Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ንኽትጽፋዕ ንኽትድሰቕ እንተድኣመሪጽካ፤ንሰይጣን፡ከማን ኣይትወንጅሎ ኢኻ!>

ንኢትዮጵያዊ ሜጀር ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ብኣካል ኣይፈልጦምን እየ።ብዝተፈላለዩ ጽሑፋትን ሰነዳትን፤ከምኡውን ምስ ብዙሓት ምስዝፈልጥዎምን መጋድልቶምን ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ህወሓትን ኤርትራውያን ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርን ብዝካየድክዎ ዕላላትን ወግዕን ከምዝተረዳእኽዎ ግና ጀነራል ሓየሎም ኣርኣያ ጅግና ሓርበኛ፤ተባዕ ወዲ ህዝቢ ምዑት ተጋዳላይ እዮም ነይሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT