ተምሳላት ሓዳስ ኤርትራን መርበብ መስከረምን ኣገልግሎቶም ንህግደፍን ሰልፊ ደሞክራስን November 20, 2010 1:31 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ብመንገዲ እቲ ጽዩቕ መርበብ መስከረም ዝዝርጋሕ ኩሉ ብዓሊ ዓብዱ ዝምስገንን ድፊኢት ካብ ሓጎስ ክሻን የማነ ማንክን ዝረኸበን ሽልማት ዝተዳለወሉን እዩ ዝመስል። Continue reading POST TAGS: ሓዳስመርበብመስከረምንሰልፊተምሳላትንህግደፍንኣገልግሎቶምኤርትራንደሞክራስን
ደለይቲ ለዉጢ: ፍትሕን ደሞክራስን ደቂ-ኣንስቲዮ ኤርትራ ተቀማጦ መልበርንን ከባቢኣን November 12, 2010 12:54 amMessageassenna00 SHARE ዝኸበርክን ደለይቲ ለዉጢ፤ ፍትሕን ደሞክራስን ደቂ-ኣንስቲዮ ኤርትራ ተቀማጦ መልበርንን ከባቢኣን፣ Continue reading POST TAGS: ለዉጢመልበርንንተቀማጦኣንስቲዮኤርትራከባቢኣንደለይቲደሞክራስንደቂፍትሕን
ማሕበር ኤርትራውያን ንሰላምን ደሞክራስን ኣብ ስዊስ October 29, 2008 1:35 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ከተማ ጀኔቭ ፣ ከም ኣመሎም ህዝቢ ከደናግሩን ክሓልቡን ህግደፋውያን፣ንዕለት 01.11. 2008ዓም ካብ ኤርትራ ተዋሳቲ ጉጅሌ ጸዊዖም፣ ሙዚቓ መደብ ኣዳሊዮም ኣለዉ። እዚ ናይ ሙዚቓ መደብ ኢዚ ኣታዊኡ ንበትሪ ወልቐ መላኺ ከም ዘተርርን ኣምሰዩኡ ከኣ መጨፍለቕን መጨቆንን ህዝብና ከም ዝውዕል ኣይትስሕትዎን ትኾኑ። Continue reading POST TAGS: ማሕበርስዊስንሰላምንኣብኤርትራውያንደሞክራስን
ማሕበር ኤርትራውያን ንሰላምን ደሞክራስን ኣብ ስዊስ October 6, 2008 11:58 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ጸሓይ ከም ዘሎና ዝዝንግዑ ህግደፋውያን፣ ንህዝቢ ከታልሉ፣ ኣይከኣሉን። ተቓወምቲ ዜጋታት ተቐማጦ ስዊስ ነዚ መደብ ከይጀመረ ክፈሽል ንህዝቢ ብምምሃርን ብምምዓድን ጀመርናዮ፣ ቀጺሉ ድማ ኣብ’ቲ ምሸት ኣብ ኣፍደገ ኣደራሽ፣ ተረኺብና “ቐዳምነት ቁዋማዊት ሃገር” “ንሕጊ ዝጸልእ ንባርነት የፍቅር” ዝብል ጭርሖን ዝዝርጋሕ ወረቓቕትን ሒዝና፣ ሰላማውን ሕጋውን ተቓውሞና ኣርኢና። Continue reading POST TAGS: ማሕበርስዊስንሰላምንኣብኤርትራውያንደሞክራስን