ናይ ሓዘን መግለጺ – ብጻይናን ሓውናን ኢዮብ December 29, 2009 10:58 amህይወትassenna00 SHARE ብሞት ኩቡር ብጻይናን ሓውናን ኣቦናን ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና ኢዮብ ንስድርኡ ጥራሕ ኣይኮነን ሞይቱ፣ ኩልና ምእንቲ ፍትሕን ዲሞክራሲን ሰብኣዊ መሰልን ኣንቃለስ ዜጋታት ኢና ከሲርናዮ። Continue reading POST TAGS: ሓውናንሓዘንመግለጺብጻይናንናይኢዮብ
ጋዜጠኛ ሬድዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኢዮብ ከሰተ ዶብ ክሰግር ክብል ተታሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ከምዝተኣስረ፡ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሓቢሩ። June 6, 2007 10:39 amናጽነት ፕረስassenna00 SHARE ኣብ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ኣብ ኣገልግሎት ቋንቋ ኣምሓርኛ ክዓዪ ዝጸንሐ ጋዜጠኛ ኢዮብ ከሰተ ብወገን ኢትዮጵያ ዶብ ክሰግር ክብል ተታሒዙ ብመንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቤትማእሰርቲ ማይ ሱርዋ ተኣሲሩ ከምዘሎ ብምሕባር፡ ንሃለዋቱ ብዝምልከት ከቢድ ስግኣት ከምዝስምዖ ‘ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ’ ሎሚ 6 ሰነ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ‘ሪፖርተርስሓቢሩ።ሓፋሽሬድዮብመንግስቲቦርደርስ’ተታሒዙኢዮብኣውትኤርትራከምዝተኣስረ፡ከሰተክሰግርክብልዊዝድምጺዶብጋዜጠኛ