Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣቶ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ) ንኣባላትን ተሓባበርትን ህግደፍ ብሕርያ ዝጸውዖ ኣኼባ ኒው-ዮርክ፤

ምንጭታትና ካብ ኒውዮርክ ከም ዝሓበርዎ፡ ኣማኻሪ ፕረሲደንት ሃገርኤርትራ ኣቶ የማነ ገብርኣብን ናይ ኤርትራ ናይ ወጻኢ ጉዲያት ሓላፊ ኣቶ ዐስማን ሳልሕን ብዕድመ ጥራይ ዝጸውዑዏ ፍሉይ ኣኼባ ናይ ኣባላትን ተሓባበርትን ህግደፍ ኣብ ኮሎምቢያ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣካይዶም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT