ድምጺ ኣሰና ኣብቲ ኣብ ፈለማ ናይዚ ወርሒ ‘ዚ (ነሓሰ 2010) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሃገራዊ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተረኺባ ዘካየደቶ ሓባራዊ ዘተን ቃለመጠየቓትን …

ህግደፍ፡ በቲ ባይቶ ጸጥታ ውሕሃ ዝበየነሉ እገዳ ተጨኒቑ ስለዘሎ ከምቲ “ህበይ ሰማይ ከይወድቃ ኣንቃዕሪራ ትሓድር ” ሰለም ከይበለ፡ ሰማይ ክሕሉ ይሓድር ኣሎ።

ስርዓት ህግደፍ በቲ ጽባሕ ኣብ ርእሰ ከተማ ሱዳን፡ ካርቱም፡ ክግበር ተመዲቡ ዘሎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተጎልቢቡ፡ ካብ ስርዓቱ ኣምሊጦም ኣብቲ ቦታ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ዜጋታትን ተቓወምቲ ሓይልታትን ንምጭዋይ ሰለይቲ ኣዋፊሩ ይንቀሳቐስ ከምዘሎ ብምምልካት፡ ስክፍታ ዘለዎም ኤርትራውያን ጥንቃቐቐ ከዘውትሩ ከምዝግባእ ምንጭታት ኣዘኻኺሮም።
ኣቶኩሮ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ናብ’ቲ ኣብ ወጻኢ ዝነብር ማሕበረ-ሰብ ኢርትራ ብሓፈሻ ዝጠመተ ኮይኑ፡ ብፍላይ ድማ ነቶም ሰብኣዊ መሰላቶምን ናጽነቶም ተሓልይሎም ኣብ ፍትሒ ዝነገሶ ዓደታት ዝቕመጡ፡ ወዲ ሰብ ክሳብ ክንደይ ክቡር ምኻኑ ኣብ መዓልታዊ ሂወትም ዝዕዘቡ፡ ምሉእ መሰሎም ተሓልይሎም ምስ ደቀባት ናይተን ዝነብሩለን ሃገራት ተማዕራርዮም ዝነብሩ፡ ሕጊ፡ ፍትሒ፡ መሰል፡ ግቡእ፡ ዲሞክራሲ ዝብሉ ኣምራት ኣንታይ ምዃኖም ብግብሪ ዝምስክሩ ኤርትራውያን ዝዓለመ እዩ።