ጥሙር መግለጺ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጥን ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ August 31, 2010 11:24 pmፖለቲካassenna00 SHARE ልክዕ ቅድሚ 49 ዓመታት ከምዛ ሎም እታ ንፓለቲካዊ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ: ናብ ብረታዊ ገድሊ ዘሰጋገረት ቀዳመይቲ ንጣር ቁልዒ ሓዊ: ካብታ ብሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ እትምራሕ ቀዳመይቲ ጋንታ ሓርነት: አብ እምባ አዳል ተተኮሰት:: Continue reading POST TAGS: ህዝቢመስከረምመንእሰያትመግለጺምንቅስቓስምጅማርባሕቲብምኽንያትብረታዊተጋድሎንለውጥንኤርትራኤርትራንኤርትራውያንዓለምለኻዊጥሙር
ስርዓት ኢሰያስ ብጥሙር ማሕረስ፡ ጥሙር ድኽነት ኣመዝጊቡ፡ ብጥሙር ምፍንቓል ዓዲታትከ፡ ጥሙር ህልቂት? March 13, 2009 6:39 pmፖለቲካassenna00 SHARE ስርዓት ኢሰያስ፡ ብተግብራቱ ንዝኾነ ኣብ ኤርትራ ዝዓንተረ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብዚ ትረፍ ከምዝበሎ እቶም ምስ ጥዕናና ኣለና ንብል ንኣምነሉ ጉዳይ ይመስለኒ፡፡ ንኹሉ እከይ ተግብራት ገዛእቲ ሓይልታት በብሓደ የተግብሮ ኣሎ፡፡ እቲ ዝተረፈውን ክሳዕ ኣብ ስልጣን ዘሎ ከማልኦ እዩ፡፡ ሓደ ካብቲ ግፍዓዊ ፖሊሲታቱ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ዝመጽእ ዘሎ ሓበሬታት፡ ዓሰርተታት ዓድታት ካብ መበቀሎላዊ ቦትአን ብሓይሊ ከግዕዘን ይሸባሸብ ከምዘሎ ይፍለጥ፡፡ Continue reading POST TAGS: ህልቂትማሕረስ፡ምፍንቓልስርዓትብጥሙርኢሰያስኣመዝጊቡ፡ዓዲታትከ፡ድኽነትጥሙር