‘ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሕንጸጽ’ዩ’ ተባሂሉ ኣብ ኤርትራ ተላቢዑ ዝነበረ ወረ ሓሶት ምዃኑ ኣፈኛ ስርዓት ህግደፍ ተኣሚኑሉ። January 7, 2010 9:35 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ‘ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሕንጸጽ’ዩ’ ተባሂሉ ኣብ ኤርትራ ተላቢዑ ዝነበረ ወረ ሓሶት ምዃኑ ኣፈኛ ስርዓት ህግደፍ ዓሊ ዓብዱ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝገበረኦ ምልልስ ተኣሚኑ። Continue reading POST TAGS: ‘ህግደፍሓሶትምዃኑስርዓትተላቢዑተባሂሉተኣሚኑሉ።ኢትዮጵያንኣብኣፈኛኤርትራኤርትራንክሕንጸጽ’ዩ’ወረዝነበረዶባት
ኣፈኛ ህግደፍ ዓሊ ዓብዱ “ነታ ደሓን ኩን” ዝበለቶ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ “ “እንኳዕ ደሓን ተመለስኪ” ክንብላ ኢና ይብል። December 15, 2009 6:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣፈኛ ናይቲ ጠንቂ ዕንወት ጸጋን ሰብን ኤርትራ ኮይኑ ዘሎ ህግደፍ ፡ ግዝያዊ ሚኒስተር ዜና ህግደፍ ዓሊ ዓብዱ፡ “ነታ ደሓን ኩን” ዝበለቶ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ “እንኳዕ ደሓን ተመለስኪ” ክንብላ ኢና፡ ክብል ኣላጊጹ። Continue reading POST TAGS: ““ነታ“እንኳዕሃገራዊትህግደፍተመለስኪ”ኢናኣፈኛኤርትራኩን”ክንብላዓሊዓብዱዝበለቶይብል።ደሓንጋንታ