ኤርትራዊ ናይ ሕጊ ምሁር ዶክተር በረኸት ሃበተስላሰ፡ ኤርትራውያን መንእሰያት ስለ ለውጢ ዘርእዩዎ ዘለዉ ውዕዉዕ ምንቅስቓስ ብዝለዓለ ደረጃ ክቕጽሉዎ ተላብዮም።
ኣቦ ወንበር ኮምሽን ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ ነበር፡ ካኢላን መምህርን ሕጊ ዶክተር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ብሰፊሕ ተሳታፍነት መንእሰያት ኣብ ሃገርና ኤርትራ እቲ ህዝቢ ሃንቀው ዝብሎ ዘሎ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክመጽእ ከምዝኽእል እምነት ከምዘለዎም ብምምልካት፡ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ወጻኢ ስለ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘርእዩዎ ዘለዉ

ንራብዓይ
ካብ
ካብ
United for Eritrea
ኣብ ምብራቓዊ ገማግም ሰሜን ኣመሪካ ሄሪኬይን ኣይሪን ህይወት 15 ሰባት ኳ እንተለከመ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝወረደ ጉድኣት ከምዘየልቦ ኣሰና ኣመት ረኺባ።
ኣቦ



ትብለጽ ኣደ ሰለስተ ቆልዑን በዓልቲ ሓዳርን ኢያ። በዓል ሓዳራ ኣባል
ኣምባሳደር ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ኣብ እስራኤል ተስፋማርያም ተኸስተ (ወዲ ባሻይ)፡ ኣብ ውሽጢ ቤትጽሕፈቱ፡ ብሓደ ዝተቖጠዐ ኤርትራዊ መንእሰይ ከምዝተሃርመ ምንጭታት ካብ እስራኤል ሓቢሮም።
ኣብቲ ዓሰርተታት ኣሽሓት ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ዘለዉ መዓስከራት ስደተኛታት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሖም ዝተሰዱ መንእሰያት፡ ንውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ ብሓይሊ ብምእላይ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ዕጥቃዊ ቃልሲ ከምዝጀመሩ ኣፍሊጦም። 
ወናኒ ዕደና ወርቂ ቢሻ፡ ካናዳዊ ኩባንያ ዕደና ወርቂ ነቭሱን ሪሶርስ፡ ትማሊ ረቡዕ ኣብ ዘቕረቦ ናይ ካልኣይ ርብዒ ዓመት ፋይናንሳዊ ጸብጻብ ካብ ዕደና ኤርትራ፡ ቀሪጹ ከፊሉ $60.6 ሚልዮን ዶላር መኽሰብ ከምዝረኸበ ምግላጹ፡ ‘ማይኒን ዊክሊ’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ካብ ቶሮንቶ ገሊጹ።
ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብምኽንያት ‘ቲ ስርዓት ህግደፍ ንኣሸበርቲ ዝገብሮ ደገፍ ኣህጉራዊ እገዳ ክግበረሉ ምሉእ ብምሉእ ከምዝድግፎ ዎል ስትሪት ጆርናል ሓቢሩ።
ኣባላት
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ቅንያት 20 ሰነ ካብ ኣስመራ ተለቒሞም ድሕሪ ምእሳሮም፡ ብስርዓት ህግደፍ ብምቑሕ ሰንሰለት ነንሕድሕዶም ተኣሲሮም ብናይ ጽዕነት መኪና ናብ ሳዋ እናተጓዕዙ ኣብ መንገዲ ከረን፡ ልቢ ትግራይ ጸዲፎም ዝሃለቑ፡
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ብምብጻሕ ካብ ኤርትራ ኣምሊጠን ዝመጽኣ ስድራቤታት ዘዘራረቡ ኣህጉራውያን ጋዜጠኛታት፡ ኣብዚ ዓለማብ ጥምየትን ደርቅን ሶማልያ ኣተኵራትሉ ዘላ እዋን፡ ኤርትራ ብሰንኪ ስቕታ መንግስታ ብሓለንጊኦ ጥመት ትግረፍ ከምዘላ የመልክቱ።
ምንጭታትና
ኣብ ኣቡጃ ብኢሚግሬሽን ናይጀርያ ታሒዞም ናይ ምስጓጕ ሓደጋ ዘንጸላልዎም ዘሎ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተጣበቕቲ መሰል ስደተኛታትን ግዱሳትን ካብ መስጎግቲ ከድሕኑዎም ደገፍ ይሓቱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም።
ኣብ መደበር ታዕሊም ሳዋ፡ ኣብቲ ‘ዋርሳይ ይከኣሎ’ ተባሂሉ ብህግደፍ ዝጽዋዕ መዓስከር ክመሃሩ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ ዕድመ ተማሃሮ ፡ እቶም ኣብ መርመራ ዝተረፉ ናብ ሰራዊት ክምደቡ ምዃኖም ምስ ተሓበሮም፡ ኣዋልድን ኣወዳትን ዝርከቡዎም ዛጊት ቁጽሮም ብልክዕ ዘይተፈልጠ ዓሰርተታት መንእሰያት ጃምላዊ ነብሰ-ቅትለት ፈጺሞም ከምዝሞቱ ካብ ኤርትራ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
ትካል
ኣብ
ተኽለኣብ