ናይ ኢሳያስ ፍሽኽታ፣ ሕንዚ ተመን ኣላታ። April 22, 2011 7:42 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኣብዚ ዘሎናዮ ሰሙን፡ ናይ ኤርትራ ማዕከናት ወረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሕቶን መልሲን ክህብ ኢዩ ኢለን የመልክታ ኣሎዋ። መሰናይታ ናይ’ቲ ኣዋጅ ከኣ ስእሊ ኢሳያስ ኮኒ ኢልካ ዝተመርጸ ምስ ፍሽኽታኡ የርእያ ኣሎዋ። “ክርእይዎ ዝጸልኡዎስ ኣብ ቤት መቕደስ ቅበሩኒ”በለ ከም ዝብሉዎ ኣቦታትና፡ ኢሳያስ ብህዝቢ ክንደይ ከምዝተጸልአን ከም ዝተፈንፈነን ኣይርድኦን እዩ። Continue reading POST TAGS: ሕንዚተመንናይኢሳያስኣላታ።ፍሽኽታ፣

በትሪ ኣብ ኢድኩም ተመን ኣብ እግርኹም! – ብያፌት – (ባይቶ መስከረም) August 27, 2007 11:35 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ኣብ መርበብ ሓቤረታ ኢንተርነት ኣሰና፡ “”ብጥዑም ምለስ ኣቶ መስፍን ሓጎስ”” ዝብል ኣርእስት ብሰለስተ ኣቦታት ካብ “”ኣስመራ”” ዝተጻሕፈትን ዝተላእኸትን ነቢበ። ኣብ ዝርዝር ከብዲ ቁምነገር እታ ጽሕፍቲ ኣብ መብዛሕትኡ እኳ ዝሳማማዕ እንተኾንኩ፡ ኣብታ ጽሕፍቲ ትስንዝሮ መንፈስ ናእዳታት፡ ምስትንታናት፡ ከፊላዊ ሓቤረታታት፡ ጥቆማታትን ምህለላን ስለዘይተሳማማዕኩ እየ። ካብዚ ብምንቃል ድማ ነቶም ጉዱሳትን ኩቡራትን ሰለስተ ኣቦታት ሓጻር መልእኽቲ ክጽሕፈሎም ብትሕትና ይነቕል! Continue reading POST TAGS: መስከረምበትሪባይቶብያፌትተመንኢድኩምኣብእግርኹም