ኣብ ነርወይ ንመንእሰያት ህግደፍ(YPFDJ) ብምድንጋርን ምትላልን ዘቃልዕ ጸብጻብ May 12, 2011 9:22 amኤውሮጳassenna00 SHARE ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኣብ ቀረባ ማዓልታት ዓመታዊ ጉባኤ ብምግባር መሳርሒ ዉልቀመላኺ ኢሰይያስ ዝኾነ ኣኼባ መንእሰያት ህግደፍ ዝተወደበ ንመንግስታዉያንን ዘይመንግስታዉያንን ትካላት ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ዝተረኽበ ገንዘብ ምዃኑ ኣገልግሎት ቴሊቪዥን ነርወይ ሎሚ ኣማስይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣቃሊዑ ኣሎ፡፡ Continue reading POST TAGS: ypfdjህግደፍምትላልንብምድንጋርንተፈሊጡ።ነርወይንመንእሰያትኣብከምዘሎኮይኑወግዓዊዘቃልዕጸብጻብ
ህጹጽ ጸዊዒት ንመንእሰያት ኤርትራ February 8, 2011 10:31 pmኣብነትassenna00 SHARE ክቡራት ኣንበብቲ ሎሚ ዓመት፤ ዓመት ለውጢ፤ ዓመት ጽንዓት፤ ዓመት ወኒ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ከባቢና ዝልዓለሉ ዘሎ ዓመት እዩ፤ Continue reading POST TAGS: ህጹጽንመንእሰያትኤርትራጸዊዒት
ህጹጽ ጸዊዒት ንመንእሰያት ኤርትራ February 8, 2011 10:31 pmኣብነትassenna00 SHARE ክቡራት ኣንበብቲ ሎሚ ዓመት፤ ዓመት ለውጢ፤ ዓመት ጽንዓት፤ ዓመት ወኒ ቃልሲ ብዝለዓለ ደረጃ ኣብ ከባቢና ዝልዓለሉ ዘሎ ዓመት እዩ፤ Continue reading POST TAGS: ህጹጽንመንእሰያትኤርትራጸዊዒት
ሕነ-ምፍዳይ ብግዳይ – (ሕውነታዊ መዘኻኸሪ ንመንእሰያት ኤርትራ) June 29, 2008 12:43 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣብ ጽባሕ ዝኽሪ ሰማእታት ኤርትራ ብ21 ሰነ ንግዱድ ስጓ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመንግስቲ ምስሪ ብምቅዋም ኣብ ለንደን ኣብ ፊት ኤምባሲ ምስሪ ምዉቕ ዝበለ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣብ ዝተኻየደሉ ግዜ ሓደ ሕርኽርኽ ዘብል ዘይወሓጥ ትዕዝብቲ ተዓዚበ። Continue reading POST TAGS: ሕነሕውነታዊመዘኻኸሪምፍዳይብግዳይንመንእሰያትኤርትራ