Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣኼባ ሞያውያን ኤርትራውያን፡ ኣብቶም ንዘተ ሰሪዑዎም ዝነበረ ዛዕባታት ልዙብ ክትዕ ብምክያድ ናይ ቃልሲ ስትራተጂን ስልትን ኣለልዩ።

ንራብዓይ ምዓልቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐጸለ ኣኼባ ሞያውያንን ግዱሳትን ኤርትራውያን ኣብ ኩሎምቶም ንዘተ ሰሪዑዎም ዝነበረ ዛዕባታት ብሱልን ሓላፍነታውን ልዝብ ብምክያድ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምቅልጣፍ ዝሕግዙዎ ናይ ቃልሲ ስትራተጂን ስልትን ኣለልዩ።

ንራብዓይ ምዓልቱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝቐጸለ ኣኼባ ሞያውያንን ግዱሳትን ኤርትራውያን ኣብ ኩሎምቶም ንዘተ ሰሪዑዎም ዝነበረ ዛዕባታት ብሱልን ሓላፍነታውን ልዝብ ብምክያድ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምቅልጣፍ ዝሕግዙዎ ናይ ቃልሲ ስትራተጂን ስልትን ኣለልዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT