ኤርትራ ነጻ መራኸቢ ብዙሃን ዘይብላ እንኮ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብምዃና ኣዝያ ተወጺዓ ከምዘላ IREX ዝተባህለ ኣህጉራዊ መጽናዕታዊ ትካል ገሊጹ። May 28, 2008 10:36 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE IREX ዝተባህለ ኣህጉራዊ መጽናዕታዊ ትካል፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣተኵሩ ኣብ ዘዳለዎ ናይ 2007 ጸብጻብ (Media Sustainability Index – 2007) ፡ ኤርትራ ነጻ መራኸቢ ብዙሃን ዘይብላ እንኮ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብምዃና፡ ህዝባ ሚዛናዊ ሓበሬታ ኣብ ምርካብ ኮነ ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ኣብ ምስትምቓር ኣዝዩ ተወጺዑ ከምዘሎ ብመርትዖ ዝተሰነየ መረዳእታ ኣቕሪቡ። Continue reading POST TAGS: irexሃገርመራኸቢመጽናዕታዊብምዃናብዙሃንተወጺዓትካልነጻኣህጉራዊኣዝያኣፍሪቃዊትኤርትራእንኮከምዘላዘይብላዝተባህለገሊጹ።
ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ብዘይተግባራውነትን ምትሕልላኻትን ውሳኔ ምምላካት ዶብ ተሓተቲ ሰበስልጣን ኣመሪካ ምዃኖም ገሊጹ። May 24, 2007 3:37 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ስታድዩም ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ብዘይተግባራውነትን ምትሕልላኻትን ውሳኔ ምምላካት ዶብ ኤርትራ ኢትዮጵያን ተሓተቲ ሰበስልጣን ኣመሪካ ምዃኖም ገሊጹ። Continue reading POST TAGS: መደረ፡ምምላካትምትሕልላኻትንምዃኖምሰበስልጣንብዘይተግባራውነትንተሓተቲኢሳያስኣመሪካኣብውሳኔዘስመዖዶብገሊጹ።ፕረዚደንት