ኩሉ ንምርኣይ፡ ምቕናይ ጥራይ ምቕናይ ! June 7, 2010 10:04 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ሎሚ “እዚ ሰማይ ምድርን ዘላግብ ሓሶት እዩ፡ ኣይወዓልኩዎን ኣይገበርኩዎን” ብምባል፡ ግዳይ ዓለምለኻዊ ውዲትን ቅጹዕ ኣመሪካን መሲሉ፡ ናይ ሓምሳታት ታሪኽ ብምግንጻል ከይተረፈ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን ህዝቢ ከሰልፈሉ ንዝጸንሐ ክሲ፡ ኣብ ትሕቲ ጣውላ ተሓቢኡ ክእመነሉ ንምርኣይ ሳልስቲ ምቕናይ ጥራይ እዩ ዘድልየካ። Continue reading POST TAGS: ምቕናይንምርኣይ፡ኩሉጥራይ
ስርዓት ግህደፍ ኣብቲ ንኣህጉራዊ ኩባንያታት ዕደና ዝዕድሎ ዘሎ መሰል ዳህሳስን ዕደናን፡ ብጽሒት ኤርትራ 10 ሚእታዊት ጥራይ ምዃኑ ተፈሊጡ። February 7, 2010 11:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ግህደፍ ኣብቲ ንኣህጉራዊ ኩባንያታት ዕደና ጽባሕ ጽባሕ ዝዕድሎ ዘሎ መሰል ዳህሳስን ዕደናን ወርቂ ዘጠቓለለ ጸጋታት፡ ናይ ኤርትራ ብጽሒት 10 ሚእታዊት ጥራይ ምዃኑ ካብ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ብዝረኸብናዮ ሓበሬታ ክፍለጥ ተኻኢሉ። Continue reading POST TAGS: መሰልሚእታዊትምዃኑስርዓትብጽሒትተፈሊጡ።ንኣህጉራዊኣብቲኤርትራኩባንያታትዕደናዕደናን፡ዘሎዝዕድሎዳህሳስንግህደፍጥራይ
ብሓባር ምስ እንመንዕ ጥራይ ኢና እነድምዕ! ( ቃል ኣሰና) April 27, 2009 5:11 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ብዘይካ ‘ቲ ካብ 23 ግንቦት 2007 ኣትሕዝና ንኽልተ ዓመት ዘካየድናዮ ኣገልግሎት መርበብ ኢንተርነት፡ እታ ኣብ ታሕሳስ 2008 ብ ፈነወ ኢንተርነት ኣገልግሎታ ዝጀመረት ድምጺ ኣሰና፡ ብ 16 ለካቲት 2009 ቀጥታዊ ፈነወ ሳትላይት ናብ ኤርትራ ካብ እትጅምር ንኽልተ ወርሕን ክልተ ሰሙንን ፕሮግራማት ፈንያ ‘ላ። ቅዳሕ ናይቲ ህዝቢ ኤርትራ ዝተኸታተሎ ነናይ ፍርቂ ሰዓት መደባት ከኣ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ህዝብና ‘ውን ብኢንተርነት (online radio) ከምዝስዕቦ ተገይሩ። Continue reading POST TAGS: ምስቃልብሓባርኢናኣሰናእነድምዕእንመንዕጥራይ
እዋናዊ ኩነታት ሃገርና ክንፈልጥ ጥራይ ድዩ ዝግብኣናስ- ሰሚዕና ክንብድሆን ክንድግፎን? December 6, 2008 3:53 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሳላ ተባዓትን ህርኩቱታን ኤርትራውያን ዜጋታት ዘካይድዎ ዘሎው ዘይሕለል ጻዕርታት ህሉው ኩነታት ሃገርና ይሕቡሩና ኩነታት ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ሃገርና ዘጋጥሞም ዘሎ ኣደራዕ ይሕቡሩና Continue reading POST TAGS: ሃገርናሰሚዕናእዋናዊኩነታትክንብድሆንክንድግፎንክንፈልጥዝግብኣናስድዩጥራይ
ዝቐደመን ዝደሓረን ጉዳይ ዶብ፣ ብሰላማዊ መንገዲ ጥራይ ክፍታሕ ንጽዉዕ፣ July 8, 2008 4:16 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዝቐደመን ዝደሓረን ጉዳይ ዶብ፣ ብሰላማዊ መንገዲ ጥራይ ክፍታሕ ንጽዉዕ፣ – ብማሕበር ኤርትራውያን ንሰላምን ደሞክራስን ኣብ ስዊስ Continue reading POST TAGS: መንገዲብሰላማዊንጽዉዕ፣ክፍታሕዝቐደመንዝደሓረንዶብ፣ጉዳይጥራይ