ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ ሃንደበታዊ ስጉምቲ ንምዝርራብ ዓርቢ ነሓሰ 2, 2013 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይድና
ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ እቲ ንዶር ዮሱፍ ብርሃኑ ካብ ኣቦ መንበርነት ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ካብ ሓላፍነቱ ናይ ምውራድ ብመሪሕነት ባይቶ ብሓፈሻ፣ ብኣቦ መንበር ኣቶ ጸጋይ ዮሃንስ ከኣ ብፍላይ ዝተወስደ ሃንደበታዊ ስጉምቲ ንምዝርራብ ዓርቢ ነሓሰ 2, 2013 ህጹጽ ኣኼባ ኣካይድና
Outline of Basic Approach of Uniting Eritrean Democratic And Civic Resistance I. Background: Eritrea achieved its independence in 1991 after a bitter and long political and armed struggle for freedom and independence. The people of Eritrea and the gallant heroic fighters (Tegadelti/Munadlin), who hailed from diverse backgrounds,
The 4th ordinary session of the Executive Office of the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) began its meetings on July 1, 2013 and ended its work on the 13th of the month. After deliberating on various agenda items and making decisions the session
ክሳዕ ትመውትዶ! ኣንታ እሙን ምልኪ ገዲም ተጋዳላይ እንታይ ደኣ ኣምጽኦ ብሃንደበት ምፍላይ ከምቶም ዝቐደሙ ዉሒጡካ ቀላይ ዓለምዶ’ታ ኣርኪባ ዘይብላ ኣፈላላይ ወዮ በል ክብለልካ ኮይነ መላቓሳይ! ነዚ ዉጹዕ ህዝቢ ውዕለቱ ኪሒስካ እዚ ኹሉ በደል ይቕረ ከይበለልካ ምኻድ ዶ’ታ ኾይኑ ምሉቕ ኢልካ በል እስከ ፈጣሪ ምሕረቱ ይሃብካ! ኣብ ስርዓት መላኺ ኣብ ህግደፍ ኮይኑ’ምበር ከምዛ ዘይወለደት ተካእቲ እዛ ሃገር ኣሪግካ
ሰለስተ ዓመታት ዝገበረ ኣጋጣሚ ኢዩ። ሓደ ዉሩይ ኣፍሪቃዊ ደራሲ ንፈለማ ግዜ ኣብ ኤርትራ ዑደት ንምፍጻም ኣስመራ ኣትዩ። እቲ ደራሲ 66 ዓመት ዝዕድሚኡ ኑረዲን ፋራሕ ዝተባህለ ሶማላዊ ኢዩ። ኑረዲን ፋራሕ ካብ 70ታት ክሳብ ሕጂ ሓያሎ መጽሓፍቲ ደሪሱ ኢዩ። ገለ ካብ ድርሰታቱ From a Crooked Rib(1970)፣ Sweet
ስጊንጢር ካብ ብርሃን ጸልማት ካብ ጽጋብ ጥሜት ካብ ራሕሲ ድርቀት ካብ ህንጸት ዕንወት ካብ ሰላም ህውኮት ካብ ኣብ ዓድኻ ስደት ካብ ሓቂ ሓሶት ካብ ሓጎስ ንብዓት ካብ ስሓቅ ብኽያት ዘለዎ ጸልእቲ ሰናያት ። ጉድ ሪኢና ኮክፉኡ ዝፈቱ ሃገር ደፊኑ ኣጸልሚቱ ህዝቢ የህሊቁ ኣጽኒቱ ትሕቲ መሬት ኣስፊሩ ብጾቱ ፣ ንሱስ ኣእምርኡ ሲሓቱ ዝገርመካ ግን ናይቶም ስዓብቱ ፍጹም ዘይስተብህሉ ምስኡ ዝህውትቱ ። ዎግዓዊ
The concept of UNITY under arrest by the youth leaders in the Diaspora. As you know the Eritrean government has been terrorizing the Eritreans at home: Likewise, the divisive opposition forces have equally been terrorizing the people from the Diaspora: Check this out: መግለጺ ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ ብዛዕባ ርክብ ቦለኛ Posted on August 2, 2013 by assenna ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን”
Saturday, August 3rd 2013 As a boy, BROTHER PAULOS MESMER tended his family’s livestock in Eritrea, since his parents had no intention of letting him go to school. But he was determined to be literate, even if it meant studying by moonlight. Later, he gave up
By Eric P. Schwartz and Mark Hetfield, Published: August 3 Eric Schwartz was assistant secretary of state for population, refugees and migration from 2009 to 2011. He is dean of the Humphrey School of Public Affairs at the University of Minnesota and a board member of the Hebrew Immigrant Aid Society (HIAS). Mark
ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኣቶ ወልደሚካኤል ገብረማርያም ሎሚ 4 ነሓሰ ሃንደበት ዓሪፉ። ብመሰረት ሓበሬታ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ፣ 72 ዓመታት ዝገበረ ኣቶ ወልደሚካኤል፣ “ኣብ ጋሽ ባርካ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ኣስመራ እናተመልሰ ኣብ ከረን እዩ ዓሪፉ”። ጠንቂ ሞቱ እንታይ ምዃኑ ግን ኣይተገልጸን። ድሕሪ ናጽነት ንነዊሕ ዓመታት ሚኒስተር ማይን
Venue: Amnesty International 17/25 New Inn Street London EC2A 3EA conference date: 16 and 17 August 2013 Dear Friends ERSA-UK would very much like to invite you for its special conference titled "Making a difference to the lives of refugees” Every month there are over 2000 people, mostly the youth, leaving
Either Save Your Self or Sink with It Juba boy As I have cited in my previous article, I don’t like to take sides. I prefer not to be with someone or against anyone in this life. I am always neutral and objective. That’s my stand and that is
Yossi and Hadar Braha, a Petah Tikva couple of Ethiopian descent who were given an Eritrean couple's newborn baby, say racism was behind Beilinson Hospital's mistake. A Petah Tikva couple has accused the city's Beilinson Hospital after their newborn baby was swapped with another last week,
እዚ ንምቕያድ ዝኣዘዘ ወይ ከሳስየይ ብንጹር ብመገዲ ሕጊ ክፈልጦ ስለዝደሊ፡ ብዘይ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ፡ ዋና-ኣኽባር ሕጊ፡ ነዚ ኣብ ልዕለይ ዝተወስደ ክፍሊ ፍትሒ፡ ላዕለዋይ-ቤት ፍርዲ ወይ ዋና ኣኽባር ሕጊ ይፈልጥዎ ዶ? ብናይመን ሓላፍነት ተወሲዱ? ሕጊኸ ይፈቅድ ዲዩ? ስለምንታይ በቲ ሕጊ ዝፈቕዶ ዘይተፈጸመ? ብመሰረት ኣዋጅ-5- መሰጋገሪ ሕጊ
ስምረት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ኣብቲ“”ምትእኽኻብ ተሓለቕቲ ዲሞክራሲ ኤርትራውያን” “ብዝብል ስም፡ ኣብ ቦለኛ ጣልያን ተመዲቡ ዘሎ ርክብ፡ ኢድ ከምዘይብሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ፡ ብፋላይ ከኣ ንመንእሰያት የፍልጥ። [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/08/EYSC_NA_2.pdf"]
ስርዓት ህግደፍ ን 28 አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ አብ ከባቢ ባርዶሊ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብጋህዲ ረሺኑ፡ እቶም ብምሉኦም ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝኾኑ አባላት ሓይሊ ባሕሪ ንናይ ጽጌራዳ ገብረመድህን አማሓዳሪት ዞባ ሰሜናዊት ቀይሕ ባሕሪ መራሒ መኪናኣ ዝነበረ ከተህድሙ ፈቲንኩም ብምባል ቅድሚ 3 መዓልቲ ንብሙሎኦም
ኣገዳሲ መግለጺ ኣብ ፖለቲካ ሓቂ ውጸኢት ናይ ሓይሊ ኢዩ ፡ ምስሉይነት ግን ውጽኢት ናይ ድኽመት ምልክት !!! ውድብና ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ፍትሕን ኤርትራ ካብቲ ብረታዊ ዕጥቂ ኣልዒሉ ኣብቲ ዝካየድ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ እጃሙ ንኸበርክት ካብ ዝተበገሰሉ እዋን ጀሚሩ ብውሽጥን ብደገን ከጋጥምዎ ዝጸንሑ ሓያሎ ጸገማት ከከም ኣመጻጽኣኦም ንምፍትሖም ዘይሕለል
ካልኣይ ክፋል ሓሽከት ውድባትን ማሕበራትን ቃልሲ የዐውታ’ዶ…? ኣብ ቀዳማይ ክፋል እዚ ዓብን ተኣፋፍን ግን ከኣ ግድን ክንዝትየሉን መቐይሮ ክንገብረሉን ዘለና ኣርእስቲ ጽሑፈይ፡ ብኤርትራውያን ስደተኛታት ፕሮፌሰር ዳን ኮነል ተሓቲቱ ዝሃቦ መልሲ እንታይ ነበረ፡ ኣብ
ቅድሚ ኩሉ ዓይቢ ሓውና አቶ ብርሃነ ገ/ንጉስ ዝጸሓፎ ብዛዕባ “ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ፣ ዓገብ’ውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት” ብዝብል ኣርእስቲ ቁሉዕ ወቐሳን፣ ዝተሰምዖ ጓሂን፣ ዘይዕግበት ትጽቢቱን ትጽቢት መብዛሕቲኡ ኤርትራውያን ዘይምኻኑ ብመገዲ ገሰጻ ነቲ ተሪኺቡ ዘሎ ግርጭት ኣመንጎ መራሕቲ ሃገራዊ ባይቶ ፍታሕ ክግበረሉ ኤርትራዊ ምሕጽንታኡ
ግቡእን መሰልን ዝተፈላለየ ትርጕምን መግለጽን ይወሃቦም ድኣ'ምበር፡ እናተዓናገሉ ብሓደ ዝጐዓዙ ዝተወሳሰቡ ኣምራት ኢዮም። ብግቡእን መሰልን ዝመጸ፡ እቲ ነብስ-ወከፍ ሃገራዊ ዜጋ እኹል ቆላሕታ ሂቡ ብዕቱብነት ክግንዘቦን ልቢ ከዕብየሉን ዝግብኦ ኣዝዩ ኣገድሲ ነጥቢ እንተሎ፡ ክልቲኦም ኣምራት ነንሓድሕዶም ዝተመራዀሱን ዝተኣሳሰሩን ስለ ዝዀኑ፡ ኣብ ዝዀነ እዋንን ኩነታትን ነጻጺልካ ክትርድኦምን
August 04, 2013 Toronto Demonstration at Sheraton Hotel; Down Town JOIN US! WHAT: Demonstration outside the Sheraton Hotel Down Town in solidarity with the Eritrean Sinai Victims and other refugees detained in Libya, Egypt, Yemen and the Sudan. We will speak on behalf of the Eritreans who
16 ሓምለ 1950 ፍጻመ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ነበረ።ኡራጋይን ብራዚልን ዋንጫ ንምጭባጥ ንዘካይድኦ ግጥም ዝዕዘቡ ኣሽሓት ብራዚላውያን ኣብ ስታድየም ከተማ ሪዮዲጃንየሮ ተረኽቡ።ብራዚል ኣቐዲማ ብዘዋህለለቶ ነጥቢ ዋንጫ ንምዕታር ማዕረ ምፍልላይ ጥራይ ኣኻሊ ነበረ ማለት ክልተ ዕድል ነበራ።ኡራጋይ ግን ዘውዲ ክትደፍእ ክትስዕር ነበራ።ኣብ ካልኣይ እብረ ጸወታ
ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ ዓገብውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ሎሚ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ዜና ምስ ሰማዕኩ እዘን ዝኽተላ ሓንቲ ምስላን ሓንቲ ብሂልን ኣቦታትና ትዝ ኢለናኒ፡ *ደርሆስ ብኣምዑት ደቃ ትጻወት፡፡ *ኣሕዋት እንታይከ ኣምጽኦ እዚ ኩሉ ዕሽነትን ጭካነን። ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ናይ ኣቶ ኢሳያስ ተግባራት ክሓስብ ከሎኹ፤ እሞ ምስቲ እቲ ህዝቢ