ሓላፊ መንእሰያት ህግደፍ ኢትዮጵያዊ ድሕረ-ባይታኡ ተቐሊዑ! January 27, 2011 11:27 pmደብዳቤታትassenna10 SHARE ሓላፊ መንእሰያት ህግደፍ ክኸውን ብህግደፍ ዝተሓርየ፡ ኣብ ኤምባሲ ስዊድን ቤት ጽሕፈት ተዋሂብዎ ዝሰርሕ ዘሎ፡ ወዲ 39 ዕድመ ቴድሮስ ጎይትኦም ዝብሃል፡ ቀንዲ ካብቶም ንብሕታዊ ምቾትን ንመዓርግን ዝቀዳደሙ ፈተውቲ ስልጣን ዎሽላኻት ኩርኩራት ህግደፍ፡ መበቆሉ ኢትዮጵያዊ ከምዝኾነ ተፈዲሑ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓላፊመንእሰያትባይታኡተቐሊዑኢትዮጵያዊድሕረ
12 ተወላዶ ሰቲሞን ሌ/ኮሎኔል ዑስማን ኣቡጠዊላ ዝተባህለ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ንኡስ ዞባ ተሰነይን ተኣሲሮም። November 29, 2010 11:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 12 ተወላዶ ሰቲሞን ሌ/ኮሎኔል ዑስማን ኣቡጠዊላ ዝተባህለ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ንኡስ ዞባ ተሰነይን ተኣሲሮም። Continue reading POST TAGS: ሃገራዊሌ/ኮሎኔልሓላፊሰቲሞንተሰነይንተኣሲሮም።ተወላዶንኡስኣቡጠዊላዑስማንዝተባህለዞባድሕነት
መርድእ፡ ኣቦና ኣባ ሃይለማርያም ገብረሕይወት ሓላፊ ደብረመድሃኒት ኪዳነ ምህረት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዓሪፎም። May 31, 2010 12:31 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ክቡር ኣቦና ኣባ ሃይለማርያም ገብረሕይወት ሓላፊ ደብረመድሃኒት ኪዳነ ምህረት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ለንደን ብሕማም ምኽንያት ብሰሉስ 25 ግንቦት ካብዛ ዓለም ብሰላም ዓሪፎም። Continue reading POST TAGS: ሃይለማርያምሓላፊመርድእ፡ምህረትቤተክርስትያንተዋህዶኣባኣቦናኤርትራኦርቶዶክስኪዳነዓሪፎም።ደብረመድሃኒትገብረሕይወት
ሓላፊ ቤት ማእሰርቲ ዓላ፣ ጸይቀ ዕሉል ዳዊት መጎስ መንነቶም ብዘይተፈልጠ ሰባት ተቐንጺሉ። July 27, 2009 5:24 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣገልጋሊ ስርዓት ህግደፍ ዳዊት መጎስ፣ ንብዙሓት ንጹሃን ኤርትራውያን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይኹን ካልእ ዝነበሩ ከበሳብስ ዝጸንሐ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሓላፊመንነቶምመጎስማእሰርቲሰባትቤትብዘይተፈልጠተቐንጺሉ።ዓላ፣ዕሉልዳዊትጸይቀ
ሓላፊ ጸጥታ ኤርትራ፡ ኣብርሃ ካሳ፡ ነቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን “ገንዘቦም አምበር ንዓኣቶም ኣይደለናን” ይብል April 15, 2008 12:31 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE – ሓላፊ ጸጥታ ኤርትራ፡ ኣብርሃ ካሳ፡ ነቶም ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን “ገንዘቦም አምበር ንዓኣቶም ኣይደለናን” ይብል– ስዉር ኣብያተ ማእሰርቲ ህግደፍ ኣብ ማእከል መንበሪ ኣባይቲ ህዝቢ የስፋሕፍሕ Continue reading POST TAGS: “ገንዘቦምሓላፊነቶምንዓኣቶምአምበርኣብኣብርሃኣይደለናን”ኤርትራ፡ኤርትራውያንካሳ፡ወጻኢዝነብሩይብልጸጥታ
ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ኣብ ናይጀርያ ዝነበረ ዘርአስላሰ ረድኢ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። February 9, 2008 11:07 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ናይጀርያ ሓላፊ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ኮይኑ ዝዓዪ ዝነበረ ዘርአስላሰ ረድኢ ንውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ብምቅዋም ኣብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ 2008 ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። Continue reading POST TAGS: ሓላፊሓቲቱ።ረድኢቆንስላዊናይጀርያኣብኤርትራእንግሊዝዑቕባዓዲዘርአስላሰዝነበረጉዳያትፖለቲካዊ
ሓላፊ ጨንፈር ህግደፍ ኣቑርደት ኣብ ሱዳን ዑቕባ ሓቲቱ። September 9, 2007 2:56 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሓላፊ ጨንፈር ህግደፍ ንኡስ ዞባ ኣቑርደት ዝነበረ ኣቶ ነጂብ ኣሕመድ ዝሓለፍ ሰሙን ናብ ሱዳን ብምምላጥ ፖለቲካዊ ዑቕብ ከምዝሓተተ ዖማል ዝተባህለት መርበብ ሓበሬታ ሓቢራ። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓላፊሓቲቱ።ሱዳንኣቑርደትኣብዑቕባጨንፈር