ዝኸበርኩም ክቡር ወላዲናን ኣቦናን ኣቶ ቀለታ ኪዳነ። ብመጀመርያ ከም ወላዲ መጠን ዕድመን ጥዕናን ረኺብኩም ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ናብራ ከተሕልፉ ዘለኒ ልባዊ ሓልዮት ክገልጸልኩም እንከለኹ:
ዝኸበርኩም ክቡር ወላዲናን ኣቦናን ኣቶ ቀለታ ኪዳነ። ብመጀመርያ ከም ወላዲ መጠን ዕድመን ጥዕናን ረኺብኩም ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ናብራ ከተሕልፉ ዘለኒ ልባዊ ሓልዮት ክገልጸልኩም እንከለኹ:
ብቀዳምነት እቲ ምውቕ ዘዀነ ኤርትራዊ ሰላምታይ ተቐበሉ። ስመይ ገብረሚካኤል ኪዳነ (ጻዕደ) ይበሃል። ምቕማጠይ ኣብ ሕቡራታት መንግስታት ኣመሪካ ኮይኑ ትውልደይን ወይ መበቆለይ ኣብ ቅንሓየላ እትበሃል ዓዲ ኣውራጃ ሰራየ ወረዳ ተኸላ ኣብ ኤርትራ ይኸውን።
ክቡር ኣቦና ኣባ ሃይለማርያም ገብረሕይወት ሓላፊ ደብረመድሃኒት ኪዳነ ምህረት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ለንደን ብሕማም ምኽንያት ብሰሉስ 25 ግንቦት ካብዛ ዓለም ብሰላም ዓሪፎም።
እቲ ኣብ ኢድ መንግስቲ ኤርትራ ዝዓረፈ ጋዜጠኛ ቲቪ-ኤረ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ጋዜጠኛ ጥራይ ዘይኮነ ተዋሳኣይ ‘ውን ነይሩ እዩ። ኣብ ገለ ገለ ፊልምታት ‘ውን ተሳቲፉ። ገለ ካብቶም እናተዋስአ ኸሎ ዝተቐርጹ ካብ ተኸታተልቲ ኣሰና.ኮም ዝተላእኩልና ስእልታቱ ተዓዘቡ።
ስለ ናጽነት ፕረስን ምግላጽ ሓሳብን ዝጣበቕ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ኤርትራ ንዘውርዶ ዘሎ ሕሱም ግፍዕታት ኮኒኑ።
ስለ ናጽነት ፕረስን ምግላጽ ሓሳብን ዝጣበቕ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ብሞት ጋዜጠኛ ጳውሎስ ኪዳነ ዝተሰመዖ ዓሚቝ ሓዘን ብምግላጽ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ኤርትራ ንዘውርዶ ዘሎ ሕሱም ግፍዕታት ኮኒኑ።
ጋዜጠኛ ኤሪ-ቲቪ ፕሮግራም ኣምሓርኛ ጳውሎስ ኪዳነ ብሰሉስ 3 ሓምለ 2007 ክምዝዓረፈ ካብ ኣስመራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።