ልበይ እምበር ኢደይ ደም የብሉን – ኣማኑኤል ኢያሱ January 10, 2011 10:58 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE እዚ ኣርእስቲ’ዚ ቃል ንቓሉ እንተወሲድናዮ ብዙሕ ትርጉም ኣይህብን ‘ዩ። መን ‘ሞ ‘ሎ ሰብ ኮይኑ ኣካላቱ ብቐይሕ ደም ዘይዘፈቐ፡ መን ከ ‘ሎ ኢዱ ቀይሕ ደም ተቐቢኡ ዝኸይድ? ብያታዊ ኣበሃህላ ሕብረተሰብና ግን፡ ደም ካልእ ምስላዊ ትርጉም ‘ውን ኣለዎ። Continue reading POST TAGS: ልበይኢያሱኢደይኣማኑኤልእምበርየብሉንደም
ትንፋስ ብዘይ ድምጺ ህይወት የብሉን ! September 7, 2009 9:18 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሃገርና ኤርትራ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ብዘይካ ሓደ ነገር ዘለዋ የብላን። ባይቶ የልቦን! ተቓወምቲ ሰልፍታት ወይከ! ቤት ፍርዲ ኣበደን! ልዕሊ ኹሉ ፕረስ ወይ ከኣ መራኸቢ ብዙሃን ሽታ ማይ ኮይኑ ኣሎ። ኣብዛ ብናፍቖትን ጥምየትን ናይዚ ኹሉ ጸጋታት ማሲና ዘላ ሃገርና ግን ሓደ ህጣራ ነገር ኣሎ። ውልቀመላኽነት። “እንኮን ዓኮን”! Continue reading POST TAGS: ህይወትብዘይትንፋስየብሉንድምጺ
ንሕሰብ ጣዕሳ የብሉን መክሰብ June 8, 2009 5:32 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሰሚዕኩም ዶ መልእኽቲ ካብ ኣስመራ ፈነወ ድምጺ ኣሰና ዘሕለፈቶ ርዱኡና ጽቡቕ እንቶሎና ኑዑ ተቐመጡ ምሳና ህዝቢ የእዊ ኣሎ እንዳበለ ኣድሕኑና Continue reading POST TAGS: መክሰብንሕሰብየብሉንጣዕሳ