መልእኽቲ ናብ ኣቦ መንበር ሃገራዊ ኮምሽን ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ – ካብ ኤልሳ ጭሩም December 22, 2010 5:42 pmቁሉዕ ደብዳበassenna00 SHARE ናብ ኣቶ ኣምሃ ዶሚኒኮ – ኣቦ መንበር ሃገራዊ ኮምሽን ንዴሞክራሲያዊ ለውጢ Continue reading POST TAGS: ሃገራዊለውጢመልእኽቲመንበርናብንዴሞክራሲያዊኣቦኤልሳካብኮምሽንጭሩም
መደረ ኤልሳ ጭሩም (ዳሬክተር) ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት – ኤርትራ ኣብ ጽንብል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ March 15, 2010 10:22 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣ ሎሚ ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ ምዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ ካብቲ ብዙሕ መዳርግቲ ዘይብሉ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሽኡን ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮና ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ኣደራዕን ንኽዛረብ ዕድል ብምርካበይ ዝስምዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን። Continue reading POST TAGS: ሓልዮትመሰላትመዓልቲመደረመጋቢትሰብኣዊኣህጉራዊኣብኣንስትዮኤልሳኤርትራደቂዳሬክተርጭሩምጽንብል
ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኩውየት ዝነበረ ማሕሙድ ዑመር ጭሩም ኣብ ካናዳ ዑቕባ ሓቲቱ። June 23, 2009 5:39 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ኩወየት ዝነበረ ማሕሙድ ዑመር ጭሩም ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ምስ ስድራቤቱ ኣብ ካናዳ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ ከምዘሎ ብቐጥታ ዘዘራረቡዎ ምንጭታት ኣሰና ካብቲ ካናዳ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ሓቲቱ።ማሕሙድኣምባሳደርኣብኤርትራኩውየትካናዳዑመርዑቕባዝነበረጭሩም