ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ማሕሙድ እስማዒል ኣልሓጅ ብሮቡዕ ዕለት 10/02/2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። ስዉእ ማሕሙድ እስማዒል ዳርጋ ዕድሚኡ ብምሉኡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ዝተቓለሰ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ከኣ፣ ንሰንበት ዕለት 28/02/2016 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን፣ ቃልሱን ተመክርኡን ሓቢርና ንምዝካር መደብ
ዓቢ ሃገራዊ ተቓላሳይ ማሕሙድ እስማዒል ኣልሓጅ ብሮቡዕ ዕለት 10/02/2016 ኣብ ከተማ ሎንዶን ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና። ስዉእ ማሕሙድ እስማዒል ዳርጋ ዕድሚኡ ብምሉኡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ዝተቓለሰ ሓርበኛ ኢዩ ነይሩ። ካብ’ዚ ብምብጋስ ከኣ፣ ንሰንበት ዕለት 28/02/2016 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም - ሽወደን፣ ቃልሱን ተመክርኡን ሓቢርና ንምዝካር መደብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ግንባር-ሃገራዊ-ድሕነት-ኤርትራ-ሕድሪ-ጨንፈር-እስራኤል-ካልኣይ-ጉባኤ-ጨንፈር-ኣካይዱ፣.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ዓለም-ለኻዊ-ኤርትራዊ-ምንቅስቓስ-መሰረት-ንደሞክራሲ።3.pdf"]
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ካብ እግሪ ጎቦ ስራጅ ዑመር ወሰናስን ዋርዳፊሎ ዝጅምር VIA8 ብምሓዝ ቀጥ ኢልካ ንሪጋ ሶማል ሓሊፍካ ንማዲሽቶ ንምውራድ ንገዛ ቀረጽ ክትውድእ እናደለኻ ንየማን ቁሊሕ እንተልካ እንዳቦይ መሓመድ ብርሃን ካብቲ ክረኣየካ ዝኽእል ገዛውቲ`ዩ። ( ገለ ካብ ኣንበብቲ ነቲ ዝጠቀስኩዎ ቦታታት ኣበ`ዩ? ክብሉ ስለ ዝኽእሉ መልሱ ኣኽርያ`ዩ ዝብል
መርድእ ሓፍትና ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ: ብዓልቲ ቤቱ ንተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት): ብ15/02/2016 ኣብ ሆስፒታል ሞርጅ Morges (ኣብ ስዊዘርላንድ) ብሕማም ምኽንያት ዓሪፋ ከምዘላ ንሕብር። ተጋዳላይ ተኽልዝጊ ዑቕባልደት ምስ ምሉኣት ስድራ-ቤት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/invitation-modified.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/Between-Fences_A-Film-by-AVi-Mograbi.pdf"]
ኣማኑኤል ሳህለ ፍጥረት ምስ ንጥፈታቱን ምዕባለኡን ኣብ ጕዕዞኡ ኪኽተሎ ዘለዎ ፍሉይ ዝኾነ ናቱ መገዲ ኣለዎ። ወድሰብ ድሒሩ እተፈጥረ ኣካል ብምዃኑ፡ ቅድሚ ሰብ ምፍጣሩ መንግስቲ ማዕድንን መንግስቲ ቡቕልን መንግስቲ እንስሳን ነዛ ዓለምና ብሒቶምዋ ነይሮም እዮም። እቲ ማዕድን በቲ ናቱ መገዲ ይምዕብል ነይሩ፡ ማለት ገለ ማዕድን ብብዝሒ መሬታዊ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/nrc-11-februari-2016.pdf"]
መግለጺ 6 ውድባት ኤርትራ ብጉዳይ ማእሰርቲ ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ኣቦ መንበር ውደብ ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን፡ ዓብደላ ሓምዶይን ኣብ'ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ብዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ከም ዝተገልጸን፡ ካብ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ከም ዝተረጋገጸን፡ ነባር ገዲም ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋ ኣቦ መንበር ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን፡ ኣባል ፈጻሚት ዓብደላ ሓምዶይን፡ ብሓይልታት ጸጥታ
“The ultimate measure of a man is not where he stands in moments of comfort and convenience, but where he stands at time of challenge and controversy.” --- Martin Luther King, Jr. --- ብዕለት 01/31/2016 ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ (Washington, DC) ብወካሊ መድረኽ ብዛዕባ ናይ ኣኼባ ናይሮቢ-ኬንያ
መስትያት ቃልስና??????? ምእሳር ተጋደልቲ ኣብ ሱዳን። ኣቦሓጎ ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን ኣቦ ተጋዳላይ ዓብደላ ሓምዳይን፡ ኣብ ሃገር ሱዳን ብ31 ጥሪ 2016 ተኣሲሮም ዝብል ዜና ሰማዕና። ዘሕዝንን፡ ዘስደምምን፡ ዝገርምን፡ ዘሰንብድን፡ ዘጨንቕን፡ዘንዕቕን፡ዘሔፍርን፡ መግለጺ ታሪኽ ቃልሲ ደምበ ተቓዉሞ ከምዝኾነ ከስምረሉ ይደሊ። “ኣናፍራ ቖቓሕ፡ ዘይፈልጥ፡ኣይ ሃዳናይን” ከምዝብሉ ሓረስቶት ዓድና፡ ኣስዕብ ኣቢሎም “ዘይሓስብ! ኣይንገድ” ይብሉ።
1' ኤዉሮፓ ሕብረት ንህገደፍ ዚገበሮ ዘሎ ምድንጋጽ እዚ መግለጺ ዘድልዮ ዘይኮነ ኣብ ዓለም ሙሉእ ዝረእይ ዘሎ ሲደት ኤርትራዉያን ቀንዲ ዋንኡ ህገደፍ ክነሱ ኤዉሮጳ ሕብረት በየናይ ሞራል እዩ ምስ ህገደፍ ኪደናገጽ ዝገርም እዩ እቲ ዝገርም ከም ደለይቲ ፍትሒ ዋላሓንቲ ስጉምቲ ዘይምዉሳድና ኢዩ ብሕልፊ እቶም ኣብ ወጻኢ ሃገር ዘለና ኤርትራዉያን ከሙኡ ድማ
ወፍሪ ዶ/ር ጸገዛአብ ናብ ቤ/ክርስትያን ሮተርዳም ንቅርጸት ከብዲ ማሕጎማ አብዚ ቅንያትዚ ነቲ አብ ቤተክርስትያን ሮተርዳም ሆላንድ ናብ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ኣገድሲ-ሰሚናር-ኣባላት-2-ምሓዙት-ውድባት-ኣብ-ስቱትጋርድን-ከባቢኣን፡.pdf"]
ብኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ምልኪ ብእግሩ ደው ኣይብልን`ዩ ክበሃል እንኮሎ`ኮ እግሪ የብሉን ማለት ኣይኮነን፤ እኳ`ደኣ ዝደልደለ፤ ረጊጽካ ረጋጊጽካ ንድልየታትካ ንምፍጻም ዘገልግል እግሪ እንተሎ እግሪ ምልኪ`ዩ ! ግና ብመጠን`ቲ ክምንዘዖ ዝደሊ ዘይተኣደነ ሓለፋ ክረኤ እንኮሎ ነዚ ገዚፍ ገበን ኣብራኹ ንበይነን ክጾሮኦ ስለ ዘይክእላ ደገፍ ናይ ህዝቢ የድልዮ። እወ! ዓንዲ
ስውርቲ ሰልፊ ገበነኛ ዲያ? 04.02.16፡ ብዘይጥርጥር ገበነኛ! ዋላ ምሒር ድኽነት ፖለቲካ ወይ ስስዐ ነብሲ ይሃልወና ነዚ ህግደፍ ከም ድርዒ፡ ሰልፉ ድማ ከም ርቂ ገይሩ ህዝብናን ሃገርናን ዘጽንት ዘሎ ገበነኛ ስርዓት ከመይ ከደናግረና? መቸም ኢሳይያስ ሰውራና ከዕኑ ብንጉስ ሃይለስላሰ ተላኢኹ ምግ ዳሉ ዝቐተሮ ኣኽባር’ዩ። ንሶም ኣመሪካ ነቲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ሰፊሕ-ህዝባዊ-ኣኸባ-ኣብ-ከተማ-ፍራንክፈርት.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ደምዳሚ-መግለጺ-ራባዓይ-ስሩዕ-ኣኼባ-ማእከላይ-መሪሕነት-ደግሓኤ.pdf"]
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/ተመን-ኣብ-እግርኻ-በትሪ-ኣብ-ኢድካ.pdf"]
እቲ ቁርዲድ ህዝቢ ኤርትራ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብሩራዊ ኢዮበልዩ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዓቢ ፈንጠዝያን ዳንኬራን ንምጽንባል፡ ካብ ሕጂ ጀሚሩ ይሸባሸብ ኣሎ። ግደ ሓቂ ንምዝራብ፡ ህዝቢ ኤርትራ ጽምብል መዓልቲ ናጽነቱ ብድምቀት ከኽብሮ ይግብኦን ዓስቢ ክቡር መስዋእቱን’ዩ። ብፍላይ እቲ መዘና ኣልቦ መስዋትን ድኻምን ዝኸፈለሉ ሰማእታቱ ዘዕርፉሉ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/02/Volkskrant.pdf"]
ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ ኣብታ ብህግደፍ እትመሓደር፡ ኣብ ከተማ ሮቶርዳም ሆላንድ እትርከብ ኣርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነ-ምህረት ኤርትራ፡ ዝምልከት ሓደ ንብዙሓት ዘሰንበደ፡ ዘይንቡር ዜና ተዘርጊሑ። ንሱ ካኣ ካብተን ናብቲ ቤተ-ክርስቲያን ዝመላለሳ 22 ዝኾና ትሕቲ-ዕድመ ደቂ ኣንስቲዬ ጠኒሰን ኣለዋ ዝብል እዩ። እዚ ዜና’ዚ ብማስ-ሜዳያ ናይ ሆላንድ ድሕሪ ምዝርግሑ፡ እቲ
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንዕለት 17 ጥሪ 2016 ሕዝባዊ ኣኼባ ከም እነካይድ ሓቢርና ኔርና። ከምቲ ዝመደብናዮ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ዜተባብዕ፡ ዉዕዉዕ ተሳታፍነት ውን ተዓዚብና። ኮሚቴና ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝፈጸመቶም ዕማማት ጸብጻብ፡ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪባ። ኣብ ዝመጽእ ቀረባ እዋን ዝሳለጡ ዕማማት እውን ምስ ተሳተፍቲ ተላዚባ። ካብ ሕዝቢ
ደወለ-ኤርትራ* (state of Eritrea) ንምድሓን ዘጋጥሙ ከበድቲ ዕንቅፋታት፤ ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ / EFND) ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲ ምልክታት ናይ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህዝባዊ ተሓታትነት ዘረጋግጽ ቅዋማዊ ስርዓት ዘይምህላዉ አዩ። ዋላ’ኳ ኣብ መጀመርያ ኣበጋግስኦም ህዝባዊ ደገፍ እንተረኸቡ፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ብኩራት ሕጋዊ - ልጓም ዲክትተራውያን ዘሰላስልዎ ነገራት ኩሉ ንውልቃዊ ጠቕሞም
ኤርትራ ኣብ ቅልውላው - ህጹጽ ብድሆን ስሙር ተግባራትናን ድምጽና መጻኢና ኣብ ኢድና መእተዊ ውርሻታትና፣ ዲሞክራሲን ኤርትራዊ ተመኩሮን ቀንዲ ሽግራትና፣ ኢሳያስ አፈወርቂን ዘውዳዊ ትውልዱን ጸይቀ-እምነቱን ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገበነይና በላዕሰብ ካብ ሱሩን ጉንዱን ምእላይ ምልክነት ሓጺርካ ንምድምሳስ ዘድሊ ሰፊሕ ስምረት ኣድላይነት ዕጡቕ ክንፊ ካበይ ንበገስ፣ ብኸመይከ ንስራሕ? ኣገባባት ውደባ ሰፊሕ ናይ ህዝቢ ምንቅስቓስ ንፖለቲካዊ ተግባር ቀጥታዊ ዕማማትን፣
ንዓመታ’ሞ ግድን ሓዲኡ ኣሎ። 26.01.2016፡ WEDI DIMBEZANon January 16, 2016 at 10:26 pm said: “ከምቲ ኣዴታትና ዝበልኦ “ጉልቻ ምቅይያር ነቲ ጸብሒ ኣየመቅሮን”። እቲ ጉዳይ ካብቲ ሱሩ ኣብ ጽልኢ ዝተመርኮሰን ናይ ባዕዲ ባ ህሊ ዘዅርዖ ቃልሲ ፣እቲ ውሽጡ ውሽጡ ንሕና ካብዘን ጥላም ዝወድያ ዓጋመን, ጥረ ስጋ ዝበልዓ ኣምሓራን ዝሰልጠንና ኢና
ዝኸበርኩም አሕዋት ዜጋታት ኤርትራ፡ ህዝብና፡ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ብግዕዙይ ምሕደራ፡ ብድኽነትን ስእነትን፡ ብጭንቅን ሕሰምን ይሳቐ ከምዘሎ ካባኻትኩም እውን ዝተኸወለ ኣይኮነን። ብሰንኪ ብልሹው ምሕደራ ዜጋታትና ከም ኣቕሓ ብይጽንሓለይ ይእሰሩን፡ ብዘይ ንቡር መስርሕ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይበልዩን ኣለው። ብሰንኪ ደረት ኣልቦ ግዱድ ዕስክርናን ዕዮን፡ መንእሰያትና፡
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/01/Lack-of-Unity-2.pdf"]
መድረኽ፣ እንቛዕ ናብ መቃለሲ ቦታኹም ብደሓን መለሰኩም! (መድረኽ ፖለቲካዊ ውድብ’ዶ ወይስ ሲቪካዊ ማሕበር?) ብመጀመርያ፣ ነቲ መድረኽ ንኢትዮጵያ ምምላስን ትፋእኻ ምልማጽን ማዕረ ጌርካ ክኸይድ ዝቐነየ ናይ ድሕረ ናይሮቢ ደዓያት፣ ናብ ሓደ ወገን ሓዲግና፡ መድረኽ ንኢትዮጵያን፣ ኣዲስ ኣበባን ተመሊሶም ክሰርሑ ዘርኣይዎ ተባዕነትን ተዓጻጻፍነትን ብጣዕሚ ክምጎስ ዝግቦኦ ዑደት’ዩ። ኣነ እውን
ገለ ሰባት "ንሰብ ከይሞተ ኣይትእመኖ" ክብሉ ሰሚዔ ኣሎኹ። ከምኡ መበሊኦም ምኽንያት ሰባት ብህይወት ክሳዕ ዘለዉ መርገጺኦምን ኣተሓሳስበኦም ካብ ግዜ ናብ ግዜ ክቀያየር ስለ ዝኽእል ኢዩ። ዝኾነ ሰብ ኣተሓሳስብኡ ክቕይር ወይ ኣብታ ዝበላ ነቒጹ ክጸንዕ መሰሉ ኢዩ፥ ይኹን እምበር፥ ኣብ ሓጺር እዋን 360 ዲግሪ ተቐይሩ ናብቲ
ጥሪ 18, 2016, መግለጺ መሪር ሓዘን ብምኽንያት ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ቀሺ ካሕሳይ ፣ ክቡር ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ብዕለት 14 ጥሪ, 2016 ብዘጋጠሞም ናይ መኪና ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮሙና። ብሃንደበታዊ ሞት ናይ ቀሺ ሓይልኣብ ኣዝዩ ከቢድ ስንባደን መሪር ሓዘንን ተሰሚዑና፤ ሞት ናይ ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ብዝያዳ ነቶም
ህይወት ንባዕላ ብተፈጥሮ መስተንክር ኢያ። ካብ ተፈጥሮ ወጻኢ ግዳማኢ ጻዕኒ ክውሰኻ ከሎ ከአ ክትጽብኽን ክትከፍእን ናይ ግድን’ዩ። ናይ ባዕላ ዝኾነ መምርሒ ሕጊ ኡኳ እንተሃለዋ፣ ኩሉ ጊዜ ግን በቲ ህይወት ኮይናቶ ዘላ ኣካል እትምራሕ እምበር ባዕላ መሪጻ ነቲ ኣካል ክትመርሕ ኣይትበቅዕን። ምክንያቱ ኩሉ ህይወት ዝተሰከመ (ዘለዎ)
ጭፍራ ህግደፍ ንሃገር በቲ ግቡእ መልክዑ ከመሓድር ዘይክእል ናይ ጐሓላሉ ጕጅለ ምዃኑ ካብ ዘረጋግጽ ነዊሕ ግዜ ሓሊፉ ኣሎ። መስኪናይ ህዝቢ ግን ስለ ዘይቀብጽ ዓመት መጽአ፡ መሰረታዊ ለውጢ’ኳ እንተ ዘይኮነ ገለ ለውጢ ይጽበ ነይሩን ኣሎን። ካብ ማይ ዘይተረኽበስ ካብ ማይጨባ ከም ዝብሃል ግን ካብ ህግደፍ ንክፍኣት
መራሕ ሰውራ ሊብያ ሓው ሙዓመር ጋዳፊ ክልተ ጊዜ ብ2005ን ብ2009 ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝበጽሓሉ ብጻይ ኢሳያስ ብክብ ዝበለ ስነስርዓት ተቐቢልዎ:: ኣማኢት ቃፍላይ ሓለዋ ደቀንስትዮ ኣሰንዩ ጥይት ዘይበስዖ ውቁብ ተንዳ ተኺሉ ካብ ዓሰብ ናብ ባጽዕ እናተዘናግዐ ኣስመራ ኣትዩ:: ኣብቲ ቀዳማይ እግሩ ኣብ ጎልጎል ዳንካልያ ጋዳፊ”ኣብ ከፋት
ጥሪ 20,2016, ቃል ሓዘን ብምኽንያት ሃንደበታዊ ሞት ኣቦና ቀሺ ሓይልኣብ ፤ ሞት ግናይ ዘየብላ ዉዕል ቃሕ ኣብ ዝበላ መጺኣ ትምንጥል ኣድማሳዊ ሕጊ ኩሉ ተደላድል መጨረሽታ ሂወት ፍጹም ዘይትስገር፣ ዘይትተርፍ ዕጫ ዕድሎት ፈጣሪ ውዒላ ሓዲራ ምምጽኣ ዘይቀሪ መልክዓ ዘይፍለጥ ዘየብላ ሕብሪ ኣየ’ዛ ሞት ግናይ ዘይትፈልጥ ነውሪ ሃንደበት መጺኣ ኣእቲያትልና ቍሪ ኣሕጽር ኣቢላቶ ናይ ኣቦና ዕምሪ፣ ሕማም ከይፈለጥና ሞትኩም ተረዲእና ምርዳእ
መልቀስ ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!! ጃኪ!! እልካ ዝጽዋዕ ኣብ ጅዳ ያዓቆብ ዮሃንስ መንበሪኡ ጅዳ ተቐባል ኣጋይሽ ንዑምራ፡ኮነ! ሕጃ ኣዳራሹ ገዚፍ ብዓል ድርብ መጋርጃ ብንእሱ ዝለበመ ኣብ ኩሉ ወረጃ ዓንዲ ማእከል ኢኻ ብዓል ግምጃ። ማይ ጻዕዳ ዓድኻ ኣብ ሰሞሞ ተኸላ መራጉዝ ምስ እያሞ ኣከለ ጉዛይ ትውለድ ምስ ሃዘሞ ሓማሰን ትዉለድ እዞም ሰብ ህድሞ ትግራይ እንተኸድካ ናብ ሰብ ዳሞ ጎጃም ቤገምድር ምስ ለማልሞ ወሎ
ወዲ ዓሊ ዝቐልዓ ኩዑሶ ናባና ሕምብሊል ትብል ኣላ ዕሰሊ! ዕሰሊ! ዝብላ ስኢና ሕምብሊል ትብል ኣላ ልዕል ኢላ ካባና አርክብ ሕዝ ዘበልናያ ይመስለና ንነጥር ትርሕቐና ለዓለት ተሓተት ንብል ንወድቕ ንትስእ ንዘልል ተስፋ ከይቆረጽና ሕድሪ ወዲ ዓሊ ከቢዱና ስግኣት ከኣ ኣለና ድምጻ ዝሰምዑ ብጽላሎታ ዝሰምበዱ ከም ኣራዊት ሰብ ዝሃድኑ ዝጨውዩ ዝቐዝፉ ምሳና ሕውስ ኢሎም ዕድልና ከየጸልሙትዎ ከይቅድሙና ዓይንና ተኺልና ናብኣ እናጠመትና ከለና ነቲ
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2016/01/Connel-introduction.pdf"]