2010 Thanksgiving ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኤርትራውያን ኣብ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ November 11, 2010 10:38 pmMessageassenna00 SHARE Thanksgiving 2010 ውድድር ኩዑሶ ኤርትራውያን ኣብ ምጭውቲ ከተማና ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ብኣዳላዊት ጋንታ ሳንድያጎ ካብ ዕለት 26-27 ኣብ ወርሒ November ክካየድ ከምዝኾነ ንኹለን ተሳተፍቲ ጋንታታትን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ክንሕብር ንደሊ። Continue reading POST TAGS: 2010thanksgivingሳንድያጎኣብኤርትራውያንእግሪኩዑሶካሊፎርንያውድድር
ሓበሬታ ምዝገባ ጋንታታት 2010 Thanksgiving ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኤርትራውያን ኣብ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ October 14, 2010 2:13 amMessageassenna00 SHARE Thanksgiving 2010 ውድድር ኩዑሶ ኤርትራውያን ኣብ ምጭውቲ ከተማና ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ብኣዳላዊት ጋንታ ሳንድያጎ ካብ ዕለት 26-27 ኣብ ወርሒ November ክካየድ ከምዝኾነ ንኹለን ተሳተፍቲ ጋንታታትን ኣፍቀርቲ ስፖርትን ክንሕብር ንደሊ። Continue reading POST TAGS: 2010thanksgivingሓበሬታምዝገባሳንድያጎኣብኤርትራውያንእግሪኩዑሶካሊፎርንያውድድርጋንታታት
ውድድር ኩዑሶ እግሪ ኤርትራውያን ኣብ ሳንድያጎ ካሊፎርንያ ኣብ ቅነ Thanksgiving September 30, 2010 1:30 amMessageassenna00 SHARE ከምቲ ኩላትና እንፈልጦ ኣብ ቅነ Thanksgiving ኣብዚ ንርከቦ ምዕራባዊ ክፋል ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝካየድ ናይ ኤርትራውያን ውድድር ኩዕሶ እግሪ ንንውሕ ዝበለ ዓመታት ክካየድ ጸኒሑ’ሎ። Continue reading POST TAGS: thanksgivingሳንድያጎቅነኣብኤርትራውያንእግሪኩዑሶካሊፎርንያውድድር
ጠለብ ዘለናዮ እዋን፡ ቃልሲ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ውድድር ውድበይ ውድብካ፤ ሰለፈይ ሰልፍካ አይኮነን። April 19, 2008 2:38 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ጠለብ ዘለናዮ እዋን፡ ቃልሲ ንድሕነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ውድድር ውድበይ ውድብካ፤ ሰለፈይ ሰልፍካ አይኮነን። – From members of Eritrean Room For Strong And United Opposition in Paltalk Continue reading POST TAGS: ሃገርንህዝብንሰለፈይሰልፍካቃልሲንድሕነትአይኮነን።እምበር፡እዋን፡ውድበይውድብካ፤ውድድርዘለናዮጠለብ
ኤርትራዊ ኣትሌት ያረድ ኣስመሮም ኣብ ኦሳካ ጃፓን ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዝድነቕ ውድድር ብምርኣይ ራብዓይ ደረጃ ወጺኡ። August 25, 2007 2:41 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራዊ ኣትሌት ያረድ ኣስመሮም ኣብ ኦሳካ ጃፓን፡ 30 ዲግሪ ሰንትግሬድ ሙቐትን ብርቱዕ ራህድን ኣብ ዝነበሮ ኩነታት ኣየር ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ዝድነቕ ውድድር ብምርኣይ (ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ) ራብዓይ ደረጃ ብምውጻእ ውድድሩ ዛዚሙ’ Continue reading POST TAGS: ማራቶንራብዓይብምርኣይኣስመሮምኣብኣትሌትኤርትራዊኦሳካወጺኡ።ውድድርዝተኻየደዝድነቕያረድደረጃጃፓን
ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ውድድር ቅድድም ጉያ 10 ሽሕ ሜትሮ ‘ኦል ኣፍሪካን ገይምስ’ ተዓውቱ። July 20, 2007 8:57 amስፖርትassenna00 SHARE ኤርትራዊ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ዋና ከተማ ኣልጀርያ ኣልጀሪስ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቅድድም ጉያ 10 ሽሕ ሜትሮ ‘ኦል ኣፍሪካን ገይምስ’ ቀዳማይ ኮይኑ ብምዕዋት ወርቂ ማዳልያ ዓቲሩ። Continue reading POST TAGS: ‘ኦልሜትሮሽሕቅድድምተዓውቱ።ታደሰኣብኣፍሪካንኤርትራዊውድድርዘርእሰናይገይምስ’ጉያ