https://www.youtube.com/watch?v=UR1MAjn_9SQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=UR1MAjn_9SQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=MQh5ZWh_NDM&feature=youtu.be
ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ
A polar bear who had an unexpected encounter with shocked migrants who climbed aboard his lorry in Calais appears unfazed by his experience, his new owners have said. The bear, called Nissan, was in the back of a truck outside the French town when a group of people managed to
ኣብ መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2018 ንምጽዋት ቦትስዋና ካብ ዝቐነየት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ10 ኣባላት ትማሊ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ ኣብ ቦትስዋና ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተቱ Sunday Standard ዝተባህለ ጋዜጣ ናይታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፣ እቶም ናብ ኤርትራ ክምለሱ ፍቓደኛታት ዝኾኑ ተጻወቲ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝቕመጡ
News coming in from Francistown is that only 14 Eritrean players will be taking their flight home from Gaborone this evening while the other ten have refused and opted to remain in the custody of Kutlwano Police in Francistown. The visiting national team which was supposed
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Petros_poem2015.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=HG_8pBqog4Y
ኣበለኻ ኤርትራዊ ዜጋ ፡ ታሪካ ሕድሶ፡ ውራይካ ኣሳላስል እለዮ ቀልሶ፡ ገዲፍኻዮ ኣይትእቶ ጽባሕ ትምለሶ፡ ጸበባና ነርሁ ኣፍዴጌና፡ነርሑ፡ ብቕንዕና፡ልቢ፡ ንስራሕ፡ምዝሰርሑ፡ ኣባጊዕና ይብላዓ ኣኽላባት ይነብሑ፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Urgent-Hotel-Notice-1.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Ogbai_FREEDOM-AND-JUSTICE-IN-ERITREA-2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/The-jungle-library.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=ScBFJD93ymA&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=2z3cOlr5PcQ&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=xK2j0KdeGQk&feature=youtu.be
By Oboarada abashawl alias wolde tewolde October 13, 2015 In a matter of one month, three celebrities from Eritrea and Ethiopia have died reportedly by stroke. What is a stroke? Stroke is a collapse of the brain caused mainly by blockage of blood to the brain. There
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/መሰል-1.pdf"]
ተባዕ ቢተወደድ፡ ከማኻስ ኣይሓድ! (ግጥሚ - ቅድሚ 10 ዓመት) ኣንታ ሕቡእ ጅግና መን ቀበረካ ብህይወትካ ገና፡ ንስኻ ኣብ ማዕቡጥ ምስ ምሉእ ልቦና ሃገርናስ ቓዚና ዓሪቑ ዝባና ንዓኻን ከማኻን ስኢና። ብሽመት ዘይጥበር ብፍርሒ ዘይሽደድ ብግዜ ዘይቅደም ብገንዘብ ዘይእበድ፡ ተባዕ ቢተወደድ ከማኻስ ኣይሓድ ሽሕ ኮይኑ ይወለድ! ምስ ተጋዳላይ ጎያዪ ምስ መንእሰይ ተላሃዪ ምስ ምሁር ዘታዪ፤ ኣብ ኵናት ኣላዪ ኣብ ዋዕላ ዘይመናሕሰዪ ጠዋር-ሰላም ጎብለል ሓዊ። ጣቋኻ ዲዩ ተጸሊኡ ወይ ድፍረትካ መሊኡ ዓይኒ
Author Yosief Tewolde (Seber) reveals rare exposé of encounter with death LONDON – The mystic realm of the afterlife remains a wonder to many philosophical minds. It is explored in literature; glorified in the arts. But does it really exist? In this newest book, "Glance at
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/ብርዒ-ጀነራል-ቢተወደድ-ኣብራሃ።.pdf"]
ቅድሚ ክልተ ዓመት እዚ እዋን’ዚ፡ በቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሴት ላምፐዱሳ ሂወቶም ዝሰኣኑ 368 ኣሕዋትናን ኣሓትናን ጉሂና፡፡ ማሕበረሰብ ኤውሮጳ እንተላይ ጳጳስ ቫቲካንን ካልኦትን ንስድራ መወቲን ማሕበረሰብ ኤርትራውያንን ሓዘኖምን ደገፎምን ገሊጾም፡፡መብዛሕትኦም ደለይቲ ሰላም ኣባላት ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ተኻፈልቲ ሓዘን ስድራ ቤት መወቲ ኮኑ፡፡ ኣባላት ህግደፍ ሽዑ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Peter-S-and-Dan-C.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/ሕቶ-ብርሰትን-ስረትን-2.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=4ypN2UOhHn8&feature=youtu.be
ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ 2015 ምሉእ ዓወት ክጓናጸፍ ዕላማ ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ እዩ። ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ንብደረጃ ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ዘማእክል ዞባዊ ናይ ህዝቢ ጥርናፈ`ዩ። ኩሎም ኣካላት ናይ`ዚ ምልዕዓል`ዚ፡ በብከተምኡ ብውልቂ ይኹን ብጥርኑፍ፡ ንሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ከም ገዛእ ዋኒኖም ክጉስጉሱ፡ ክሳተፉ ነማሕጽን። ሃብሮማትን
ትማሊ ዓርቢ ዕለት 08/10/2015 ኣምባሳደር ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ኣቡዳቢ ህዝባዊ ሰሚናር ብምክያድ ነፍሰወከፍ ኤርትራዊ ተቀማጣይ ኣቡዳቢ ኣብ ሊዕሊ እቲ ዝኸፍሎ 2% (ግብሪ) 1% ወርሓዊ ክኸፈል ሓድሽን ኣስገዳዲ መምረሒ ኣውጺኡ፡ ነዚ ተሰሊዑ ዘሎ ተወሳኺ ክፍሊት ዘይከፍል ዜጋ ዝኾነ ቆንስላዊን ይኹን ኮማዊን ኣገልግሎት ከምዘይዋህቦ ብተሪር ሃዲዱ፥ ኣብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/10/Time-for-Reflections.pdf"]
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስ ኢንድያና ብምኽንያት ኣብ ንዩዮርክ ንዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ፡ ማሕበር ደለይቲ ፍትሒ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ከባቢኣን፡ ንዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ተሓሲቡ ዘሎሰላማዊ ሰልፊ፡ ንኽዕወት ኣድላዪ ስጉምቲ ንኽንወስድ፡ ሓቢርና ንኽንላዘብ፡ ንቀዳም 17 ጥቅምቲ ኣብ 55 South State Ave. Indianapolis Indiana ሰዓት 3፡00ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ሰዓትና ክንርከብ ነማሕጽን። ብደሓን
ንበገስ ብሓባር ብዘይ ኣፍላላይ፡ ካብ ሩሑቕ ቀረባ ታሕታይ ላዕላይ፡ ጥምሮ ሓድነትና፡ ዬብሉን፡ሓንኻላይ፡ ቀዲሕካ ዘይ ነጽፍ ዘይ ውዳእ ቀላይ፡ ብሓባር ተላዓል ደላይ ፍቲሒ ብንቅሓት ግጠሞ ናይ፡እከያት ሽርሒ፡ ሓድነትዩ! ሓይሊ፡ዘይንደል፡ከውሒ፡ ሓንቲያ ታ!ሂወት ወጊድ በላ" ፍርሒ፡ ካብ ህዝቢ" ናብ ህዝቢ፡እዋናዊ ቴማ፡ ቅድም ቀዳድምና ሃገር ነቐድማ ፡ ምክብባር
ሕብረት ኤውሮጳ፣ መኣትዎ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ዝመጽኡ ዘለዉ ዓሰርተታት ኣሽሓት ስደተኛታት ብምዃነን፣ ብጻዕቂ ስደተኛታት ተዋጥረን ዝርከባ፣ ከም ቅድመ ግንባር ናይቲ ሰብኣዊ ቅልውላው ዝጥቀሳ ከም ዓዲ ጥልያንን ግሪኽን ዝኣመሰላ ሃገራት ጽዕነተን ንምፍኳስ ኣብ ድሮ ኣብ መሬተን ንዝርክቡ 40 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኤውሮጳ
The UN security council will meet on Friday to consider a report on Eritrea’s alleged support for subversion across the Horn of Africa. The report, by the UN Monitoring Group on Eritrea and Somalia, will play an important part in the global body’s decision on whether
I'm drinking a cup of tea from an X-Factor mug, staring at a shop sign scrawled on a piece of plastic: "chicken and chips". Written like that, I could be at home in east London. But this isn't Hackney or Tower Hamlets. This, as a
One of the most strange and pervasive attributes peculiar to Eritreans - possibly, Eritreans only - is obstinacy: the stubbornly unyielding refusal to change an opinion or a course of action. To stubbornly speak and write about its importance, even when your venue is discredited.
ኤርትራ ብመስፈሪ ኢብራሂም ሞኣ 2015፡ ኣብ ምምሕዳር ምስ’ተን ሓሙሽተ ታሕተዎት ሃገራት ኣፍሪቃ ከምእተሰርዐት ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ(AFP) ሓቢሩ፡፡ በቲ ንሃገራት ኣብ ሰብኣዊ ምዕባለ፡ ሰብኣዊ መሰል፡ ቀጻሊ ቁጠባዊ ዕድል፡ ድሕነትን ግዝኣተ ሕግን መሰረት ብምግባር ብሚእታዊት ዝተኻየድ ኣርባዕተ መምዘኒ፡ ኤርትራ 29.9% ብምምዝጋብ ነተን ብኵናት ሓድሕድ ዝተጠቕዓ ሃገራት ኣኸቲላ
https://www.youtube.com/watch?v=SaAETSILo28&feature=youtu.be
ልኡኽ ጉዳያት ወጻኢ ህግደፍ ዑስማን ሳልሕ ኣብ መበል 70 ጉባኤ መራሕቲ ሃገራት ተረኺቡ መዲሩ፡፡ ኣብ’ዚ ብ3ጥቅምቲ ልክዕ ክልተ ዓመት ናይ’ቲ 368 ኤርትራውያን ኣብ ባሕሪ ላምፐዱሳ ዝጠሓልሉ ዕለት ዝገበሮ መደረ፡ ነቶም ግዳያት ክዝክር ዝተጸበዮ ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ንህልቂት ዜጋታቱ ክብሪ ዝኸልእ ውርደተኛ ጉጅለ ስለዝኾነ፡፡ ድሕሪ ክልተ ዓመት