መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። February 10, 2011 6:41 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ስርዓት ህግደፍ ‘ፕረዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብ27 ጥሪ ናብ ቐጠር ምስ ከደ ክሳብ ሎሚ 11 ለካቲት ናብ ኤርትራ ከምዘይተመልሰ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ኣሰና ‘ውን ነቲ ኩነታት ኣረጋጊጻቶ ኣላ። Continue reading POST TAGS: ‘ፕረዚደንት’ህግደፍሎሚሓቢሮም።መወዳእታምስምንጭታትስርዓትቐጠርናብኢሳይያስኣስመራኣብኣፈወርቂ፡ከምዘይተመልሰከደካብክሳብወርሒጥሪ
ደሃይ ካብ ኣስመራ January 31, 2011 5:49 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ውልቀመላኺ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ነቲ ኣብ ቱኒዝያን ግብጽን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞታት ፈጺሙ ከይቃላሕ ንሚኒስትሪ ዜና ተሪር ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ። Continue reading POST TAGS: ህዝባዊሚኒስትሪተቓውሞታትቱኒዝያንትእዛዝነቲኢሳይያስኣመሓላሊፉ።ኣስመራኣብኣፈወርቂ፡ከየቃልሑካብውልቀመላኺዘሎዜናዝካየድደሃይግብጽንጽብቂ
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበልጣን ኢራንን ሓደ ካብ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣልቓዒዳን፡ ኣብ ኤርትራ ከምዝተራኸቡን ኣብ ግጭት የመን ኢድ ከምዘለዎምን ተሓቢሩ። June 4, 2009 5:07 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መራሒ ህግደፍ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ወተሃደራዊ ሰበስልጣን ኢራን ከምኡ ‘ውን ሓደ ካብ ቀንዲ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ኣልቓዒዳ ምዃኑ ዝንገረሉ ሄመል ኽትያር ኣልዕቡድ፡ ኣብ ኣስመራን ባጽዕን ስሉስዊ ርክብ ከምዘካየዱ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደሰበልጣንተሓቢሩ።ኢራንንኢሳይያስኢድኣልቓዒዳን፡ኣብኣዛዚኣፈወርቂ፡ኤርትራከምዘለዎምንከምዝተራኸቡንካብወተሃደራዊየመንግጭት