Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤርትራ ብሰንኪ ስቕታ ብሓለንጊ ጥምየት ትግረፍ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ዓለም የቃልዑ።

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ብምብጻሕ ካብ ኤርትራ ኣምሊጠን ዝመጽኣ ስድራቤታት ዘዘራረቡ ኣህጉራውያን ጋዜጠኛታት፡ ኣብዚ ዓለማብ ጥምየትን ደርቅን ሶማልያ ኣተኵራትሉ ዘላ እዋን፡ ኤርትራ ብሰንኪ ስቕታ መንግስታ ብሓለንጊኦ ጥመት ትግረፍ ከምዘላ የመልክቱ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT