ስርዓት ህግደፍ፡ እቲ “መሬት ኤርትራ ብወያነ ተጎቢጡ’ሎ” እናበለ ቅዋም ንኸይንደፍ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክቅጽል ከም መመኽነይታን ንብልሹው ምምሕዳሩ ከም መጎልበብን ንዓመታት ክዋጥዮ ዝጸንሐ መጣልዒ ወረቀት ምስተወድኦ፡ ሎሚ ድማ ምስታ “ብድጎማ ኣመሪካ ትነብር፡ ምስ ሃብታ ዝደኸየት ሃገር” ኢሉ ከናሽዋ ዝጸንሐ ግብጺ፡ ከም ዕዳጋኣ ዝዓመረላ በዓልቲ ስዋ ወደኽደኽ
ስርዓት ህግደፍ፡ እቲ “መሬት ኤርትራ ብወያነ ተጎቢጡ’ሎ” እናበለ ቅዋም ንኸይንደፍ፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክቅጽል ከም መመኽነይታን ንብልሹው ምምሕዳሩ ከም መጎልበብን ንዓመታት ክዋጥዮ ዝጸንሐ መጣልዒ ወረቀት ምስተወድኦ፡ ሎሚ ድማ ምስታ “ብድጎማ ኣመሪካ ትነብር፡ ምስ ሃብታ ዝደኸየት ሃገር” ኢሉ ከናሽዋ ዝጸንሐ ግብጺ፡ ከም ዕዳጋኣ ዝዓመረላ በዓልቲ ስዋ ወደኽደኽ
መንግስቲ ሱዳን ሎሚ ሰንበት 14 ጥሪ ድሕሪ ቀትሪ፡ ብኣሽሓት ዝግመት ህጹጽ ናይ ደገፍ ሓይልታት ሰራዊት ናብቲ ድሮ ኣብ ዶባት ኤርትራን ሱዳንን ተዋፊሩ ዘሎ ሰራዊት ሱዳን ከም ተደራቢ ልኢኹ ከምዘሎ ምንጭታት ካብ ከሰላ ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ኣብቲ ባዕላቶም ዝሰኣሉዎ መረጋገጺታት ኣሰንዮም ዝለኣኹልና ሓበሬታ፡ ምስቲ ሰራዊት ዝመጽአ ቃፍላይ
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶላንት ትራምፕ ኣብዚ ዝሓለፈ ሒደት መዓልታት፡ ንፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመሪካ ብዝምልከት ካብ ክልቲኡ ሰልፍታት ኣመሪካ ምስ ዝተወከሉ ሰነተራት ኣብ ዋይት-ሃውስ ዘካየዶ ዕጹው ኣኼባ፡ ሃገራት ኣፍሪቃ እንዳጓሓፍ ምዃነን ዝጠቅስ ጽዩፍ ርእይቶ ከምዝሃበ ኣብ ማዕከናት ዜና ኣመሪካን ዓለምን ድሕሪ ምዝርግሑ፡ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝውክል ሕብረት ኣፍሪቃ፡
ነቲ ሰራዊት ኣዋፊራ ዶባት ኤርትራ ሱዳንን ንምዕጻው ዝወሰደቶ ስጉምቲ፡ `ኮንቶባንዳን ዘይሕጋዊ ምስግጋርን ንምቊጽጻር` ከምዝገበረቶ ብማዕከናት ዜና ከተማኻንየሉ ዝቐነየት ሱዳን፡ ሎሚ 11 ጥሪ ኣብ ዘውጽኣቶ ወግዓዊ መግለጺ፡ ብወገን ምብራቕ ሱዳን፡ ኤርትራን ግብጽን ጸጥታዊ ስግኣት ኣሕዲረናላ ከምዘለዋ ብወግዒ ከምዝተኣመነት ኣገልግሎት ዜና ቻይና፡ ሺንዋ ሓቢሩ። ` ኣኼባ ቤትጽሕፈት መሪሕነት
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣብ ግብጺ ናይ ክልተ መዓልቲ ምብጻሕ ፈጺሙ ካብ ካይሮ ከምዝተፋነወ egypttoday.com ሓቢሩ። ንሱ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደል ፋትሕ ኣል-ሲሲ ኣብ ዝገበሮ ርክባት ነዚ ተኸሲቱ ዘሎ እዋናዊ ዞባዊ ፖለቲካውን ጸጥታውን ምዕባሌታት ብኸመይ ከምዝገጥሙዎ ከምእተዘራረበ እቲ መርበብ ሓበሬታ የገንዝብ። ክልቲኦም ወገናት `ጸጥታን ምርግጋእን ንምውሓስ` ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት
ወተሃደራት ግብጺ ኣብ ኤርትራ ኣትዮም ከምዘለዉ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ ግዜ ከምኡ `ውን ሱዳን ሰራዊታ ኣዋፊራ ምስ ኤርትራ ዘዋስና ዶባት ዓጽያ ኣብ ዘላትሉ እዋን፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ግብጺ ኣል ሲሲ ንምርኻብ ሎሚ ንጉሆ 9 ጥሪ ካይሮ ኣትዩ ከምዘሎ Egypt today ዝተባህለ ጋዜጣ ግብጺ ሓቢሩ። ክልቲኦም
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ዝኾነ፡ ህዝቢ ወይ እኩብ ሰብ ዚነብረሉ ክልል፡ ስርዓትን ርግኣትን ንኺህሉ፡ ህዝቢ ድማ ብሰላም ሓሪሱን ነጊዱን መታን ኪነብር፡ ሓደ ብላዕሊ ኾይኑ ዘመሓድር "ኣያ''ን ንኣኡ ምስ ታሕቲ ዘራኽቡዎ ደገፍትን ኣውታራትን ኪህልዉ ግድን እዩ። እዚ ድማ መንግስቲ ይብሃል። እንስሳታት ከይተረፉ፡ ብወገኖም ከም ዕስለ ወይ ጉጅለ ኮይኖም
ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት 1500 ወተሃደራት ግብጺ ኣብ ማርሳ ተኽላይ ሰሜናዊ ሳሕል ከምዝበጽሑ፡ ቀጺሎም 20 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ሂምቦል፡ 15 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ከርከበት፡ 43 ግብጻውያን ወተሃደራት ኣብ ሳዋ ከምዝተራእዩ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ትማሊ 7 ጥሪ `ውን ዓሰርተ ኦራላትን ብርክት ዝበላ ላንድክሮዘራትን ዝሓዘ ሰራዊት ሰሜን ካብ
ኣብዛ ንነብረላ ለና ዓለም ፈጣሪ ዋላ ነቶም ዝኽሕድዎ ኣብ ዕዯልኡ / ኣብ ሂባ ጸጋታቱ ከም የዲልዎም። ፈልዩ ከም የጥምዮም ከም የጽምኦም ፤ ዯቂ ሰብ ኣብ ዓለም ንትእዛዛቱ ተቀቢሎም ወይ ነጺጎም ክነብሩ ከምፍቀዯ ፤ ንተግባራትና ንፍረዯሉ ቦታ ኣብዛ ለናያ ዓለም ከምይኮነ ኸኣ ንርዲእ። [gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2018/01/ሃይማኖት.pdf"] Subscribe ASSENNA YouTube
ኣማኢት ኣሽሓት ኤርትራውያን፡ ብሰሪ’ቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ምልካዊ ስርዓትን ድኽነትን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከም ስደተኛታት ኮይኖም ከርፋሕ ናብራ የሕልፉ ኣለዉ። ካብኡ ናብኡ፡ ብፍላይ እቶም ኣብ ሃገራት ኢትዮጵያ፡ ሱዳን፡ ሊብያ፡ እስራኤል፡ ደቡብ ሱዳንን፡ ጁቡቲ ዘለዉ ኤርትራውያን፡ እቲ ኣህጉራዊ ሕግታት ዘፍቅዶ ንስደተኛ ዝግባእ መሰላትን ውሕስነትን ከም መንበሪ
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሽር፡ ብፍላይ ኣብ ዞባታት ከሰላን ሰሜን ኩርዱፋንን ን ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ ሓደጋ ኣዋጅ ድሕሪ ምእዋጁ፡ ሱዳን ምስ ኤርትራ ዘዋስና ዶባት ወተሃደራት ኣዋፊራ ከምዝዓጸወቶ ሮይተርስ ንኣገልግሎት ዜና ሱዳን SUNA ብጥቃስ ሓቢሩ። ኣገልግሎት ዜና ሱዳን እቲ ዶባት ስለምንታይ ከምእተዐጽወ ምኽንያት ኣይሃበን። ኣገልግሎት
ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሓድሽ ዓመት ኣብ ኣቡዛቢ ምስ ኣሚራት ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ድግስን ዕንደራን ኣሕሊፉዎ ክንሱ: እታ ንመከራን ወጽዓን ህዝቢ ኤርትራ ዓብዒባ ንውልቀምለኣኽነት ኢሳይያስ እተጸባብቕ መጋበርያ ምልኪ ኤሪ-ቲቪ ብስም `ቲ ኣብ ሓድሽ ዓመት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይነበረ ኢሳይያስ ናይ ፈጠራ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብምቕራብ፡
ዝኾነ ስርዓት ወይ ህዝቢ ብዛዕባ ታሪኹ ጸጽቡቑ እዩ ዝስንድ፡ ዘዘንቱ ወይ ዘዕልል። ዝበዛሕና ኤርትራውያን’ውን ንታሪኽና ኣጸባቢቕና ኢና ክንገልጽ ጸኒሕና። ታሪኽ እወታውን ኣሉታውን ባህሪ ከም ዘሎዎ ንፈልጥን ንግንዘብን ግን ክንደይ ኢና። ነዚ ፈሊጥና ንቕበሎን ንገልጾንከ ክንደይ ኮን ንኸውን። ብፍላይ ሎሚ እዋን ምስ ህላዌ ደጋፊ፡ ተቓዋሚ፡ ህግደፋዊ፡
ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ነቲ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ወጻዒ ስርዓት ንኣብ ልዕሊ ህዝብናን ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ዘውርዶ ዘሎ ኩሉ ዓይነት ዓመጽን ግፍዒን ንምቅላሕን ንምብዳህን : ን ሓሙስ ዕለት 8 መጋቢት 2018, ኣብ ደን ሃግ ( Den Hague, Netherlands), ሆላንድ,
መደበር ተለቪዥን ስርዓት ህግደፍ፡ ብ30 ታሕሳስ 2017 ኣብ ዝመሓላለፈቶ ዜና፡ ኣብ ከተማ ዓዲዃላ 02 ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ባርዕ ሓዊ፡ ኣብ ንብረትን መንበሪ ኣባይትን ጉድኣት ከምዘወረደ ብተንቀሳቃሲ ስእሊ ዝተሰነየ ሓበሬታ ኣቅሪባ። ኣብቲ ዜና፡ ህዝቢ ኣብ ናሕሲ ኣባይቲ ብምድያብን ኣብ መሬትኑ ኮይኑ፡ ብሳንኬሎታት፡ ጀሪካናትን መገለል
ሕብእቲ ሰልፊ ብዓይኒ ዘይኣባላታ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 3ይን መወዳእታን ክፋል 29 ታህሳስ 2017 ኣብ ካልኣይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ብዛዕባ’ቲ ብላዕለዎት ኣባላት ናይታ ሕብእቲ ሰልፍን ተለኣኽቶምን፡ ንሕጋውነት ምቕንጻል ኣባላት “መንካዕን የሚንን” ከምኡ’ውን ንመምዘኒታት ሕርያ ንኣባልነት ናብታ ‘ሕብእቲ ሰልፊ’ ዝብል ስም ዘጠመቑዋ ትካል ስለያኦም ኣመልኪቶም ዝህብዎ ዘይቅኑዕን መደናገርን
ብጻይ ካሕሳይ የሕደጎ ኤርትራዊ ኣባ መጋቢ - ኤርትራዊ ካርልሃይንዝ ቦሀም/Karlheinz Boehm - ኣብዛ እንነብረላ ዘለና ዓለም ዝኾነ ሕያው ፍጥረት ተፈጢሩ ንዘልዓልም ዝነብር የለን። ከመይ እቲ መንፈሳዊ በትሪ ቅልጽም ካብ ሓመድ ናብ ሓመድ ዝብል ኣምር ስለዘሎ። ስለዚ ከኣ መዋእል ዕድመና ይንዋሕ ይሕጸር፡ ይጻጽዕ ይጸንክር፡ ንጥመ ንጽማእ፡ ንድከ ንጽገብ ንሃብትም፡
ብ ኣማኑኤል ሳህለ ኩሉ ፍጻመታት ብሓሳባት እዩ ዚጅመር፡ መበገሲ ሓሳባት ድማ ወድሰብ እዩ። ሓሳባት ድማ ካብ ኣእምሮ ይፍልፍል። እቲ ኣእምሮ ግን ካብ ባዶ ተላዒሉ ኣይኮነን ሓሳባት ዘመንጩ፡ ገለ ነገራት ኪነኽኦ ኣለዎ። ብርቱዕ ምትንካፍ፡ ብርቱዕ ሓሳባት ይፈጥር። ኣእምሮ ሰብ፡ ኣብ መንጎ ጻዕዳን ጸሊምን፡ ሙቐትን ዛሕልን፡ ሰላምን ህውከትን፡ ሓርነትን
በዘልማድ፡ ህዝብና ዓመት ተወዲኡ ብሓድሽ ዓመት ክትካእ እንከሎ፡ “ንዓና ዝኸውን መንግስትን እዋንን ይምጻእ፡ ራህዋ፡ ሰላም ብልጽግናን ፍቅርን የውርደልና” ብምባል’ዩ ተስፋኡን ሃረርታኡን ዝገልጽ። ኣብ መዓልታዊ ህይወት ደቂ ሰባት፡ ተስፋን ጽቡቅ ድሌትን ኣገደስቲ ስንቂ’ዮም እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፈለማ ዓመታት ናጽነቱ፡ “ኩናት፡ ሞትን ስደትን ይኣክል”
ሚኒስተር ትምህርቲ ስርዓት ህግደፍ ሰመረ ርእሶም፡ ትማሊ 22 ታሕሳስ ነቶም ንብረት ቤትምህርቲ እንዳ ማርያም ምርካብ ብምእባዮም ተኣሲሮም ዘለዉ ካህናት፡ ነቲ ንብረት ነቲ ስርዓት ከረክቡዎ ከእምኑዎም ኣብ ቤትጽሕፈቱ ታህዲድን ምፍርራሕን ሓዊሱ ዘዘራረቦም ሰለስተ ጳጳሳት ንጠለቡ ብሓደ ድምጺ ስለዝነጸጉዎ ፈተንኡ ፈሺሉ ከምዘሎ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣረዲኡ። ኣብ
እዚ ጽሑፍ እዚ፡ ኣብ’ዛ ሓዳስ ዓመት፡ ዓመተ 2018 ዓ.ም.፡ ኤርትራ ሃገርና መሰል ዜጋታታ ዝኽበረላ ቅዋማዊትን ደሞክራሲያዊትን ሃገር ምእንቲ ክትኮነልና፡ ኩልና ኤርትራውያን ነቲ ብህዝባዊ ተሳትፎ ተነዲፉ 23 ግንቦት 1997 ዓ.ም. ብሃገራዊ ባይቶ ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋም፡ ከም ሓደን ቀንድን መፍትሒ ሃገራዊ ጉዳይና ወሲድና፡ ንትግባረኡ ብሓድነትን ስምረትን ተወፊና
ኣነ ንኣርኣያ በላይ ብቐረባ ካብ ዝፈልጡዎ ደቀ’ሥመራ ሓደ’የ። ኣብ መርበብ ሓበሬታ “ኣይጋ” ብዛዕብኡ ዝተጻሕፈ ኣንቀጽ ምስ-ረኣኹ ድማ፥ ነቲ ብልቦናን ብዓቢይ ቁም-ነገርን ዝፍለጥ ዝነበረ፥ ኃወይ ክብሎ ዝኽእል ዓርከይን መተዓብይተን ኣርኣያ በላይ፥ ብዓይኒ ሕልና ክዝክሮ ምኽንያት ኮይኑኒ። ኣርኣያ ብኹሉ ዓይነት መዐቀኒ፥ ዝኾነ ኣበር ነይሩዎ ተባሂሉ ዘይሕመ፥ ለባምን
ሕብእቲ ሰልፊ ብዓይኒ ዘይኣባላታ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 2ይ ክፋል 21 ታህሳስ 2017 ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይ ጽሑፈይ፡ ብዛዕባ ህዝባዊ ግምባርን ኣባላቱን ተዛሪበ። ቀጺለ’ውን “ ሰልፊ ንውድብ መሪሓቶ” ንዝብል ዘይቅኑዕ ግን ከኣ ታሪኽ ክጨዊ ናይ ዝደሊ ተበላጺ ኣተሓሳስባ ከብርህ ፈቲነ። ከም ሳልሳይ ዘልዓልኩዎ ነጥቢ ድማ ብዛዕባ’ቶም ብለይቲ
[gview file="http://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2017/12/Mehamed-Ocland-2.pdf"] Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time: <script src="https://apis.google.com/js/platform.js"></script> <div class="g-ytsubscribe" data-channelid="UCMKaCcIDaPJc7ELfP75UeYA" data-layout="full" data-count="hidden"></div>
ነቲ ኣብ ኣኽርያ ዝተላዕለ ህዝባዊ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ከምቲ ዝነበሮኣቃሊሐንኦ እየን። ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ ፍትሒ እውን ነቲ ምልዕዓል ደጊፎም ድምጾምኣስሚዖም። ደላይ ፍትሒ ኬንካ ፍትሒ ንዝጠልብ ድምጽን ጠለብን ውጹዓት ክትድግፍ ከኣ ንቡር እዩ። እቲ ዘይንቡርን ካብ ትጽቢት ወጻእን ግን፡ ብፍላጥ ኮነ ብዘይፍላጥ፡ ነቲ ምልዕዓል፡ ዘይትርጉሙን መልክዑን ምሃብ እዩ። ብዛዕባ እቲ ፍጻሜ ዓሚቕ ግንዛበ ከይሓዝካ፡ብጸቢብ ባዕላዊ ስምዒት ተገዚእካ፡ ነቲ ድምጺ ህዝቢ ከተነኣእስ ወይ ዘይሕብሩ ክተቀብኦ ግን ነውሪ እዩ። ንኩሎም ጥርናፈን ውዳበን
ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ኤርትራ ሰላምን ፍትሕን ከምዘሎ ኣፉ ደም ክሳብ ዝወጽእ’ዩ ዝግዕር። ንኣብነት ብ11 ጥቅምቲ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ስርዓት ህግደፍ ዝተቃልሐ ሓተታ፡ “ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ከምዝብሃል፡ ሰባት ኣብ ኢዶም ዘሎ ጽቡቅ ነገር ክዕቅብዎን ከስተማርዎን እንተዘይክኢሉም፡ እቲ ኣብ ኢዶም ዘሎ ጽቡቅ ነገር ምስስኣንዎ’ዮም
ብዛዕባ ኤርትራ ዚሓስብን ብዛዕባ ኩነታታ ዚግደስን ሰብ፡ ኩሉ ግዜ ካብ ክትዕን ትንተናን፡ ሓበሬታ ካብ ምሃብን ካብ ምውሳድን ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን። ብዛዕባ ኤርትራ ክንደይ ተዘሪቡ፡ ተተንቲኑ፡ ተጻሒፉ፡ ክንደይ ፈላጣት ሓሳባት ወፍዮም፡ ክንደይ ደናቑር ድማ ሓሳባት ጸዪቖምን መሪዞምን። ረዘንትን መስተውዓልትን ተቓወምቲ፡ ምስ ዓዋናትን ተድግታትን ዕሱባት ተኻቲዖም። ምስቲ ንጸሊም
ሕብእቲ ሰልፊ ብዓይኒ ዘይኣባላታ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 1ይ ክፋል 13 ታህሳስ 2017 እዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ነቶም ንህላዌ’ታ ሕብእቲ ሰልፊ ከውሊ ገይሮም ዝንቀሳቀሱ ዝነበሩ፡ ዝበዝሐ ግዜኦምን ኣተሓሳስባኦምን ኣንጻር’ቲ ሕሱም ጸላኢና ዘይኮኑስ፡ ስልጣን መራሒኦም ንምድልዳል ኣንጻር ብጾቶም ሓበሬታ ካብ ምቕባልን ምትሕልላፍን ክሳብ ኣብ ምድሃልን ምዝላፍን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ጭውያን ቅንጸላን
ኣብ ቃለ-መሕትት ኮለኔል ጸጉ ዘሎኒ ትዕዝብቲ-!! ብካህን ተክለ-ማርያም ምርካ-ጽዮን ሃገረ-ስብከት ኤውሮጳ ጀርመን ኮለኔል ጸጉ ፍስሃየ ኣብ ዕለት 11/11/2017 ምስ ረድዮ-ኤሬና ዘካየዱዎ ቃለ-መሕትት፥ ኣነ’ውን ከም ሕዝበይ ተኸታቲለዮ እየ። ጉዳይ ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ካብ ዝግድሶም ሓደ ስለ-ዝኾንኩ ድማ፥ ንኣበሃህላ’ቶም ኮለኔል ተገዲሰ ክከታተሎ ግድነት ኮይኑኒ። ከመይሲ ንሶም እዞም ስሞም ዝተጠቕሱ ኮለኔል፥ ሓደ ካብቶም
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ብመራኸቢ ብዙኃን ዝበልናዮ፡ ዝሓለፈ ሰንበት 03 ታኅሳስ 2017 ዓ.ም.ፈ. ናይ ሓድነት ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፡ ነዚ ዝስዕብ ሓሳብ ከኣ ኣሕጺርና ኣቕሪብናዮ ኔርና። ንጉዳይ ሃገርና ብዚምልከት፡ ቅድሚ ኩሉ ነገር ክንሠርዖ ዘለና ነገር፦ ናይ ሓባር ዕላማ ክህልወና ኣለዎ፡ ኩላትና ድማ ሓደ መዝሙር ክንዝምር ኣለና።
ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ስርዓት ህግደፍ፡ ብዘይካ’ቶም ናይ ልዕሊ 25 ዓመታት ንጥፈታት ስራሕ ብቃላት ብምድርዳር፡ “ዘተባብዕ ውጽኢት ተረኺብዎ፡ ጽቡቅ ገስጋስ ኣርእዩ፡ ዝጸንሐ ጸገማት ተፈቲሑ ወይ ተቃሊሉ” ዝብሉ ዘሐጉሱን ካብ ኤርትራ ርሒቁ ንዝሰምዕ ሰብ “ወሰደ መንግስቲ ኤርትራ” ዘብሉን መግለጺታትን ሓረጋትን ምቅራብ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ማሕበረ ቁጠባውን
ቀዳም: ታሕሳስ ዕለት 2፡ ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሻርለት ሰሜን ከሮላይና ህዝባዊ ኣኼባ ብምክያድ ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ ኣብ ኣስመራ ብተማሃሮን ወለድን መማህራንን ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል-እስላምያ ዝተገብረ ተባዕ ሰላማዊ ሰልፍን ዘቲና። ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ከተማ
ኣማኑኤል ሳህለ መንነት፡ ቀስ እናበለ ዚጥረ እምበር ምሳኻ ዚፍጠር ንቕሓት ኣይኮነን። እዚ ድማ ምስቲ ሕብረተሰብኣውን ባህላውን ቁጠባውን ኣከባቢኻ ብምውሳእን ብተግባርን ብግብረመልስን ይከናወን። ንሃገር ብዚምልከትውን፡ ሓንቲ ሃገር ንመንነታ ቀስ እናበለት ደኣምበር ብሓደ ግዜ ኣይተጥርዮን እያ። ሓንቲ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ብእተፈላለየ ባህልን እተፈላለየ ታሪኻውን ፖለቲካውን ማሕበረሰብኣውን ድሕረባይታ ዘለዎም
ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ካብ ትማሊ ሰሉስ 5 ታሕሳስ ኣትሒዙ ብዘይግሉጽ ምኽንያት ኣብ ኣስመራ ሆቴላት፡ ኣብያተ መግብን ካልኦት ወሃብቲ ኣገልግሎታትን ዝርከባአን ልዕሊ 180 ብሕታዊ ትካላት ከምዝዓጸወ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ክሳብ ሕጂ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ፡ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ኣስመራ ዝተደኮና ከም ብዓል፡ ሳቫና ሆቴል፡ ካራቨል፡ ባር
ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ሎሚ ካብ ዋይት ሃውስ ብቴለቭዥን ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ ኣሻማዊ ስጉምቱ ዕንቅፋት መስርሕ ሰላም እስራኤልን ፍሊስጤምን ክኸውን `ዩ ተባሂሉ ካብ መላእ ዓለም ንዝገጠሞ ተቓውሞ ዕሽሽ ብምባል፡ ኣመሪካ ን ዮርሳለም ከም ዋና ከተማ እስራኤል ብወግዒ ከምዝፈለጠታ ብምርግጋጽ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ቴላቪቭ ናብ ዮርሳሌም
ብኣማኑኤል ሳህለ ባህሊ ናይ ኩሉ ሕብረተሰብ ማተሪያላውን ማሕበራውን መንፈሳውን መንነት ዘንጸባርቕ ብምዃኑ፡ ዓድን ማይቤትን ሃገርን ከይተፈጥረ ኸሎ ዝነበረን፡ ኩሉ ግዜ ድማ ንወድሰብ ከም ጽላሎቱ ኾይኑ ዘሰንዮ ዝነበረን ዘሎን ተርእዮ እዩ። ባህሊ ዘይብሉ ሕብረተሰብ ኪህሉ ኣይክእልን። ባህሉ ዘጥፍእን ናይ ካልእ ዚልቃሕ ወይ ዚርዕም ሕብረተሰብ ግን ኣሎ። ሃገር ክንብል
ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ በቶም ኣልሑቲ ተባሂሎም ዝፍለጡ ዕጡቓት ሽዓውያን ሓይልታት የመን ሎሚ 4 ታሕሳስ ከምዝተቐትለ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ንመደበር ራድዮ ኣልሑቲ ብምጥቃስ ሓቢሩ። ዘይተረጋገጸ ስእሊ ሬሳ ናይቲ ን ኣስታት 40 ዓመታት ከም ፕረዚደንትን ኣገዳሲ ፖለቲካዊ ባእታን ኮይኑ ዝጸንሐ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ኣብ ማሕበራዊ
መንግስቲ ህግደፍ፡ ጸላኢ መላእ ህዝቢ ኤርትራ’ምበር ንሓደ ዝቀርቦ ነቲ ካልእ ዝርሕቆ ስርዓት ኣይኮነን። እንተኾነ ህግደፍ ዕምሩ ንምንዋሕ፡ ብቀጥታን ብተዘዋዋርን ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ንምልሕላሕን ኣብ ሓድሕዱ ምጥርጣር ንምፍጣርን ዘይጥጅኦን ዘይፍሕሶን ተንኮል የለን። ስርዓት ህግደፍ፡ ብዘይካ’ቲ “ብግዳም ተወሪርና፡ ማሕበረ ሰብ ዓሊቋትና” እናበለ ንዓመታት ኣድህቦ ህዝቢ ኤርትራ ንምጥምዛዝን