Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

VOICE OF ASSENNA: ኤርትራ፡ ምግንፋልን ምዝሕታልን ሃገራውነት (The Rise and Fall of Eritrean Nationalism) – by Amanuel Sahle

https://www.youtube.com/watch?v=bZi8Y9SR5a8

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Tesfai May 15, 2018

    Well said. Need more elaboration by going deeper on Eritrean history since 1960s. You don’t need to be afraid; we only live once “daHdHayo” ….
    “ናይ ውሑዳት ግን ከኣ ሕቡእ ዕላማ ዘለዎም ሰባት ግጉይን እኩይን ኣፍራስን ኣተሓሳስባ፡ ነታ ሃገርን ንህዝባን ዘይዕረ ጸገማት ኣምጺኡላ ኣሎ። እቲ ንኤርትራ ኣብዚ ኣትያቶ ዘላ ዓዘቕቲ ንኽትሽመም ዝገበረ ናይ ግጉይን ኣዕናውን ኣተሓሳባ ቫይረስ ካበይ መጺኡ? መንከ እምጺኡዎ? ብኸመይ መገዲኸ ኣብዛ ሃገር ኪኣቱ ኽኢሉ? ኢልካ ምሕታት ኣገዳሲ እዩ።

    ናይዚ ሕቶዚ መልሲ ንምርካብ፡ ናይቶም ኣብዚ እዋንዚ ነዛ ሃገር ኣብ ናይ ድኽነትን ስቓይን ጸበባን ረግረግ ሸሚሞምዋ ዘለዉ ናይቲ መሪሕነት ባእታታት፡ ብፍላይ ድማ ናይቲ ውልቀመላኺ ስዉር ዕላማን ኣጀንዳን፡ ብዕምቆት ምምርማር የድሊ።”

POST A COMMENT