ስርዓት ህግደፍ፡ “ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብጌግኡ ተኣሚኑ፡ ሓቅነትና ተረጋጊጹ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸሞ ጌጋ ይግምግሞ ‘ሎ ክብል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ናይ ሓሶት ዘመተ የካይድ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። June 14, 2010 7:14 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ፡ “ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብጌግኡ ተኣሚኑ፡ ሓቅነትና ተረጋጊጹ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝፈጸሞ ጌጋ ይግምግሞ ‘ሎ ክብል ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ናይ ሓሶት ዘመተ የካይድ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ‘ሎሃገራትሓሶትሓቅነትናሓቢሮም።ሕቡራትምንጭታትብጌግኡተኣሚኑ፡ናይኣብኤርትራከምዘሎክብልውሽጢዘመተዝፈጸሞየካይድይግምግሞጌጋ
መኸተ”ዶ ዘመተ – ንሰማዒኡ ዘስደምድም ጣቋ ህግደፍ ፤ February 17, 2010 6:41 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE መኸተ ኣንጻር (u-n) ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህ-ግ-ደ-ፍ ዝወሰዶ እገዳ ብዝብል ጎስጓስ ክካየድ ክትሰምዕ ከሎኻ፤ ብሕልና ኤርትራዊ ቅቡል ኣይኮነን፤ ምኽንያቱ እቲ ሰርዓት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣምቢርዎ ዘሎ እገዳ ዓገብ ዝብል ጎስጓስ ሰለ ዘይተኻየደ። ንምዃኑ እቲ እገዳ ተረዲኡና ድዩ፤ እቲ እገዳ ንመን”ዩ፤ እነታይ እዩ’ኸ፤ እምባር’ከስ እቲ እገዳ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። Continue reading POST TAGS: ፤ህግደፍመኸተ”ዶንሰማዒኡዘመተዘስደምድምጣቋ
ስርዓት ህግደፍ፡ ንህዝቢ ኣስገዲዱ ከተግብሮ ወጢኑዎ ዘሎ ምፍንቓል ዓድታት ወይ “ሰፈራ” ብወለንታ ኣምሲሉ ንምትግባሩ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዘመተ ጀሚሩ። February 28, 2009 11:59 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዝሓለፈ ዜናታት ኣሰና ከምዝተቐስናዮ፡ ስርዓት ህግደፍ ነቲ ብጥምየት ኣመኽንዩ ንህዝቢ ካብቲ ንዘበናት ዝነበረሉ፡ ኣብያተ ክርስትያኑን መሳጊዱን ዑና ኣቦታቱን ዝተተኽሎ ዓድታት ብግዴታን ምትላልን ከፈናቕሎ ዝሓንጸጾ ውጥን ህዝቢ ይቃወሞ ‘ኳ እንተሎ ብወለንታ ኣምሲሉ ከተግብሮ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዘመተ ከካይደሉ ጀሚሩ ‘ሎ። Continue reading POST TAGS: “ሰፈራ”ህግደፍ፡ምፍንቓልስርዓትብወለንታናይንህዝቢንምትግባሩኣምሲሉኣስገዲዱከተግብሮወይወጢኑዎዓድታትዘሎዘመተጀሚሩ።ፕሮፖጋንዳ
ጊላ ፕሮፖጋንዳዊ ዘመተ ህግደፍ ዓሊ ዓብዱ መርበባት ሓበሬታ ኤርትራውያን ንምትዕንቓፍ ፍሹል ፈተነታት የካይድ። February 10, 2009 6:12 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓበሬታመርበባትንምትዕንቓፍኤርትራውያንዓሊዓብዱዘመተየካይድ።ጊላፈተነታትፍሹልፕሮፖጋንዳዊ