ሃገራት ኢጋድ፡ ኤርትራ ዘቕረበቶ ሕቶ ምምላስ ኣባልነት ገና ቁሩጽ ምላሽ ከምዘይሃባኦ ገሊጸን።
ኣባላት ኢጋድ ዝኾና ሃገራት ቀርንን ምብራቕን ኣፍሪቃ፡ ነቲ ኤርትራ ናብ ኢጋድ ክትምለስ ዘቕረበቶ፡ ፈለማ፡ “ተቐቢለናኦ” ተባሂሉ ተመሓላሊፉ ዝነበረ ዜና ብምእራም፡ “ ገና ይሓስባሉ” ከምዘለዋ ምጥቃሰን፡ ቢቢሲ ሓቢሩ።