‘ኢሳይያስ፡ እዚ ሓለቓ (ካፖ) ጥፍኣት፡ ንኸይፈልጠን ይኹን ንኸይዝክረን ዝመሓለለንን ዝጠሓለለንን ክልተ ነገራት ኣለዋ፡። ንሳተን ከኣ፡ እታ ቐዳመይቲ “ፍቕሪ ሰብ” እታ ካልኣይቲ ኸኣ “ምሕረት” እየን።’
No posts were found.
‘ኢሳይያስ፡ እዚ ሓለቓ (ካፖ) ጥፍኣት፡ ንኸይፈልጠን ይኹን ንኸይዝክረን ዝመሓለለንን ዝጠሓለለንን ክልተ ነገራት ኣለዋ፡። ንሳተን ከኣ፡ እታ ቐዳመይቲ “ፍቕሪ ሰብ” እታ ካልኣይቲ ኸኣ “ምሕረት” እየን።’
ሕቶ ዋዕላ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት ኤርትራውያን ኣገዳሲ ቦታ ሒዙ ከምዘሎ ክከሓድ ዝኽእል ኣይኮነን።
ተስፋን ቅብጸትን ገጽ ንገጽ
ወዲ ሰብ: ተስፋ ከይረኸበ ህይወቱ ንምቕያር ዘድልዮ ኒሕን ጻዕርን ከመንጩ ኣይክእልን እዩ። ጻዕሩን ትግሃቱን: ሽግሩ ዝፈትሕ መጻኢኡ ዝቕይር ምስ ዝኸውን ጥራይ ‘ዩ ዝዕጠቐሉ። ይኹንምበር፡ ነቶም ኣብ ጉዕዞኡ ዘጋጥሙዎ ለጠቕ ዝበሉ ህሞታትን ፍጻሜታትን ወትሩ ዕሽሽ እናበለ: ብግርህናን ብጕርሕን ካብ ክዉንነት ርሒቑ እናተዛነየ ዝሓልፍ እንተኾይኑ ‘ውን: ብሕልማዊ-ተስፋ ናይ ምስቓይ ሓደጋ ኣለዎ። ንኤርትራውያን ካብ ዘጋጠመና ሓደጋታት ሓደ ኸኣ: እዚ ስነኣእሙራዊ ቀውሲ ‘ዚ እዩ።
ተስፋን ቅብጸትን ገጽ ንገጽ:
No posts were found.