[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/ጀነቫ፡-ሓመድ-ድበ-ስርዓት-ህግደፍ።.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/ጀነቫ፡-ሓመድ-ድበ-ስርዓት-ህግደፍ።.pdf"]
እታ ልሳን ህግደፍ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ብ20 ሰነ 2015, “ትሕዝቶን ተኣማንነትን ዘይብሉ ጸብጻባት ‘ኣጻራዪ ኮሚሽን’ ውድብ ሕቡራት ሃገራት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ነቲ ብኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝቀረበ ክሲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከነኣእሶን ዘይመልክዑ ከትሕዞን ፈቲኑ። ምዕልባጥን ዓበድበድን
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/DC-Demo_Report2015.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Martyrs-Day-was-Honored-in-The-Bay-Area-2.pdf"]
መዓልቲ ስዉአት ምክንያት ብምግባር ኩላትና ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ዲሞክራስን ነበርቲ እንድያናፕልስ ከበቢኡን ነቶም ምንቲ ነጻነት ህዝቦምን ልዕላውነት ሃገረሙን ኩቡር ሂወቶም ዝከፈሉን ዝከፍሉ ዘለውን ሰማእታት ኤርትራ ሽምዓ ብምውላዕን ነቲ ብህግደፍ ዝተጠልመ መዓልቲ ስዋኣትና ናይ ሕልና ጸሎትን ድሕሪ ምፍጻም፤ ነቲ ብተደጋጋሚ ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን
By Petros Tesfaghiorighis The agenda which is spearheaded by Ruby Sandhu and Nevsun mining company officials in Bisha Eritrea who came all the way from Canada to the United Kingdom - is to advocate that there is no human rights violations in Eritrea. The meetings was cancelled
ኣብ ላስቬጋስ ዕስራ ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ተዘኪሩ ኣምስዩ: ዕስራ ሰነ ብዕለት 06/17/2015 ሮቡዕ ምሸት ብደለይቲ ፍትሒ ላስቬጋስ ብድምቐት ተዘኺሩ ኣምስዩ ፡ መልእኽቲ ዕስራ ሰነ ድማ ተመሓላሊፉ ፡ገለ ካብቲዝተመሓላለፈ መልእክትታት ዕስራ ሰነ ኽብርቲ መዓልቲ እያ ምኽንያቱ ከማና ክነብሩ ዝግብኦም ግን ምእንታና እታዝከበረት ህይወቶም ዘወፈዩ ኩቡራት ሰባት ዝዝኮሩላ መዓልቲ ሰለዝኮነት ንዓና ዝከበረትን ዝወረቀትን መዓልቲ እያ ኢሎም ።ቀጺሎም ኣብ 1991 ዕስራ ሰነ ብሓጎስን ንብዓትን ኢና ሰማእታትና ዘኪርና እቲ ምንታይ”ሲ እታ እንህንጠያ ዝነበርና ናጽነት ስለዝረኽብናስ የሕዋትና ዝተሰዋኡ ኮይኑ ኣይትሰማዓናን ሎሚ ግን ብሓዘንን ጋህን
ንድሕሪት ምልስ ኢልና ታሪኽና ምስ እንውከስ ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ዳርጋ ሚእቲ ዓመታት መዋእል ህዝቢ ኤርትራ ብዝተፈላለዩ ወራርትን ገዛእትን እናተዳህከ’ዩ መጺኡ። ንኹሉ ወራራት’ውን በብዞኑኡ እናመከተ ኣፍሺልዎ። ምዕራባውያን ንእንዱስትሪያዊ ምዕብልናታቶም ዝኸውን ጥረ ሃብቲ ንምንዳይ ንኣፍሪቃ ቈራሪሶም ተኻፊሎማ። ኤርትራ ሃገርናውን ግዳይ ናይዚ ምዕራባውያን ውጥን ብምዃን ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ
ኣማኑኤል ሳህለ ኣብቲ ነዊሕ ናይ ህይወት ጕዕዞ፡ ንስኻ ወይ ድማ እቲ ኣከባቢኻ (environment) ከይተለወጠ ስለ ዘይተርፍ፡ ወይ ንስኻ ክትብድሆ ኢኻ ወይ ከኣ ንሱ ኪብድሃካ እዩ። ወይ ንስኻ ክትልውጦ ኢኻ ወይ ድማ ንሱ ኪልውጠካ እዩ። ተጠማሚትካ ደው ምባል የልቦን። ክትዕወት እንተ ኾንካ ድማ፡ ወይ ነቲ ኣከባቢኻ ምሰል/ተመሳሰል፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Un-reports-torture-on-eritrea-1.pdf"]
20 ሰነ ዝክሪ ስዉኣት ምእንቲ ነጻነትን፣ ፍትሕን፣ ራህዋን፣ ቅሳነትን ዝወደቁ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ፣ሕድሪን ሓላፍነትን ከምዝገደፉልና ብምርዳእ ፣ሕድሮምን መብጽዐዖምን ንምትግባር ኣብ ስዊዝ ካንቶን ትቺኖ ከባቢ ሉጋኖ እንርከብ ደለይቲ ፍትሒ ብክብ ዝበለ ኣገባብ ሽምዓ ወሊዕና ንህሉው ኩነታት ናይ ኤረትራ ብምግምጋም ሕድሪ ዝገደፉልና ጀጋኑ ስወኣትና ክዉን ንምትግባር ኣበርቲዕና
ኣንቱም ሰንፈላላት ልኡኻት ሓሊቦ መጕሃዪ ዘመዶም መነወርቲ ‘ንዳ ‘ቦ እቲ ኣርሓ ደርሁ ዕንቅዓ ፈኸራ ንርእሱ ተሓቢኡ ጸቢባቶ ኣስመራ 'ሹት!' እንተበለኩም ክትገብሩ ዳንኬራ ‘ናበይ?’ ከ ዘይትብሉዎ ካብ ምሓዝ ቆጸራ። እሞ ኸኣ ንጀኔቫ፣ ናብቲ ቀጽሪ መትከል ደብሪ ሰብ ሕልና ተጣበቕቲ መሰል እንታይ ‘ዩ ዘብለኩም ሄልሄል ድቃስ ዘይሕሸኩም ምዃን ዓዲ ውዒል? ንሳ ደኣ ሕዛእቲ ‘ንድያ ንደለይቲ ፍትሒ ናዅራ ዘይትኸዱ
ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኩሉኩም ኣዳለውትን ተሳተፍቲ ሰላማዊሰልፍ ብህግደፍ ኣብ ዝዳሎ ዘሎ ንዕለት 22 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቭ ስዊዘርላንድ ። መጠንቀቅታን ሓቤረታን ንዕቁበኛታትን ንሓተቲ ዕቁባን ኣብ መላእ ኤውሮፓ ዘለኩም ኤረትራዊያን። 1ይ ፣ ነዚ ንዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ፣ ሀ፣ ብሰብኣዊ ግህሰት ደቂ ሰባት ምካኑ ክፍለጥ ይግባእ። ለ፣ ንገበነኛታትን ዓመጽትን ምካኑ። ሐ፣ ንሰለማዊ ህዝቢ
https://www.youtube.com/watch?v=-Jw-A4U6cUs&feature=youtu.be
ፈውሲ መርዚ ገበል ሓድነት። እዝክረካ’ወ ንቑሕ ዉፉይ ንጉስ በረኻ፡ ቆራጽነትካ ዘፍትሔ ዕጥቂ ጸላእትኻ፡ ዓወት ንሓፋሽ ዝነበረ ስንብታኻ፡ ህይውትካ ዝኸፈልካ ንዕላማኻ፡ ነቕንቃ’ስከ ንዋዕሮ ሳሕል ብጸይትኻ፡ ከዘንትወልኩም ሕሰም ናይ ህዝብኻ። ኣቦኻ ተጸቢዮም ነይሮም ክላበውኻ፡ ናፍቖት መሊኻ መገሻ ኣርሒቖም ክደልዩኻ። ኣደኻ”ስ ደቅኻ ከጽንሓልካ ሃቂነን፡ ክመርዓው ያኢ ሓድጊ ክገድፉለን፡ ተካል ማህጸን ግን ሕሹኽ ኢላተን፡ እዚ ዝሰምዔት ዘይተጻዋሪት ልቢ ጠሊማተን። ድኽነትን ዝኽትምናን በዲሆም
https://www.youtube.com/watch?v=GW8cU2-Z0_Y&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=3XBd1amatC4&feature=youtu.be
ጀጋኑና ፍሥሓየ መብራህቱ ጀጋኑ ኤርትራ ኣቱም ነጋውሠ መስዋዕትኹም ክዝክር ሎሚ ኣሓዲሸ መንነትኩም ክዝርዝር ሞያኹም ጠቒሸ ዝኽሪ ጨጓር ዳንጋ ጡና ዝጠሓሰ ዝኽሪ ንኡስ ጓሳ ገና ዘየግዓሰ ዝኽሪ ደፋእ ድንኵል ሕዳድ ዝሓረሰ ዝኽሪ ናይ ሸቃላይ ለይቲ ዝገስገሰ ዝኽሪ ተማሃራይ ደብተር ዝዳህሰሰ ዝኽሪ ሊቅ ምሁርና መጽሓፍ ዝደረሰ ዝኽሪ በዓል ሞያ መሬት ዝሃንደሰ ዝኽሪ ሓካይምና ሕማማት ዘልገሰ ዝኽሪ ጓለ’ንስተይቲ ቃልሳ ዘይንኣሰ ኣኃታ ኪወርሳ
ብመሰረት ዉድብ ሕብራት ሃገራት ዝመዘዞ መርማሪ ኮሚሽን ዘቅረቦ፡ንሓቀኛ መከራን ስቃይን ንሓቀኛ ምስልን ወጸዓን ህዝቢኤርትራ ዝገልጽ ጸብጻብ፡ ንስርዓት ህግደፍ ዕብድብድ ኣእቲዩሉ ይርከብ። ነቲ ጸልማት ትጎልቢቡን ብሚስጥርን ብቃጻን ብሽርበት መልክዕን ክፍጽሞ ዝጽነሐ፡ መዳርግቲ ዘይብሉ ጨካን አረመናዊ ገበናት፡ እነሆ ሕጂከም ጸሓይ ቀትሪ ቦጣዕጣዕ ኢሉ፡ከዊልካ ዘይክወል፡ ሽፊንካ ዘይ ሽፈን፡ኣመኽኒኻ ዘይሕለፍ
9th June 2015 The Network of Eritrean Women (NEW) participated in a seminar held at the House of Commons at Westminster (UK parliament) on 09 June 2015. The Seminar was hosted by Baroness Jenny Jones of Moulescoomb (Green Party) who made an introductory speech. The seminar
https://www.youtube.com/watch?v=FNS-VwpPwjs&feature=youtu.be
ትርጉም ዘይብሉ ጉዕዞ ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ንጀነቭ ኣብ ዓዲ-ዲሞክራሲ ኰይንካ ንዲሞክራሲ ምቀዋም? ኣብ ሓደ ህዝባዊ ቃልሲ ፡ጨቋንን ተጨቋንን ዘለዎ ስርዓት፡ ተቓዋምን ደጋፍን ክህሉ ባህርያዊ ኢዩ። አብቲ ናይ መጀመርታ መድረኽ እቶም ተቓወምቲ ውሑዳት ኢዮም። እቲ ቅኑዕ ዓላማ ስለ ዝተዓጥቁ ግን እና በዝሑን እናሓየሉን ይኸዱ። ኣብ መወዳእታ ድማ ዓወቶም
ጅግንነትን ቆራጽነትን ብልሕን መስዋእትን ተሓኤ ዓቢ ግናዕ ናጽነት ኤርትራ’ዩ። ሃገራዊ ቃልስና ካብ ዝቀጻጸል ኣትሒዙ፡ ተጻብኦታቱ ዋላ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ይደይብ፡ ሳላ’ቲ ውሁብ ሓቅነቱ ንኽምክት ህዝባዊ ግርማ ስለ ዝነበሮን፡ ካብ ዕለት ንዕለት ቅያታት ዘይተፍልዮ መስተንክር መስዋእቱ እንዳኣተርንዐ ዓወት ክጓናጸፍ ክኢሉ’ዩ። እቲ ተቓላሲ ባህርን መኸተን ህዝብና፡ ብቐንዱ እቲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/Letter-of-Support-06.16.15-English.pdf"]
ዝኸበርካን ዝኸበርክን ሓውን ሓፍትን እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ስርሃት ህ.ግ.ዲ.ፍ. ዝወርዶ ዘሎ ግፍዕታት መከራን ብፍላይ ከኣ ነንምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ኣመልኪቱ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብፍሉይ ኮሚሽን ተታሒዙ መጽናዕቲ ከካይደሎ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ስዊዘርላንድ ጀነቫ ኣብ ዝርከብ መጋባእያ ሕቡራት መንግስታት ከም ዝቐርብ ተፈሊጡ ኣሎ:: ነዚ ጉዳይ
ህልዋት እናቐተልካ ስውኣት ከተኽብር ብኸመይ መገዲ…..? ናጽነት ኤርትራ ፍረ 20 ሰነ መዓልቲ ስውኣት እያ፡፡ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ: ንኹሎም እቶም ንስለ ናጽነት ህይወቶም በጃ ዝኸፈሉ ጀጋኑና ብፍሉይ እንዝክረላ: መብጽዓና እነሓድሰላ: ክብርቲ ዕለት ስለ ዝኾነት፡፡ እቲ ምንታይ ጀጋኑና ንሞት እናተቐዳደሙ ግንባሮም እንተዘይህቡ፡ ኣነ ክሓልፍ ንስኻ ስዓብ
ጡረታ ጌርኩሞ! ወዲ ሰብ ከም ዓሳ ካብ ጐልጎል ክትገፉ ኣሪግኩም ቆንቊንኩም እንካብ ትስነፉ ኣቱም *እምሄዋትና ሎምስ'ባ ኣዕርፉ *ኣባሓጎታትና ክሳዕ ግዜ ሞትኩም ስልጣን ከይትገድፉ መብጽዓ ኣሎኩምድዩ ናይቶም ዝሓለፉ!? ክሳዕ እትወድቁ'ወ ብሕማም ሰንኪልኩም ኣብ ኰረሻ ስልጣን ክትነብሩ ኣራጢጥኩም እቲ ዝፋን ናይ ህዝቢ ኪኸውን ደሞዝኩም ጡረታ ጌርኩሞ ዓስቢ ምግዳልኩም ነዚድዮም ስውኣት ሓደራ ኢለሙኹም!? ስልጣንኩም ዘይድሩት ከም ኣልፋን ኦሜጋን ህዝቢ እናኣታለልኩም
20/06/2015 ጀኔቫ ሓቂ ፍረዲ እንታይ ክ ኢዩ ጉዱ ገሪሙና ተጋጊና ዲና ሲኢና ጥዕና ዘይንሓስብ ስቓይ ናይ ደቅና እቶም ዝዕዘቡስ እንታይ ይብሉና ሙሉእ ዓለም ይዛረብ ብአና ካባና ርሒቑ እቲ ሕልና ክብረት ሲኢናላ መንነትና ከም ደርሆ ንጻወት ብደቅና። ተልእኾ ዘሎዎ እዚ እከይ ወዲ ሓዲግ መዲግ ገይርዋ እዛ ዓዲ ከይንስጉም ዓጺና መገዲ መቐጻዕ መልሓሱ ዝበተኸ ቀይዲ ዓዲ ዘንጊ ኔራ ዓዲ ፍርዲ ሕጊ አልቦ
ንነዊሕ ግዜ ትጽቢት ዝተነብረሊ ብመምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ዝተጻሕፈት “ መምዘክርና እንተንግንጽል” ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ መጨረሻ እንሆ ንምዝርጋሕ ተቐሪባ። እታ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀዳማይ ክፋሊ ብዛዕባ ኣቶ ዘርኡ ኣብ ውሽጢ ናይ ከተማ ናይ ደባይ ውግእ ስርሒታት ተ.ሓኤ ኣብ መስመራት ከባቢ ዓዲዃሊን-መንደፈራን ኣስመራን ዘሕለፎ ፈተነታትን ኣስተዋጽኦታትን ዝርዝራት ኮይና፡ ኣብ ካልኣይ ክፋሊ ክኣ
“ይድንጒ’ምበር ኣድግስ ናይ ዝብኢ ኢያ” 18.06.15፡ ካልኣይ መርድእ፡ ካልኣይ ቀብርን ካልኣይ ሃገራዊ ሓዘንን። ሓደ ግዜስ ዝብኢ፡ ኣድጊ ንኣእዛና ከምዝጠዓማ የማነ-ጸጋም ከተወጣውጦ እንከላ ቀርኒ መሲልዎ ከብዱ ከይትብትብቶ ይፈ ርሃ ከምዝነበረ ኣውጊዐኩም ነይረ። ኣይደለየቶን’ምበር ብበሮኾዳኣ ገይራ’ውን ኣስናኑ ከይተርግፎ እሰግእ ነበረ። ሓንቲ መዓል ቲ ወዮ ዝብኢ ክቱር ጠምዩ ምማቱ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/06/University-of-Skövde.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?t=287&v=sCRIhSSXXIk
https://www.youtube.com/watch?v=sUFGhpsVbm8
ቅድሚ 23 ዓመት ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ: ኣብ ሕዳር 1978 ብሰራዊት ደርግ ተማሪኻ:: ኣብቲ ደርግ ዘመናዊ ኣጽዋር ዝዓጠቐ ኣእላፍ ሰራዊት ኣሰሊፉ ዝኸፈቶ ናይ ሰሜን ግንባር: ህዝባዊ ሰራዊት ብጅግንነት መኪቱ ሰብን ንብረትን የውጽእ ነበረ:: ተጋዳሊት መምህር ግደይ ነጋሽ ኣብ ብርጌድ 23 ተሰሊፋ ኣብቲ ኣብ ዒላበርዕድ ዝተገብረ ናይ
Eritrean refugees assembled in Liverpool from all over the UK held a successful demonstration against the new guidance report published by the UK Home Office to deny them their asylum rights claiming that Eritrean refugees do not have any problem in their country and would
ዓመት መጸ 20 ሰነ፡ ሰማእታትና ንምዝካር፡ ሽምዓን ጥዋፍን ብምብራህ፡ ኣግራብ ብምትካል፡ ኣብ ኣብያተ ክርስትያንን መሳጊድን ብምጽላይ፡ ስድራቤቶም ብምሕጋዝን ካልእ ንጥፈታት ብምክያድን ክቡር ሞያኦም ንዝክሮ። ኣብ ዓለም ንህዝብኻን ሃገርካን ህይወትካ ምውፋይ፡ እቲ ዝኸበረን ዝዓዘዘን ህያብ’ዩ። ስውኣትና ዝኸፈልዎ ልዑል ህይወት፡ ዋጋን ትርጉምን ንኽህልዎ ግን፡ ኣብቲ ደሞም ዝፈሰሶን
https://www.youtube.com/watch?v=_s6V3KRsrP0&feature=youtu.be