Dear Asena readers: please download and install Firefox browser http://www.mozilla.com/en-US/ or download GeezMahtem font http://www.geezsoft.com/download/index.asp if you are not able to read the Geez fonts on demo.archive.assenna.com pages. Thanks

ንድሕነት ህዝብን ሃገርን፡ እንተኮይኑ ዕላማ
ስሙር ግንባር ፈጢርካ፡ ንህግደፍ ምህራማ
ክሳብ ምኣስ እዩ ድኣ፡ ብማዕዶ ቁዝማ
ኤርትራ ምስ ህዝባ፡ ከም ሎሚ እዃ ዘይሓሰማ
እንታይ ድኣ ጉደን፡ ንለዉጢ ዘይቐዳደማ
ሃገር እናተሓመሰት፡ ኣእዛነን ዘጽምማ
ስርዓት ህግደፍ ብዘመሓላለፎ ትእዛዝ መሰረት ናብ ከተማታት ክኣቱ ኸሎ ብኣዘዝቲ ሰራዊት ዝተመንዘዐ 5 ኤነትረ ዝዓቐኑ ናይ ሓረስቶት ኣእካል፡ ብኣዘዝቲ ሰራዊት ኣብ ኣስመራ፡ መደበር፡ ከምእተሸጠ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።
ሓይልታት ጸጥታ ህግደፍ ምስ ገለ ሰበስልጣን ሱዳን ብምትሕብባር ብ ክልተ ጥሪ 2009 ካብ ካርቱም፡ ከላክላ ጉባ ካብ ዝተባህለ ቦታ ንሓደ ማሕሙድ መሓመድ ንስሙ ዜጋ ከምዝጨወዩ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ቦታ ሓቢሮም።
ስርዓት ህግደፍ ካብ ነዊሕ ክደፍኣሉ ዝጸንሐን ከም መሳርሒ ክግልገለሉ ዝኸረመን ብጉዳይ ሶማል ተሓላቒ ምምሳልን ዕምሪ ስልጣኑ ንምንዋሕ ድማ ንኢትዮጵያ ንምህዳድን ሶማላዉያን ንዉሽጣዊ ጉዳዮም ባዕላቶም ክፈትሑ ኣብ ዘይክእልሉ ኣእትዩ ጎዛዝዩን ነቲ ሓደ ክፋል ብረት ኣዕጢቑ ነቲ ካልእ ብምልማስ ዘይርግእቲ ሶማል ንዘመናት ክርኢ ክፈላሰፍን ንፖለቲካዊ ሃዋህዉ ሃገርና ህጣሙ ከምዘጥፍእ ዝካአሎ ክገብርን ተራእዩ እዩ።
Nevsun Resources, a company in Canada is poised to translate Eritrea's mineral potential into production. But chairman of Qalna (Our Voice), a Toronto-based Eritrean human rights group, doubts Eritreans will be enriched by mining. The National

አንታ ሎመስ ዓቢዱ
ብሓቂ ዓቢዱ ጨርቂ ዝባኑ ቀዲዱ
ዕርቃኑ ተጋሂዱ፡
ጸሓይ ብብረሃኑ መሬት ብረፋዱ
ዓለም ገሪመዎ አረ እንታይ ኢዩ ጉዱ
ሰብዶ ስኣነ ዝሕዞ ቀፊዱ።
ንህላዌኻ ህላዊኡ እንዳሕመድመዶ…
ንምንታይ ነቲ ከንቱ ጕዕዙኡ እትኸዶ…
ኣይወነኖን እኮ ነቲ ትማሊ…
ጥልምት ሕዛእቱ ንሽም ኢዩ መሓሊ…
ስርዓት ህግደፍ ኣብ ፈለማ ወርሒ ሓምለ 2008 ምስ መንግስቲ ምስሪ ተሰማሚዑ በስገዳድ ናብ ኤርትራ ንዝመለሶም 740 ኤርትራውያን “ጽቡቕ ገይረ ተቐቢለዮም፡ ተሓጕሶምስ፡ ኣመስጊኖምኒ ‘ኳ” እናበለ፡ በቲ ናይ ሓሶት መናፍሑ ኣውርዩ ከምዝነበረ ትዝክሮዎ ኢኹም።
Reporters Without Borders is outraged by today’s murder of Radio Shabelle reporter Hassan Mayow Hassan, who was gunned down by a member of a pro-government militia in Afgooye, 30 km south of Mogadishu.

ክልተ ኣባላት ጸጥታ ህግደፍ ምስ ክልተ ኣባላት ጸጥታ ሊብያ ተሓባቢሮም ብዘካየዱዎ ናይ ጭውያ ስርሒት፡ ካብ ኤርትራ ኣምሊጦም ኣብ ጉዕዞ ስደት ሊብያ በጺሖም ንዝነበሩ ክልተ ኣባላት ሓለዋ ቤትማእሰርቲ ዒራዒሮ ነበር ፡ ብ16 ሕዳር 2008 ጨውዮም ናብ ኤርትራ ብምምላስ ኣብ እምባትካላ ኣሲሮሞም ከምዘለዉ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

In some instances, the Shin Bet (Israel Security Agency) has learned of weapons that came from Yemen and Eritrea, were moved to Sudan, then north to Egypt, and finally smuggled into Gaza. Israel Jpost.com

ሎሚ ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኢዩ፡፡ 2008 ተወዲኡ 2009 ይጅምር ኣሎ፡፡ ኣብ ከምዚ ዝበለ ኣውድኣመትን ፌስታን ኣብዛ እንነብረላ ዓለም ዝርከቡ ህዝብታት ብታሕጓስን ብፍስሃን የሕልፍዋ ፡፡ ኮሎም መራሕቲ ሃገራት እውን ንህዝቦም ናይ ሓጎስ መልእኽትን ናይ መጻኢ መደባቶም ትንቢቶምን ብመራኸቢ ብዙሓን ተጠቒሞም መልእኽቶም የመሓላልፉ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ኣብዛ ባሕቲ 2009 ‘ውን ከም ትማሊ ቅድሚ-ትማሊ “ርሑስ ሓድሽ ዓመት!” ክብለካ እዩ፡ እቲ መንጸሮር ኮይኑካ ዘሎ ወልቀመላኺ። ካብ ደረቕ ልቢ ዝወጽእ ጥሉል ቃላት ግን ኣይከርክኣካን እዩ። ግዜ ብዙሕ ሻዕ ፈሪዱካ እዩ ‘ሞ ሎምስ ንግዜ ብግዴኻ ፍረዶ።