(እምኒ ክልተ ግዜ እንተ ዓንቂፋትካ ንስኻ እውን እምኒ ኢኻ) May 12, 2010 1:18 amፖሊቲካዊ ውድባትassenna00 SHARE አገዳሲ መግለጺ ጨንፈር ሰልፊ ዲሞክራሲ ሕዝቢ ኤርትራ – ሽቱትጋርትን ከባቢአን ( ጀርመን) Continue reading POST TAGS: ንስኻኢኻእምኒእንተእውንክልተዓንቂፋትካግዜ
መራሒኻ ዝተዛረቦ ዝምቡዕ ኣበሃህላ ኢኻ ደጊምካ ዓሊ December 13, 2009 1:28 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣብታ ዝሓለፈት ሓሙስ ዕለት 10 ታሕሳስ 2009፡ ቃለ መጠይቕ ኣቶ ዕሊ ዓብዱ ምስ ረድዮ ኣመሪካ ተከታቲለ ነይረ።ጀሚሩ ስጋብ ዝውድእ ሓሶት ምስ ሓሶት እንዳ’ላገበ መእሰሪ ዘይብሉ ዘረባ ክዘሩ ሰሚዕዮ።እንታይ ክብል ከምዝደለየ እዝግሄር ዋንኡ።ንዓይ ምውሓጥ ዝኣበየኒ ነገር ግን፡ ዓሊ ተግባሪ መብጽዓን ልቡ ኻኣ ሰፈር ሓወልቲ ስወኣት ገይሩ፡ ነዛ ነብሱ ዘይናታ ከሰክማ ሰሚዐዮ። Continue reading POST TAGS: መራሒኻኢኻኣበሃህላዓሊዝምቡዕዝተዛረቦደጊምካ
ትምህር ሓጊኻ ትምህር ተኽረምካ: ካብ ህዝብና ኣይተምልጥን ኢኻ November 18, 2009 10:08 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ካብ ምህሮስ የእምሮ ቢሂል ኣለና ምሳሌኡ ሓቂ ኣይንኽሕዶን ኢና ዋላ ሓሶት ተወሓጀ የለን ዝፈላልየና ብዘይካኹም ሓደዩ ትጽቢት ዕላማና Continue reading POST TAGS: ህዝብናሓጊኻተኽረምካትምህርኢኻኣይተምልጥንካብ
ንኽትጽፋዕ ንኽትድሰቕ እንተድኣመሪጽካ፤ንሰይጣን፡ከማን ኣይትወንጅሎ ኢኻ!> January 8, 2008 2:08 amፖለቲካassenna00 SHARE ንኢትዮጵያዊ ሜጀር ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ብኣካል ኣይፈልጦምን እየ።ብዝተፈላለዩ ጽሑፋትን ሰነዳትን፤ከምኡውን ምስ ብዙሓት ምስዝፈልጥዎምን መጋድልቶምን ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ህወሓትን ኤርትራውያን ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርን ብዝካየድክዎ ዕላላትን ወግዕን ከምዝተረዳእኽዎ ግና ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ጅግና ሓርበኛ፤ተባዕ ወዲ ህዝቢ ምዑት ተጋዳላይ እዮም ነይሮም። Continue reading POST TAGS: ንኽትድሰቕንኽትጽፋዕኢኻኣይትወንጅሎእንተድኣመሪጽካ፤ንሰይጣን፡ከማን
ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ! ናጽነት ንስኻ ኢኻ ‘ሞ ብነብስኻ ተሓበን ! May 24, 2007 10:09 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ክቡር ህዝቢ ኤርትራ። ናጽነት ንስኻ ኢኻ ‘ሞ ብነብስኻ ተሓበን ! ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልካ ! ..ዝተቐየረ እንተተቐየረ፡ ርክብካ ምስዞም ጀጋኑ ቀዋሚ እዩ። እምነትካ ኣብኣቶም ጽኑዕ እዩ። ነባሪ ድማ ክኸውን ኣለዎ። ሰብ ጽቡቕ መብጽዓ ስለዝኾኑ ክብሮም ዓቅቦ። መሰረት ክብረትካ እዮም፡ ክዳን ክብረትካ ግን ንስኻ ኢኻ። ንስኻ ተድምቖ፡ ንስኻ ተህስሶ፡ ንስኻ ተሐድሶ። Continue reading POST TAGS: ‘ሞህዝቢብነብስኻተሓበንናጽነትንስኻኢኻኤርትራዮሃና