Democracy in Eritrea on 24-25 April, in Senate House, University of London. The conference brought together a range of experts – Eritrean and international – to discuss, and begin
https://www.youtube.com/watch?v=3MHPNsjKBbQ
https://www.youtube.com/watch?v=fDzayZz7B7o
ኣብ ህዩስተን ዝነበሩ ኤርትራውያን ወርሒ ኣብ ዘይመልአ፡ ንኻልኣይ ጊዜ ብኻልእ ሓዘን ተወቒዖም ኣለዉ። ጋዜጠኛ ነበር ዳኒኤል ተስፋይ፡ ብሰንበት 7 ሓምለ 2019፡ ኣብ መበል 51 ዓመቱ፡ ካብዛ ዓለም ብሞት ዓሪፉ ኣሎ። ዳኒኤል ኣብ ገስነር ከምኡ’ውን ሃርዊን ዝበሃል ከባቢ ሰዓት 3 ድሕሪ ቀትሪ፡ ብሃንደበታዊ ናይ ልቢ መወቃዕቲ (ሕማም)
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ከብርሆ ከምዝፈተንኩ፡ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ዓመት- ዓመት፡ ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ዘዳልዎ ናይ ሓሶት ድራማን ንብዓት ሓርገጽን፡ እቲ ሰማእታትና ዝኸፈልዎ ክቡር መስዋእቲ፡ ምስቲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጸም ዘሎ ኩሉ ዓይነት ገበን ተገራጫዊ ስለዝኾነ፡ ብዛዕባ ሰማእታት ምግዓር፡ ኣነዋሪ፡ ምስሉይነትን
____ YCW_____ Yiakel Canada Wide Encouraging Eritrean/Canadian to join and sustain the #ENOUGH movement. PRESS RELEASE Contact: Organizing Committee: erifestivaltoronto@gmail.com Yiakel Canada Wide Festival will be held in Toronto, on Saturday, August 3, 2019. The main objective is to bring Eritrean-Canadians together in unity through a Canada-Wide Yiakel/Kifaya movement in
ማዕበል ይኣክል ክምዝምዞ ዘለዎ ምዕጻው ሆስፒታላት ኣብ ኤርትራ ብጴጥሮስ ተስፋገርጊስ ኣብ ሮማ ዓዲ ጣልያን ዘሕጉስ ሰላማዊ ሰልፊ ተካይዱ፥ መሪሕ ቓል ጳጳስ ፍራንሲስ ካብ ቫቲካን ምቑዋም ምዕጻው ናይዘን ብካቶሊካዊት ቤትክህነት ዝምወላ 22 ናይ ጥዕና ማእከላት ነቲ ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ይኣክለ ቃልሲ ዘጟሃህር ሐያል መሳሪሒ ክኸውን ይግብኦ።
https://www.youtube.com/watch?v=7NNPs52glNg&t=24s
ህግደፍ፡ ንሰማእታትና ድቃስ ዝኸልእን ዘራኽስን ኣረሜናዊ ስርዓት’ዩ ቀዳማይ ክፋል ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ናይዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ስውኣት ንምዝካር፡ ሰልፊ ምብራህ ሽምዓ፡ ጉዕዞ እግሪ ናብ መካነ መቃብር ስውኣት፡ ጸሎት፡ ግጥሚ፡ ሙዚቃዊ ድራማ፡ ንስድራቤት ስውኣት ምሕጋዝ፡ ካልእ መደባትን ተኻይዱ። ኣብ
https://www.youtube.com/watch?v=yr0dx34fQLQ&t=6s
https://www.youtube.com/watch?v=ERUuCX3TWyg
ኣብ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ናይዚ ዓመት’ዚ፡ ኣብ ኩለን ዞባታት ኤርትራን ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያንን ስውኣት ንምዝካር፡ ሰልፊ ምብራህ ሽምዓ፡ ጉዕዞ እግሪ ናብ መካነ መቃብር ስውኣት፡ ጸሎት፡ ግጥሚ፡ ሙዚቃዊ ድራማ፡ ንስድራቤት ስውኣት ምሕጋዝ፡ ካልእ መደባትን ተኻይዱ። ኣብ መዓልቲ 20 ሰነ፡ ህዝቢ ኤርትራ ነቶም ምእንቲ
The Eritrean government has recently confiscated more the 30 Health Centers in which up to 200,000 patients are being treated each year. This inhumane action was conducted without any prior notice by sending security forces and throw the patients out of their bed by leaving
ዓብዪ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን፥ ይኣክል! ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ንዕለት 13 ሓምለ 2019 ዓብዪ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾንና፡ ኩላትና ኤርትራውያን ክንሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ስቓይ መወዳድርቲ የብሉን። ነዚ ድማ ይኣክል! ንብል ኣለና። ብዙሓት ንጹሃት ዜጋታት ብዘይ ክስን ብዘይ ፍርድን፡
ወግዓዊ መግለጺ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ፈላሚ ኣኼብኡ ብውዕውዕ መንፈስ ኣካይዱ። ንሓደስቲ ኣወሃሃድቲ ብሙሉእ ድምጺ ኣፍልጦ ድሕሪ ምሃቡ፡ ማእከላይ ኮሚቴ ዝኣመሞም ሓይሊ ዕማማት ከም መበገሲ በቲ ሓድሽ ኣወሃሃዲ ኣካል ቀሪቦም፡ ንምምሕያሾም ዝሕግዝ ንኣርባዕተ ሰዓታት ዝኸደ ርሱን ሃናጺ ዲሞክራስያዊ
https://www.youtube.com/watch?v=XhHm4S9dhjg&fbclid=IwAR2GIzWUAw2UEnHk2mi3SECW13keePVDlJ6Pig5WhU2mietcpkL8beuIoAc
Item 6 UPR Adoption While welcoming Eritrea’s positive response to some of the UPR Working Group recommendations, we are deeply concerned that it failed to accept the most pressing recommendations that are key to ending the country’s human rights crisis. The government continues to subject its population
ምዕቋር !ጠንቂ ናይ`ቲ ኣብ ዓለምና ዘሎ ጥምየት ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ካብ ኣፍ መንጢልካ ምብላዕ ኣብ ሰብን እንስሳን ዝረኤ ጠባይ`ዩ። ካብ ኣፍ መንጢልካ ምዕቋር ግና ኣብ ደቂ ሰብ ጥራሕ ዝረኤ ግናይ ጠባይ`ዩ። እዚ ግናይ ጠባይ`ዚ ካብቶም ቀንዲ ጠንቅታት ናይ ምጥማይ ደቂ ሰብ ኣብ ዓለምና ኮይኑ ምስቶም ዝተረፉ ካለኦት ጠንቅታት ከም በዓል
“ ዳስ-ሓውያ” ብዘሕዝን ታሪኽ ብዳሳት(ጎዳጉዲ) ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ ተተኪኣ። ዝበዝሕ ኤርትራዊ ብልምዲ ከም ዝምስሎ፣ሓደ ሰብ ኣብ ሓደ ነገር ተሰዊሩ ሃለዋቱ ምስ ዘጥፍእ “ዳስ ሓውያ ዝኣቱ’ምበር ዝወጽእ ነይረኤና” ይበሃል።ነቶም ንታሪኽ “ዳስ ሓውያ” ዘይፈልጡ ኣሕጽር ኣቢለ ክገልጻ ክፍትን ኢየ። ኣብ 13 ክፍለ ዘመን ደግያት ድዕቡል ዝበሃሉ ኣብ ኣውራጃ ሰራየ ይገዝኡ
https://www.youtube.com/watch?v=vQKLOm1J4lQ
https://www.youtube.com/watch?v=bDeK1T3CIXc
https://www.youtube.com/watch?v=DYOUeFLC7Mc
https://www.youtube.com/watch?v=yn4FfP7Z158
UN's Libya envoy denounces attack that killed dozens in a detention centre in Tripoli and is blamed on Haftar's forces. The United Nations envoy to Libya, Ghassan Salame, has condemned an air raid on a migrant detention centre in Tripoli that killed dozens of people, saying
ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ፡ መንፈሳዊ መንነታን ተልእኮኣን መባእታ፡ መንነትን ተልእኮን: ነንሓድሕዱ ይገላለጽ እዩ። ግን፡ ኣብ ልዕሊ ጉዳይ ካቶሊካዊት ቤተክርድትያን ኤርትራን ናይ ጥዕና ትካላታን ሕሙማትን ዝተፈጸመ ግፍዒ ከይኣክል፡ ዘደናግር ኣበህላን ሓሶትን’ውን ኪውስኸሉ ንዕዘብ ኣሎና። ክልተ ነገር ግን ኣሎ፤ ሓደሰብ፡ ናይ ሓደ ጉዳይ ኣፍልጦን ሓበሬታን ስለዝጎደሎ፡ ክጋገ፡ ሰብኣዊ እዩ።
https://www.youtube.com/watch?time_continue=1&v=XWd26QyaJrU
https://www.youtube.com/watch?v=gfDz99qyZGY&t=318s
https://www.youtube.com/watch?v=mvD92WH0-qQ&feature=youtu.be
ኣብ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ኣመንቲ ካቶሊክ፡ ብምኽንያት ናይቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ልዕሊ 22 ብካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ዝካየዳ ኣገልግሎታት ጥዕና ዝወሰዶ ጅምላዊ ናይ ምዕጻው ስጉምቲ ሓቅታት ንምብራህ ዝዓደሙዎ ህዝባዊ ኣኼባ ትማሊ ሰንበት 30 ሰነ 2019 ኣጋ ምሸት ተኻይዱ። ኣብቲ፡ `ንሓቂ ብፍቕሪ ክንምስክር ኢና` ኣብ ትሕቲ
The Plight and Suffering of Eritreans Continues