ዓገብ! – ንማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ (ሃማደኤ) አብ ጀርመን November 11, 2009 11:48 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሃገረይ፣ ሰላም አብ ውሽጠይ አሕድርለይ ክንሳሕ ንዝፍጽሞ ባዕለይ ሸለውለው ከይብል ርግኣት ወስኽለይ፣ ሃገረይ፡ ናይ መወዳእታ ፈትኒ ጸሎት ግበርለይ ኣደ እየ’ሞ ከይሕለል ልበይ ወይ ደቀይ እንዳተገፍዑ ከይስዕስዕ አብ መቓብር ሰኣን ልበይ ጽቡቕ አለዉ ኢለ ከይብል ድምብርብር READ MORE POST TAGS: ሃማደኤንማሕበርአብኤርትራዓገብደቀንስትዮጀርመን
ህጹጽ ጻውዒት ንማሕበር ኤርትራውያን ፣ተጣበቕቲ መሰላትን ፣ ትካላትን May 30, 2008 6:33 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE በኣማኢት ዝቝጸሩ መንእሰያትን ህጻናትን ነብሰጾራትን ዝርከብዎም ካብ ሱዳን ናብ ግብጺ ብስግረዶብ ክኣትዉ ዝተታሕዙ ድሕሪ ናይ ኣዋርሕ ማእሰርቲ ኣብ ቐረባ ግዜ ብዘይፍታዎም ናብ ኤርትራ ክጥረዙ መደብ ከም ዘሎ ካብ ካይሮ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከነማሓላልፈልኩም ንፈቱ። Continue reading POST TAGS: ፣፣ተጣበቕቲህጹጽመሰላትንትካላትንንማሕበርኤርትራውያንጻውዒት