ሶማሊላንድ፡ ኣብ ኤርትራ ተዓሊሞም ናብ ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኣስታት 300 ተቓወምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣሳጒጌ ትብል። September 15, 2010 10:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣዛዚ ሰራዊት ሶማሊላንድ ጀነራል ኤልሚ ሮቢለህ ፉሩር፡ ንጋዜጠኛትት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምዕላሞም ኣብ ገማግም ባሕሪ ሶማሊላንድ ብምዕራፍ ናብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ክኣትዉ ንዝፈተኑ ኣስታት 300 ኣባላት ተቓወሚ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ፡ ሃገራዊ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ኣብ ከበባ ብምእታው ከምዝሃደኑዎም ገሊጹ፡ Continue reading POST TAGS: 300መንግስቲሶማሊላንድ፡ተቓወምቲተዓሊሞምትብል።ናብኢትዮጵያኣሳጒጌኣስታትኣብኤርትራክሰግሩዝፈተኑ
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ “ቺቺሮ ብዘይ ቲፎዞ ፡ እንታይ ክገብሮ” ትብል። ( ቃል ኣሰና) December 15, 2009 11:48 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ንኤርትራ ብኹዑሶ ጥራይ ዘይኮነ፡ እንተላይ ብስጉምታ እያ ወኪላታ። እታ ዝሓለፈ ቀዳም፡ 13 ታሕሳስ ኣብ ናይሮቢ፡ ኬንያ፡ ተሸሪባ ዝተረፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ካብቲ ኩሎም መንእሰያት ኤርትራ ብቐጻሊ ዝወስዱዎ ዘለዉ ስጉምቲ ዝተፈልየ ስጉምቲ ኣይወሰደትን። መሳቱ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ወግሐ ጸብሐ፡ ድብያታት ሓለዋ ዶብ ህግደፍ ዕጅብ ከይበሎም፡ ሓለዋ ዶብ በድራጋ እናተኮሱሎም፡ ናብ ኩሉ መኣዝናት፡ ንኢትዮጵያ፡ ንሱዳን፡ ንየመን ይጸሩ ኣለዉ። ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ከኣ፡ በዚ ዝወሰደቶ ስጉምቲ፡ ብኻልእ ኣዘራርባ “ቺቺሮ ብዘይ ቲፎዞ ፡ እንታይ ክገብሮ” እያ ትብል ዘላ። Continue reading POST TAGS: ፡“ቺቺሮሃገራዊትቃልብዘይቲፎዞትብል።ኣሰናኤርትራ፡እንታይክገብሮ”ጋንታ
መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ንኹሎም ኣመንቲ ምስልምና ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ትብል። November 26, 2009 10:44 pmህይወትassenna00 SHARE መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ንኹሎም ኣመንቲ ምስልምና ርሑስ ዒድ ኣል-ኣድሓ ትብል። READ MORE POST TAGS: ሓበሬታመርበብምስልምናርሑስትብል።ንኹሎምኣልኣመንቲኣሰናኣድሓዒድ
ኢትዮጵያ “ኤርትራ ንምውራር ውጥን የብለይን” ትብል። October 30, 2007 6:14 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኢትዮጵያ “ኤርትራ ንምውራር ውጥን የብለይን”: “እቲ ወረ ትርጉም ዘይብሉ ማእለማ እዩ” ትብል። Continue reading POST TAGS: “ኤርትራትብል።ንምውራርኢትዮጵያውጥንየብለይን”