ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ሓቲቶም ዝደሓኑ ኤርትራውያን ናብ ሊብያ ተመሊሶም ከምዘለዉ ተረጋጊጹ። September 8, 2009 10:45 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን እናተጓዕዙ እንከለዉ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ሓቲቶም ዝደሓኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ (8 መስከረም 2009) ናብ ሊብያ ተመሊሶም ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። Continue reading POST TAGS: ሊብያሓቲቶምሓደጋማእከላይረዲኤትባሕሪተመሊሶምተረጋጊጹ።ናብኣብኣጋጢሙዎምኤርትራውያንከምዘለዉዝደሓኑ
እቶም ትማሊ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ዝሓተቱ 90 ኤርትራውያን ከምዝደሓኑ ተፈሊጡ። September 8, 2009 5:45 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቶም ትማሊ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ከምዝሓተቱ ብመንገዲ ኣሰና ዝሓበርናኩም 90 ኤርትራውያን ናይ ህይወት ኣድሕን ጻውዒቶም ኣንታዊ ምላሽ ድሕሪ ምርካቡ፡ እቲ ንምርድኦም ብሓለዋ ባሕሪ ዝተኻየደ ስርሒት ሎሚ 8 መስከረም ድሕሪ ቐትሪ ተዛዚሙ፡ ከምዝደሓኑ ካብ ዓዲ ጥልያን ዝረኸብናዮ ኣፈናዊ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሓደጋማእከላይረዲኤትባሕሪተፈሊጡ።ትማሊኣብኣጋጢሙዎምኤርትራውያንእቶምከምዝደሓኑዝሓተቱ
ርድኡ ! ርድኡ ! 90 ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብዛ ሰዓት እዚኣ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ረዲኤት ይሓቱ ኣለዉ። September 7, 2009 6:50 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 90 ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብዛ ሰዓት እዚኣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሓደጋ ኣጋጢሙዎም ኣብ ናይ ሞትን ህይወትን ኩነታት ከምዝርከቡ፡ ሓደ ካብኣቶም ሎሚ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ኣብ ነርወይ ንዝረክቡ ቤተሰቡ ቴሌፎን ብምድዋል ርድኡና ክብል ጸዊዑ ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ሓደጋማእከላይረዲኤትርድኡሰዓትባሕሪኣለዉ።ኣሕዋትኣብኣብዛኣጋጢሙዎምኤርትራውያንእዚኣ፡ይሓቱ
ሎሚ ዘበን ጽቡቕ ክራማት እንተዘይተረኺቡ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረዲኤት ከድልያ ከምዝኽእል ሮይተረስ ሓቢሩ። June 23, 2007 3:53 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሎሚ ዘበን ጽቡቕ ክራማት እንተዘይተረኺቡ። “ እታ ምእንቲ ‘ርእስኻ ምኽኣል’ ክትብል ረዲኤት መግቢ ኣጕዲላቶ ዝጸንሐት ንድርቂ ዝተቓልዐት ኤርትራ ናይ ወጻኢ ረዲኤት ከድልያ እዩ” ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከምዘጠንቀቐ፡ ሎሚ 22 ሰነ ሮይተርስ ካብ ኣስመራ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: ሎሚሓቢሩ።ረዲኤትሮይተረስናይኤርትራእንተዘይተረኺቡከምዝኽእልከድልያክራማትወጻኢዘበንጽቡቕ