ኣገዳሲ ሓበረታ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜጋ ተቀማጣይ ኖርወይ May 16, 2011 6:38 amሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ምብኽንያት መበል 20 በዓል ናጽነት ኤርትራ ሰልፊ ዲምክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንቀዳም ዕለት 21 ግንቦት ንኹሉ ዜጋ ክፉት ዝኾነ በዓል ናጽነት ኣዳልዩ ከምዘሎ ብሓጎስ የበስር. Continue reading POST TAGS: ሓበረታተቀማጣይንኹሉኖርወይኣገዳሲኤርትራዊዜጋ
ኣገዳሲ ሓበሬታ – ኣሰና ኣብ ፓልቶክ ‘ሩም፡ ዕጡቕ መንእሰይ ኤርትራ ንዲሞክራስን ፍትሕን’ November 24, 2010 8:46 pmMessageassenna00 SHARE ኣፍ እቲ ከየድምጽ መሰሉ ዝተገፎ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ደው ዝበሉ ኣማሓደርቲ ኣሰና፡ ንሰንበት ዕለት 5/12/2010፡ ኣብ ፓልቶክ Room Eritrea Etuq menisey Eritrea niDimokrasin fithin ክቐርቡ እዮም። Continue reading POST TAGS: ሓበረታመንእሰይሩም፡ንዲሞክራስንኣሰናኣብኣገዳሲኤርትራዕጡቕፍትሕንፓልቶክ
ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት – ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ July 12, 2009 11:24 pmMessageassenna00 SHARE ሓዲሽ ሓበረታ ንሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት ኣንጻር ፈስቲቫል ጉጂለ ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ዝሓለፈ ስሙን ንዕለት 18.07.2009 ዓ.ም ካብ ስዓት ሰለስተ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ከምዝኾነ ተገሊጹ ነይሩ ኮይኑ ግን ኣብዚ ዕለትዝን ሰዓትን ጉጂለ ህ.ግ.ድ.ፍውን ሰላማዊ ሰልፊ ከካይድ READ MORE POST TAGS: ህሓበረታሓዲሽሰልፊንሰላማዊኣንጻርደጉጂለግፈስቲቫልፍፍራንክፈርት
አገዳሲ ህዝባዊ ምልክታ/ ሓበረታ – Paltalk: Eritrean Room for strong and united opposation“ January 3, 2008 1:00 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ቀጺልና፡ ንቀዳም 5 ጥሪ፡ 2008 (Saturday, January, 2008), ስዓት 21፡00 ብናይ ማእከላይ አውሮፓ አቖጻጽራ: ተስፋልደት አለም ማሓረና፡ መስራትን አቦ ወንበርን ናይ „asmarino.com“ አብ መራኸቢ ብዙሓን „Paltalk: Eritrean Room for strong and united opposation“ ሕዝናልኩም ክንቀርብ ስለ ዝኾና፡ ምሳና ክተምስዩ/ያ ብኽብሪ ንዕድም:: Continue reading POST TAGS: eritreanopposation“paltalkroomstrongunitedህዝባዊሓበረታምልክታአገዳሲ
ሓበረታ ካብ ኣስመራ November 13, 2007 11:20 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ህግደፍ ነዝወለዖ ምፍሕፋሓት ሓለፍቲ ፡ ናብ ውጩ ምስ በጸሐ፡ ብናይ ጥዕና ምኽንያት፡ ሸለል ኪብሉ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ። Continue reading POST TAGS: ሓበረታኣስመራካብ