Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: Daily Radio Program to Eritrea – News and Analysis Friday, 11 May, 2018

https://www.youtube.com/watch?v=2Y8ShK081sk&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Godaif May 12, 2018

    መምህር ኣማኑኤል :
    ኣርእስቲ ሃገራውነት ብተደጋጋሚ ንዘተ ክቀርብ ዝግበኦ ኣርእስቲ እዩ። ኣብዚ ክጥቀሱ ዝግበኦም ብዙሓት ጉዳያት ግና ኣይተንከፍካዮምን። ዓሰርተ ጊዜ ብዛዕባ ስርዓት ህግደፍ ድማ ምሕንጣጥን ምትያብን መፍትሒ ኣይኮነን። ኣብ ዝሓለፈ ጽሑፍካ ብዛዕባ “ሃይማኖት” ኣልዒልካ ትንክፍ ጥራይ ኣቢልካ ፡ ከየብሰልካ ገድፍካዮ ፡ ኣብዚ ውን ተመሳሳሊ ኩነታት ተዓዚበ ኣለኹ ።

    ንምዃኑ ኣብየናይ ክፍለ ዓለም እዮም ፡ “ላህመታዊ ምሁራን” ኢና ዝብሉ ፡ ነቲ መበቆላዊ መንነቶም ፡ ታሪኾም ፤ ኣባሓጎታቶም ፡ ውርሻኦም ንዕቕ ኣቢሎም ፡ ቋንቋታቶም ከም ትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ፡ መጸሓፍቶም ኣንዲዶም ፡ እትረብሕ ሃገርን ፡ ነባሪ ሃገራውነትን ዝመስረቱ? እስከ ሓንቲ ኣብነት ሃገር ንቐለዓም ውን ትኹን ከም ኣብነት ንገረኒ?

    ኣብ ከምዚ ኣዝዩ መሰረታዊ ጉዳያት እቲ ህቡብን ደፋርን ጸሓፍን ፈላስፋን ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት (YG) ብዙሕን ብሱልን ጽሑፋት ስለ ዘቕረበ ፡ ብዙሓት ከም መወከሲ ይጥቀሙሉ እዮም እሞ ፡ ንጽሑፋቱ ሃሰስ በሎ ።

POST A COMMENT