ክቡር ኣንባቢ በዚ ኣርእስቲ እዚ ገይረ ብዙሕ ንኡስ ኣርእስቲ ክጽሕፍ ስለ ዝኾንኩ ንጽሑፈይ ብጽሞና ክትከታተሉ ይላቦ ::
ክቡር ኣንባቢ በዚ ኣርእስቲ እዚ ገይረ ብዙሕ ንኡስ ኣርእስቲ ክጽሕፍ ስለ ዝኾንኩ ንጽሑፈይ ብጽሞና ክትከታተሉ ይላቦ ::
ክቡር ኣንባቢ በዚ ኣርእስቲ እዚ ገይረ ብዙሕ ንኡስ ኣርእስቲ ክጽሕፍ ስለ ዝኾንኩ ንጽሑፈይ ብጽሞና ክትከታተሉ ይላቦ ::
ብመጀመርያ ነቶም ብዘይ ምስልካይ ንድርሰት ምቅንጃው ገድሊ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ነቢቦም ብብቕዓትን ክእለትን ዝመለሱ ብፍላይ ከኣ ሓው ሳልሕ ዮኑስ በቲ ሓው ኣቶ ዮሴፍ ገብሪህይወት ንነብሱ ከም ውጺኢት ምዕራባዊ ዓለም ወሲዱ ህላዌ መንነቱ ብምኽሓድ ልዕሊ እቶም ዋናታት ቛንቛ እንግሊዝ ዋና ብምዃን ኣብ መርበባት ሓቤረታ ኤርትራውያን ዱድ ዝብለሉ ዝነበረ ቛንቛ እንግሊዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ
ንኽልተ መንግስታት፡ ዘመነ ድርግን ሕጊ–ግደፍን ኪርእዩ ካብ ዝበቕዑ መንእሰያት ሓደ እየ። ኣብ 1991 ዓ. ም. ህዝባዊ ግንባር ግዜን ቃልስን ዝወለዶ፡ ዓርሞሽሻዊ ውድብ ኮይኑ ዓዲ ከምዝኣተወ ንኹሉ ብሩህ እዩ። እንተኾነ ሕማቕ ዕድል ኮይኑ መወዳእታኡ ኣይጸበቐን። ከምቲ ምስላ ቻይናውያን ዝብሎ “ማርቴሎ ጥራይ ዝንዋቱ ሰብሲ ኩሉ መስማር ኮይኑ ይርኣዮ”። መራሒ ሕጊ-ግደፍን ጉጅልኡን ብደንቢ ዝመልኩዋ ሞያ፡ ሓዊ ምውላዕን ምስዋርን ጥራይ ብምዃና፡ ንኹሉ መሰናኽላት ብጎነጽን ብሓይሊ ብረትን ኪፈትሑ ስለዝፈተኑ፡ እቲ ትኣምራት ኪገብር ዝኽእል ዝነበረ ውድብ ማሲኑ፡ ብወግዒ ኣይተኣወየሉን እምበር ከም ውድብ ህላዌ የብሉን ኪብሃል ይክኣል።
እዚ ሕጂ ዝስዕብ ጹሑፍ፡ ብቐጥታ መቐጸልታ ናይቲ ዝቐደመ ተኸታታሊ ጽሑፍ ‘ኳ እንተዘይኮነ ከም ሳዕቤን ናይቲ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ ክውንነት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ናይ ዝተኸስቱ ሓደሽቲ ምዕባሌታትን ንዝተፈጥሩ ተቛውሞታት ኣንጻር ምጕሓፍ መርዛም ሓተላን ከትሪ ሽፍትነት ባሕርን ኣብ ውሽጢ ሰበ ስልጣን አርትራ ዝተወልዐ ሓዲሽ ፖለቲካዊ ቁርቁስን ምዕባሌታቱን ከተኩር ምዃኑ ከዘኻኽር ይፈቱ፡፡

መደባትና፡ ነቲ ኪንዮ ጸሊም ራዕዲ ዘሎ ደበና፡ ምቕንጣጥ ኢዩ!!! – ላዕለዋይ ኣዛዚ፡ ሰራዊት ሰሜን ኣትላንቲክ ኔቶ። ቺፍ ኣድሚራል ዳኒኤል ፋን ቤንጃንኩዝ።
ኪዳን ምስ መን? – ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ብ ኣማኑኤል ኢያሱ ብ2001 ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ።