Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

700 ግዳያት ግጭት ኤርትራ ኢትዮጵያን ዝኾኑ : ኤትራውያን ስደተኛታት ተወለድቲ ብሄረ ኩናማ መሰል ዑቕባ ረኺቦም ናብ ኣመሪካ ክኸዱ ተብጊሶም።

kunamaግዳያት ግጭት ኤርትራ ኢትዮጵያን (1998-2000) ዝኾኑ፡ 700 ኣብ ኢትዮጵያ ተዓቝቦም ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተወለድቲ ብሄረ ኩናማ፡ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም  ኣብ ኣመሪካ ሓድሽ ህይወት ክጣየሱ ናብ ኣመሪካ ይኸዱ ከምዘለዉ ላዕዋይ ኮምሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT