ክልተ ግዱሳት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ድምጺ ኣሰና ንምሕያል ገንዘባዊ ኣበርክቶ ገይሮም። September 3, 2010 12:16 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ (ሜሪላንድ) ዝምቕማጡ ስሙ ክዕቀበሉ ዝመረጸ ግዱስ ኤርትራዊ ተኸታታሊ ድምጺ ኣሰና፡ “ኣሰና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃን እትገሮ ዘላ ኣስተዋጽኦ ህዝባዊ ደገፍ ክረክብ ኣለዎ” ብምባል፡ ብሕሳብ ሓደ ዶላር ንመዓልቲ፡ ናይ ዓመት ማለት 365 ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቱ። Continue reading POST TAGS: ተኸታተልቲንምሕያልኣሰናኣሰና፡ኣበርክቶክልተድምጺገንዘባዊገይሮም።ግዱሳት
ኣፈናዊ ሓሳብ ንምርግጋጽ ቀጻልነት ድምጺ ኣሰና፡ March 5, 2010 7:51 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ ኣሰና ሰኑይ 8 መጋቢት ብሰንኪ ሕጽረት ገንዘብ ከተቋርጽ ምዃና ድሕሪ ምሕባርና፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ተኸታተልቲ ድምጺ ኣሰና፡ ብቴለፎንን ኢመይልን ስምባዲኦም ኣብ ልዕሊ ምግላጽ፡ ቀጻልነት ኣሰና ንምርግጋጽ፡ ከም ቀወምቲ ኣባላት ተመዝጊቦም ቀጻሊ ወፈያ ክገብሩ ድሉውነቶም የረጋግጹ ኣለዉ። እዚ ተበግሶ እዚ ግን፡ ብተሳታፍነት ብዙሓት ግዱሳት ጥራይ ክዕወት ከምዝኽእል ብምግንዛብ ከኣ፡ ብመሰረት ርእይቶን ግብራዊ ተበግሶን ህዝቢ ነዚ ዝስዕብ ኣፈናዊ ሓሳብ ነቕርበልኩም። Continue reading POST TAGS: ሓሳብቀጻልነትንምርግጋጽኣሰና፡ኣፈናዊድምጺ
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ፡ ከተማ ለንደን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፍቲ ኣሰና ዘቖሙዋ 10 ዝኣባላታ ጉጅለ፡ ንፈነወ ድምጺ ኣሰና፡ ብጥርኑፍ፡ 10 ፓውንድ ንወርሒ ብቐጻሊ ከተበርክት ከምዝወሰነት ሓቢራ። March 5, 2010 7:30 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እታ ጉጅለ ኣቐዲማ ‘ውን ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ኣበርክቶ ገይራ ነይራ እያ። ኣብዚ እዋን’ዚ ግን፡ ውሑድ ዓቐን ዘለዎ ገንዘብ ናብ ብዙሓት ሰባት ብምምቕራሕ፡ ወርሓዊ ኣበርክቶ ብምግባር ንቐጻልነት ድምጺ ኣሰና ከውሕስ ይኽእል እዩ ብዝብል እምነት ነቲ ተበግሶ ከምዝወሰደት ኣረዲኣ። Continue reading POST TAGS: ለንደንሓቢራ።ብቐጻሊብጥርኑፍ፡ንወርሒንፈነወኣሰናኣሰና፡ኤርትራውያንእንግሊዝ፡ከምዝወሰነትከተማከተበርክትዓዲዘቖሙዋዝርከቡዝኣባላታድምጺጉጅለ፡ፓውንድ
ሓበሬታ ካብ ኣሰና፡ ስቕ ዝበልና ስራሕን ዕላማን ስለዘቐደምና ‘ምበር ዝብሃል ስለዝጠፍኣና ኣይኮነን፡ March 15, 2009 5:03 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት ከምዝተኸታተልኩሞ፡ ብዓዋተን መሰልና-ደሊናን ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ዝቐንዐ ዝተወሃሃደ ጸለመን ዘለፋን ክካየድ ቀንዩ ‘ ሎ ። ብዙሓት ሰማዕትን ተኸታተልትን ኣሰናን እተን ወብሳይታትን ከኣ ኣብቲ ጉዳይ ዘለኩም ቅሬታን ሓዘንን ብ ኢ-መይል ቴለፎንን ክትገልጹልና ቀኒኹም። ኣንፈት ናይዚ ጸለመን ዘለፋን ካብ ሓያለ ሰሙናት ኣትሒዝና ኣስተብሂልናሉ ‘ኳ እንትጸናሕና፡ ኣብዚ ህዝብና ኣብ ዓዘቕቲ ህግደፍ ጥሒሉ ሓገዝን ተስፋን ሃንቀው ዝብለሉ ዘሎ መሪርን ከቢድን ግዜ፡ ነቲ ዝርካቡ ገጻት መርበብናን ቀለም ብርዕናን ንቖየቛን ምምልላስን ኣሕሊፍና ክንህቦ ፍቓደኛታት ኴንና ኣይጸናሕናን። ኣብዚ ሰዓት ‘ዚ ‘ውን መርገጺና ኣይተቐየረን። Continue reading POST TAGS: ‘ምበርሓበሬታስለዘቐደምናስለዝጠፍኣናስራሕንስቕኣሰና፡ኣይኮነን፡ካብዕላማንዝበልናዝብሃል
ብስራት ካብ ኣሰና፡ ፈነወ ድምጺ-ኣሰና ናብ ኤርትራ February 6, 2009 7:25 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ብስራትናብኣሰናኣሰና፡ኤርትራካብድምጺፈነወ
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ናይ ቪድዮ ስእሊ ምርኣይ እንተጸጊሙኩም፡“ምንኣስ ናጽነት ተቐዚፉ” ኣብ ዝብል ሊንክ ብምጥዋቕ ብንጹር ክትርእዩዎ ትኽእሉ February 6, 2009 6:04 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ቪድዮ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ “ምንኣስ ናጽነት ተቐዚፉ” ጠውቑ Continue reading POST TAGS: ሊንክምርኣይስእሊብምጥዋቕብንጹርቪድዮተቐዚፉ”ተኸታተልቲትኽእሉናይናጽነትኣሰና፡ኣብእንተጸጊሙኩም፡“ምንኣስክቡራትክትርእዩዎዝብል