Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጻውዒት ንደቂኣንስትዮ ደምበ ፍትሒ ኣብ ኣውሮጳ

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ነቲ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ወጻዒ ስርዓት ንኣብ ልዕሊ ህዝብናን ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ዘውርዶ ዘሎ ኩሉ ዓይነት ዓመጽን ግፍዒን ንምቅላሕን ንምብዳህን : ን ሓሙስ ዕለት 8

ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ደቂኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ነቲ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ወጻዒ ስርዓት ንኣብ ልዕሊ ህዝብናን ብፍላይ ድማ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ደቂ ኣንስትዮ ዘውርዶ ዘሎ ኩሉ ዓይነት ዓመጽን ግፍዒን ንምቅላሕን ንምብዳህን :

ን ሓሙስ ዕለት 8 መጋቢት 2018, ኣብ ደን ሃግ ( Den Hague, Netherlands), ሆላንድ, ሰዓት 12:00 ኣብ ቅድሚ መጋባእያ ዓለምኻዊ ቤት ፍርዲ ሰላማዊ ሰልፊ መዲብና ኣለና:
ዕለት 9-10 መጋቢት ድማ ሓባራዊ ኮንፈረንስ ክህሉ ኢዩ.

ነዚ ዕውት ንምግባር ብዛዕብኡ ንምምዬያጥ ንኹለን ንፍትሒ ዝቃለሳ ኤርትራውያን ንዕለት 5 ጥሪ ( January) 2018, ሰዓት 8:00 ብናይ በርሊን ኣቆጻጽራ ( Berlin time) ኣብ ፖልቶክ ሩም Eri society for justice ክሳተፋ ብኽብሪ ንዕድም.

ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ቀጻሊ

 

Subscribe ASSENNA YouTube to get Radio Assenna shows on time:

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT