ናይ ሰዓት መደብ ፈነወ ሓጺር ማዕበል ራድዮ ድምጺ ኣሰና ናብ ኤርትራ ሎሚ ሰኑይ 21 መጋቢት ፈሊሙ። March 21, 2011 7:47 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እዚ ሎሚ ጀሚሩ ዘሎ፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ማለት፡ ሰኑይ፡ ረቡዕን ዓርብን ብኣቋጻጽራ ኤርትራ ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 9፡00 ምሸት ዝፍኖ መደብ፡ ነታ ብፍላይ ናብ ኤርትራ ኣብ ሰሙን ክልተ ሳዕ ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደብ ጥራይ ትፍኑ ዝነበረት ራድዮ ኣሰና፡ ካብ ጽበት ግዜ ብመጠኑ ከገላግላ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሎሚሓጺርመደብመጋቢትማዕበልራድዮሰኑይሰዓትናብናይኣሰናኤርትራድምጺፈሊሙ።ፈነወ
ሓበሬታ ካብ ድምጺ ኣሰና ብዛዕባ ለውጢ መስመር ፈነወ ራድዮ ድምጺ ኣሰና November 1, 2010 2:37 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ብፍላይ ድማ ካብ ኤርትራ፡ ቀርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን ብራድዮ እሰምዑዋ ተኸታተልቲ። Continue reading POST TAGS: ለውጢሓበሬታመስመርራድዮብዛዕባኣሰናካብድምጺፈነወ
ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ፈነወ ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ዝገብሩዎ ወፈያታት ብምቕጻል፡ ብድምር 1200 ዶላር፡ 250 ፓውንድ፡ 150 ይሮ ኣበርኪቶም። January 19, 2010 11:38 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኣመሪካ፡ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ብመንገዲ ወኪል ኣኽሩኽ ኣሰና ኣብ ኣመሪካ ተስፊት ክፍሉ ንወርሒ 20 ዶላር ብምውጻእ ዘዋህለሉዎ 780 ዶላር፡ ከምኡ ‘ውን ኣብ ኒውዮርክ ዝርከብ ገባር ሰናይ ዳኒኤል ተወልደ 120 ዶላር፡ ኣብ ሚሽንጋን እትርከብ ሓንቲ ብመደባት ኣሰና ዝተመሰጠት ግድስቲ ስድራቤት 100 ዶላር ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ብድምር ሓደ ሽሕ ዶላር ከበርክቱ ከለዉ። ኣብ በይ ኤርያ ዝነበር ሓደ ካልእ ግዱስ ኤርትራዊ 200 ዶላር ኣወፍዩ። Continue reading POST TAGS: 1200150250ብምቕጻል፡ብድምርንምስሳንኣመሪካንኣሰናኣበርኪቶም።ኣብኤርትራውያንኤውሮጳንወፈያታትዝርከቡዝገብሩዎይሮድምጺዶላር፡ፈነወፓውንድ፡
ድምጺ ኣሰና ንግዚኡ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ፈነወ ፕሮግራም ዓረብ ዳግማይ ከምእትጅምሮ ብሓጎስ ተበስር። June 24, 2009 6:02 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ ኣሰና ንግዚኡ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ፈነወ ፕሮግራም ዓረብ ጽባሕ ዓርቢ ማለት 26 ሰነ በቲ ልሙድ መስመራትን ሰዓትን ከምእትቕጽሎ ብሓጎስ ተበስር። READ MORE POST TAGS: ብሓጎስተበስር።ንግዚኡኣሰናኣቢላቶከምእትጅምሮዓረብዝጸንሐትደውዳግማይድምጺፈነወፕሮግራም
ካብ ልቢ ዝወጸ ናብ ልቢ ይበጽሕ! – መኽፈቲ ቦኽሪ ፈነወ ራድዮ ኣሰና February 17, 2009 7:56 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ልቢመኽፈቲራድዮቦኽሪናብኣሰናካብዝወጸይበጽሕፈነወ
ብስራት ካብ ኣሰና፡ ፈነወ ድምጺ-ኣሰና ናብ ኤርትራ February 6, 2009 7:25 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ብስራትናብኣሰናኣሰና፡ኤርትራካብድምጺፈነወ
ሓበሬታ ኣሰና ብዛዕባ ፈነወ ቃለመጠየቕ ‘ኮሚተ ድሕነት ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ’ ብራድዮ ኣሰና February 1, 2009 3:44 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ‘ኮሚተሓበሬታምክልኻልሰራዊትቃለመጠየቕብራድዮብዛዕባኣሰናኤርትራ’ድሕነትፈነወ