https://www.youtube.com/watch?v=qmFUWD6QuA0&feature=youtu.be
https://www.youtube.com/watch?v=qmFUWD6QuA0&feature=youtu.be
Two Britain-bound migrants burn to death in the back of lorry in Dunkirk There was an explosion as it went through customs at Loon-Plague port Polish lorry driver is now being interviewed by French police Victims are unidentified and investigators believe it to be an accident The truck, carrying
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/public-meeting-London2.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Time-for-Reflection-Part-II.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=RlftaT6nz74&feature=youtu.be
ብናተይ መረዳእታ፣ ካብቲ ንምሕደራዊ ኣከፋፍላ ዝተሓንጸጸ ካርታ ኣውራጃታት ኤርትራ፣ እሞ ኸኣ ኣብዚ ዓለም እናጸበበትሉ ትኸይድ ዘላ መዋእል፣ ኣውራጃዊ ፖለቲካ ምምሃዝን ብቑጠባዊ ውዲታት ከተራጕዶ ምፍታንን ርትዓዊ መሰረት ዘይብሉ ኣጉል ምጕት እዩ። ብዛዕባ ሃገር ክንሓስብ ከለና፣ ምስ ሓማሴን ኣብ ዝዳወባ ዓድታት ሰራየ ዝርከብ ኤርትራዊ፣ ኣብ ጎደቦኡ ኣብ
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝሓረዮም ሰለስተ መጋበርያ፣ ኣብ ወጻኢ ንዝሰላሰል ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ንምጽባእ መምርሒ ተቐቢሎም ERITREAN NATIONAL COUNCEL ኣብ ትሕቲ ዝብል ስም ክንቀሳቐሱ ጀሚሮም ከምዘለዉ ተሓባበርቲ ኣሰና ካብ ሰሜን ኣመሪካ ሓቢሮም። ብመሰረት 'ቲ ሓበሬታ እቶም ነዚ ስራሕ ከሳልጡ ሓላፍነት ተዋሂቡዎም ዘሎ ገለ ካብ ዉሑዳት ምሁራት ምስ
ዕዉት መስራቲ ጉባኤ ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna) ጥርናፈ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኤርትራ ንለውጢ ኣብ ኢስኪሊስቱና (Eskilstuna) - ሽወደን፡ ብሰንበት ዕለት 16/11/2014፡ መስራቲ ጉብኤኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ። ኣብ መኽፈቲ ኣኼባ በቶም ተበግሱ ጥርናፈ ኣብ ዝተወስደሉ ኣኼባ ዝቖመት ግዜያዊት ሽማግለ ብእንቋዕ ድሓን መጻእኩም ቃል ተኸፊቱ። መስራቲ
ነቲ ኣኼብ ብረድዮ ማሕበረ ስቦም ንኹሉ ኤርትዊ ምዄኑ ኣዊጅኦም። ደላይ ፍትሒን ሓደስት ስደተኛታትን ኤርትራውያን ተቀማጦ ዮተቦሪ እዚ ኣኼባ´ዚ ንኹሉ ዝምልከት ኣኼብ እዩ ብማለት ኣብ ሰዓቱ (ልክዕ ሰዓት ክልተ ድሕሪ ቀትሪ) ተረኺቡ። እቲ መኤከቢ ቦታ ግን ዓሰርተ ዘይኮኑ ካብ ክልተ ዞባታት ሽወደን ዝተኣከቡ ሰባት ዝተደመሮም ሸውዓተ ፖሊስ
https://www.youtube.com/watch?v=SX56V9zu-uk&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Sandiego18.pdf"]
ነቒዙ፡ ቆሚሉ፡ ሓሲኹ፡ ቆርዲዱ፡ ሓቢቡ፡ ዓስዩ፡ ሰቢቡ፡ ከሪሱ………. ኣብ ኣካዳሚያዊ ትርጉም’ዃ እንተዘይኣተኹ ግን ብዙሕ ዝዓይነቶም መጸይቲ ኮ ኑ ካልኦት በላዕተኛታት ከም ቁማል፤ ጣንጡ፤ ከርሰ፤ ሓቢ፤ ቁርዲድ ዝኣመሰሉ ከምዘሎ’ውስ እፈልጥ። ንሳቶም ምንም ከይሰርሑ ኣብነብሲ ግዳያቶም ሰፊሮም ደም ኮነ ካልእ ስሩሕ መግቢ እናመዝመዙ ስለዝነብሩ “በላዕተኛታት” ወይ “መ
https://www.youtube.com/watch?v=iWIHcKfH73U&feature=youtu.be
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/H.Abraha-article-17.11.2014.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/gubTish.pdf"]
ሃማደኤ ድስቲ ኵስኵስቲ ኢሰያስ ጭፍራ ህግደፍ ጽብብ ክብሎ ከሎ፡ መሳርሒኡ ካብ ዘቘመን ማሕበራት ንሃማደኤ እዩ ዝዓበየ መደብ ዝህበን። ሃማደኤ ድማ ከም ድስቱ ኵስኵስቱ መጠን ብዕሙት ዓይነን፡ “እሺ ሕራይ” ዝቕበልኦ። ኣብ ጀርመን ዝርከባ ኣባላት ሃማደኤ ን22 ሕዳር 2014፡ ኣብ ጐፒንገን (Göppingen) ሓንቲ ከተማ ናይ ጀርመን መበል 35 ዓመት
14 November 2014 – The number of asylum-seekers in Europe from Eritrea during the first 10 months of 2014 has tripled compared with last year, with large numbers of refugees from the country also fleeing to neighbouring Ethiopia and Sudan, the United Nations Refugee Agency
ሃገር በ ቡ ቢ ባ ቤ ብ ቦ ኮይና ኣላ:: ሚካኣኤል ኣጎስቲኖ 1) በ- በንዚን የሎን 2) ቡ- ቡን የለን 3) ቢ- ቢራ የሎን 4) ባ- ባኒ የለን 5) ቤ- ቤት የለን 6) ብ- ብርሃን የለን 7) ቦ- ቦታኻ ኺድ ኢሳያስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዝብልዎ መንእስያት እዮም::
The Fighter's Letter (Paulos Natnael) I am happy to let my readers know that my book, "The fighter's Letter", a novel, has just been published by Africa World Press/Red Sea Press. Please visit the website to order the book there. Here is the link: http://www.africaworldpressbooks.com/servlet/Detail?no=1169 "The fighter’s Letter" was conceived
ሓጺር መግለጺ ውጽኢት ቀዳማይ ኣኼባ ምስ ፖሊቲካውን በርገሳውን ውድባት ኤርትራ ጥቅምቲ 23-25፡ 2014፥ ቪየና፡ ቨርጂንያ፡ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእንግዶት ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ) ኣብ ተቓውሞ ንዝርከባ ሃገራውያን ፖለቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን ንምሕባር ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 23-25 ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ርዝነትን ምክብባርን ብዝዓሰሎ መንፈስ ተዛዚሙ። እዚ ነቲ ሓደገኛ
ተጋ/ የማነ ተ/ገርግሽ "ኣብ ዘይመዓልትኻ ኣይምወትን`ዩ" ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ተጋ/ የማነ፤ ከመዮ ዝበልካዮ ንሓደ መዓልቲ ዘዋግእ ብረት ተጸሚዱልካ፤ብለይትን ቀትርን፤ብሰብኡትን ኣንስትን ተሰሊኻ፤ብዘየድምጽ ብረት ኣልግብ ኣቢሎም ከቃብጹኻ`ሞ ንዘልኣለም ምስ ምስጢራትካ ተቀቢርካ ንኽተርፍ ዝተጻውደ ኮንቱ ዕጥቂ መኺኑስ፤ ሃንዳሲ ቅትለትካ ብተመሳሳሊ ናይ ይቀተል ብይን ቀዲሙካ ክቅተል ምርኣይ ወዲ ሰብ ኣብ ዘይማዓልቱ ከምዘይመውት ዘረጋግጽ
https://www.youtube.com/watch?v=izUAd3-RpiI&feature=youtu.be
ወርቂ ፍሥሐየ መብራህቱ ርኣዩዋ በሉ ጓል ሃገረይ፡ ከም ንግሥቲ ተዓጂባ ከም ልዕልቲ ወርቂ ካባ ዘይዓጣ ዘይዓጅባ፣ ተዃሒላ ቀባሕባሕ በናጅር ኣብ ኢዳ ጨርባሕባሕ ኣልማዝ ካቲማታ ማሕማሕ ኵትሻ ኣብ እዝና ወዛሕዛሕ ጐባጉብ ኣብ ክሳዳ ፈሣሕሣሕ ወርቂ ሚዶ ኣብ ርእሳ ነፋሕፋሕ ሕልሕሎ ተኣንጊባ ሸማሕማሕ በራውር ኣንባር እግራ ሽዋሕዋሕ። እንድዒኸ! ናይዛ ኃውተይ ይገርመኒ ምስ ባህልና ዘየሣኒ ከይተቐብረ ሬሳ በድኒ ናብ ጓይላ’ያ ዝመስለኒ ተበጊሳ ጌራ ሳእኒ፡ ሓሚማዶ ክቱር ረስኒ? ዓቢዳዶ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/REVISED-DIALOGUE-11-8-2014.pdf"] ን ብ ስ ራ ት! ምጅማር ምኣዲ ዘተ! ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን - እቲ ንነዊሕ ግዜ ተቛሪጹ ዚጸንሐ ምኣዲ ዘተ - ወርሓዊ ኣኼባ ኪጅምር ምዃኑ ብትሕትና ከበስረኩም እፈቱ።ስለዚ፡ ተሳተፍቲ፡ ዘተ ንምህብታም ክዝረበሉ ይግባእ እትብሉዎ ጉዳያት ሓሲብኩሙሉ ክትመጹ ብትሕትና አተሓሳስብ። ዕለት፡- ቀዳም፡ ሕዳር (November) 22፡ 2014 ቦታ፡- ECC - 590 SHAWMUT
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/Dr-Tewolde-Rememberance-day-final14.pdf"]
https://www.youtube.com/watch?v=jd7rmahICss&feature=youtu.be
ኣዛዚ ሓይልታት ምክልኻል ኮይኑ ዘሎ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ፣ ነቶም ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ሚኒስተር ምክልኻል ከሎ ኣብ ኩሉ ምስኡ ዝገብሩዎ ምልውዋጥ መልእኽቲ ቅዳሕ ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ምልኣኽ ከም ኣሰራርሓ ለሚዶም ዝጸንሑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ኣኪቡ፣ " ካብ ሕጂ ንደሓር ናባይ መልእኽቲ ክትሰዱ ከለኹም፣ ቅዳሕ ናብ ፕረዚደንት ምስዳድ
ስርዓት ህግደፍ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን 5 ስሩዓት መጋበርያ ክመርሕዋ ምሉእ ስልጣን ሂቡ ኣዋፊርዎም ኣሎ። ኣቐዲምና ከም ዝሓበርናዮ፥ ነቶም ሽማግለታት ጳጳሳት ዓጽዩ ከጻብበሎምን ከፈራርሆምን ድሕሪ ምጽናሕ፥ እቶም ነዚ ሓሳብ ኣይንቕበልን ዝበሉ ክልተ ጳጳሳት ኣባ ቄርሎስን ኣባ ዮሓንስን ኣብ ዘይብሉ፥ ብኣባ ሉቃስ ዝተመርሐ፥ ሓይሊ ተጠቒሙ፥ ሓሙሽተ መጋበርያ ኣዋፊሩላ
ስርዓት ህግደፍሲ ኣብቂዑ ነይሩ:: ተሪፉ ዘሎ ጉዳይ ተቓወምቲ ሓይልታት እዩ:: ብሚካኤል ኣጎስቲኖ 12/11/20 ጀርመን:: ስምረት ማለት ሓደ ምኻን ጥራይ ኣየስሞዕን:: ስምረት ማለት ዕርቂ እዩ:: ዕርቂ ናይ ሓባር ዕላማ ወይ ትጽቢት ንዘለዎም ማለት እዩ:: ብዙሓት ወገናት : ናይ ሓባር ትጽቢት ዘለዎም ክንሶም ኣብ ሜላ ምስ ዝፈላለዩ መኻልፍ ይፈጥሩ:: እዞም
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2014/11/staufer-demo1.pdf"]
ኩነታት ሃለዋት ሃገርና ካብ ዝሓመቕ ናብ ኣዚዩ ዝኸፍአ መድረኽ ኣብ ዝሰጋገረሉ ዘሎ እዋን ብምዃኑ ነዚ ኣብ ግምት ብምእታው ምክትል ኣቦ መምበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣቶ የውሃንስ ኣስመላሽ ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት ሃገርና ብፍላይ ክኣ ንህልው ኩነታት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ኣመልኪቱ ሰፊሕ
Press Release INTERNATIONALLY RECOGNIZED ERITREAN ARTIST MICHAEL ADONAI HAS BEEN CHOSEN AS THE RECIPIENT OF THE AFRICAN-AUSTRALIAN EXCELLENCE OF THE YEAR AWARD. The award is aimed to honour, recognize and celebrate the contributions of Africans to all spheres of the Australian society. It’s also to establish honorarium and present
https://www.youtube.com/watch?v=3WcYYyStpoU&feature=youtu.be
London: Musician and philanthropist Sir Bob Geldof, who in 1984 inspired a generation of rock stars to record a charity single for Africa, will raise money to combat Ebola with a new version of the song. Geldof, frontman for Irish new wave band The Boomtown Rats,
Two security guards have been killed by a man armed with a knife outside Sudan's presidential palace in the capital Khartoum, officials say. The attacker seized one of the guards' weapons before other guards killed him, a presidential spokesman said. He said the man appeared to be
ምጅማር ፈነወ ረድዮ ኣብ ኣትላንታ-ጆርጅያ ናይ ኣትላንታ ሰፊሕ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምትእኽኻብ ንምትካል ፍትሓዊ ስርዓት ኣብ ኤርትራ፡ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ሕዳር 16, 2014 ጀሚሩ ናይ ረድዮ ፈነወ ከምዝጅምር ንሰማዕቲ ከበስር ይፈቱ። እቲ ናይ ፈነወ መደብ ኣብ LOVE 860AM ዝፍኖ ኮይኑ፡ ነብሲ ወከፍ ሰንበት ካብ ሳዓት 5፡00ድ.ቀ-6፡00ድ.ቀ