መደረ ኤልሳ ጭሩም (ዳሬክተር) ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት – ኤርትራ ኣብ ጽንብል 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን፣
ሎሚ ብምኽንያት ሸሞንተ መጋቢት ኣህጉራዊ ምዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ ካብቲ ብዙሕ መዳርግቲ ዘይብሉ ብዛዕባ ኣብ ልዕሊ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሽኡን ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮና ብፍላይ ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ኣደራዕን ንኽዛረብ ዕድል ብምርካበይ ዝስምዓኒ ሓጎስ ወሰን የብሉን።