ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበልጣን ኢራንን ሓደ ካብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣልቓዒዳን፡ ኣብ ኤርትራ ከምዝተራኸቡን ኣብ ግጭት የመን ኢድ ከምዘለዎምን ተሓቢሩ። June 4, 2009 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ኢራን ከምኡ ‘ውን ሓደ ካብ ቀንዲ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኣልቓዒዳ ምዃኑ ዝንገረሉ ሄመል ኽትያር ኣልዕቡድ፡ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ስሉስዊ ርክብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደሰበልጣንተሓቢሩ።ኢራንንኢሳይያስኢድኣልቓዒዳን፡ኣብኣዛዚኣፈወርቂ፡ኤርትራከምዘለዎምንከምዝተራኸቡንካብወተሃደራዊየመንግጭት
እቲ ሓቂ ኩሉ ንኽፈልጦ፡ ዶባዊ ግጭት ንምንታይ ዕላማ (ሳልሳይን መወዳእታን ክፋል) May 15, 2008 2:40 amፖለቲካassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ቀያሕቲ ደቁ ከፊሉ ዝረኸቦ ናጽነት፡ ክበር ንበር ዝብሎ እምበር ኣብቲ ዘይሓወየ ቑስሉ ብሓለንጊ ዝገርፎ መራሒ ክረክብ ብሓቂ ኣይጻምኡን ኔሩ። Continue reading POST TAGS: ሓቂመወዳእታንሳልሳይንንምንታይንኽፈልጦ፡እቲኩሉክፋልዕላማዶባዊግጭት
700 ግዳያት ግጭት ኤርትራ ኢትዮጵያን ዝኾኑ : ኤትራውያን ስደተኛታት ተወለድቲ ብሄረ ኩናማ መሰል ዑቕባ ረኺቦም ናብ ኣመሪካ ክኸዱ ተብጊሶም። July 4, 2007 9:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ግዳያት ግጭት ኤርትራ ኢትዮጵያን (1998-2000) ዝኾኑ፡ 700 ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተወለድቲ ብሄረ ኩናማ፡ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም ኣብ ኣመሪካ ሓድሽ ህይወት ክጣየሱ ናብ ኣመሪካ ይኸዱ ከምዘለዉ ላዕዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: 700መሰልረኺቦምስደተኛታትብሄረተብጊሶም።ተወለድቲናብኢትዮጵያንኣመሪካኤርትራኤትራውያንኩናማክኸዱዑቕባዝኾኑግዳያትግጭት
ው.ሕ.ሃ ኣብ ምፍታሕ ግጭት ኤርትራ ኢትዮጵያን መሪሕ ተራ ክጻወት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ጸዊዑ። June 15, 2007 1:21 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስሕሓብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ምፍታሕ መሪሕ ተራ ክጻወት ከምዝጸውዐ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ (AFP) ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃሕመሪሕምፍታሕተራኢሳይያስኢትዮጵያንኣብኤርትራክጻወትውግጭትጸዊዑ።ፕረዚደንት