Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኣመሪካን ኤውሮጳን ዝርከቡ ኤርትራውያን ፈነወ ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ዝገብሩዎ ወፈያታት ብምቕጻል፡ ብድምር 1200 ዶላር፡ 250 ፓውንድ፡ 150 ይሮ ኣበርኪቶም።

ኣብ ኣመሪካ፡ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን  ብመንገዲ ወኪል ኣኽሩኽ ኣሰና ኣብ ኣመሪካ ተስፊት ክፍሉ ንወርሒ 20 ዶላር ብምውጻእ ዘዋህለሉዎ 780 ዶላር፡ ከምኡ ‘ውን ኣብ ኒውዮርክ ዝርከብ ገባር ሰናይ  ዳኒኤል ተወልደ 120 ዶላር፡ ኣብ ሚሽንጋን እትርከብ ሓንቲ ብመደባት ኣሰና ዝተመሰጠት ግድስቲ ስድራቤት 100 ዶላር ድምጺ ኣሰና ንምስሳን ብድምር ሓደ ሽሕ ዶላር ከበርክቱ ከለዉ። ኣብ በይ ኤርያ ዝነበር ሓደ ካልእ ግዱስ ኤርትራዊ 200 ዶላር ኣወፍዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT