https://www.youtube.com/watch?v=VEDG1hgJCIs&t=1335s
https://www.youtube.com/watch?v=VEDG1hgJCIs&t=1335s
https://www.youtube.com/watch?v=tdOP48DMgoc&t=19s
https://www.youtube.com/watch?v=qj17n-IVg5Q&t=210s
https://www.youtube.com/watch?v=eHTbmqzfSPQ&t=50s
https://www.youtube.com/watch?v=L4HKelBANBE&t=267s
Subject: The Ever-Elusive True Liberation that Eritrea Never Achieved — Part 5 Commentary, 13 May 2019 Who will be the next President of Eritrea? Just a question, out of curiosity. Already we can see diplomatic elbowing among Eritrean notables, off-springs of the late 1940’s [NOT of the early 1970’s],
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 25 ግንቦት 2019: መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ክነብዕል ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ህዝቢ `ይኣክል!` ኢሉ ተላዒሉ ኣብዘለወሉ እዋን፡ ኩላትና ተኣኪብና ትርጉም ናጽነትና ክነስተንትን፡ መጻኢ ዕድልና ድማ ክንማኸር፡ ሓቢርና መዓልቲ ናጽነትና ክንዝክር ኢና። ጽምብል ናጽነትና፥ እቲ ናይ በሓቂ ናትና
https://www.youtube.com/watch?v=rMH_T5R7LCs
ሓደ ካብቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ፍጥር ካብ ዝብል፡ ዕምሪ ስልጣኑ ንምንዋሕን ፍትሒ ንዝጠለቡ ዜጋታት ንምጭፍላቅን ክጥቀመሉ ዝጸንሐን ገና ዝቅጽሎ ዘሎን ርኹስን ኣዕናውን ሜላ፡ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ምልሕላሕን ሓው ንሓው ፈላሊኻ ምግዛእን’ዩ። ኣብ ታሪኽ፡ ኩሉም ገዛእቲ ሓይልታት፡ ንህዝቢ ፈላሊኻ ምግዛእ ቀንዲ መሳርሒቶም’ኳ እንተኾነት፡ ናይ ስርዓት
https://www.youtube.com/watch?v=EOxZ0q0hL_o&t=683s
https://www.youtube.com/watch?v=aP9fvRPztoQ
https://www.youtube.com/watch?v=uAPxXJG3E8I
https://www.youtube.com/watch?v=z1JbdAlpCAc&t=102s
https://www.youtube.com/watch?v=hvp7aHWzBNE
https://www.youtube.com/watch?v=ewNp-WvcKTw&t=13s
https://www.youtube.com/watch?v=0NVXVnYoK0Y&t=521s
https://www.youtube.com/watch?v=6iZvVsZYoW4
ኣብ ዋዕለ ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን ዝቐረበ መደረ ዶ/ር ብርሃነ ወልደሚካኤል - 06 ግንቦት 2019 ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ዝተፈቶኹም ደቂ ሃገረይ ኣብዚ ተረኺብና ዘሎና ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ንምዝታይ ኢዩ። ሃገርና ኤርትራ ካብ ኩሉ ጊዜ ንላዕሊ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኢያ ትርከብ ዘላ። እዚ ኩልና ንግንዘቦ ሓቂ እኳ እንተዀነ
ምንቅስቓስ ኤርትራውያን “ይኣክል” ተቐማጦ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን ጸብጻብ ኣብ 06 ግንቦት 2019 ናይ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣኼባ ለስተር ልዕሊ ሚእቲ ተሳተፍቲ ዝተረኽብሉ ብውዕዉዕ ሃገራዊ ስሚዕት ኢዩ ተኻዪዱ። ዳርጋ መብዛሕትኦም ሓደስቲ ስደተኛታ ኰይኖም ጣዕሚ ህይወት ተነፊግዎም ኣብ ባርነት ኣገልግሎት ዝነበሩ ኣጓብዝ ኢዮም። ባህልና ብምኽታል ኣኼባ ለስተር ብጸሎት ኢዩ ተጀሚሩ
JOINING THE YOUTH IN SUPPORT OF ‘ENOUGH IS ENOUGH’ MOVEMENT Dr. Tesfa G. Gebremedhin In Eritrea, 1991 was the year of jubilation and rejoicing of the victory of the 30-year of relentless armed struggle for the national independence and liberation. It was the year of heroic
https://www.youtube.com/watch?v=oDp1Ta_1-e8
https://www.youtube.com/watch?v=A5zZ7f5_Io4
The Eritrea Focus recent conference titled ‘Building Democracy in Eritrea’ aroused responses from various corners, including Awate.com; “The London Conference Stirs Controversy” dated 28 April 2019. The article makes a number of observations about the conference some of which could have been easily dealt with
UK financial regulator confirms oil, gas and mining companies must name government entities receiving their payments 5/7/2019 Some oil, gas and mining companies reporting their payments to governments under UK law have omitted important elements, including the identify of government entities receiving payments. Publish What You Pay
እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ኣስመራ ብምኽያት ጸጥታ ዝውሰዱ ዘሎዉ ስጉምታት፡ ከምቲ ብተደጋጋሚ ዝተጠቕሰ፡ ካብ ጎዳይፍ ክሳብ መእለይ ማይ ነፍሒ ዘሎ ቀንዲ ጽርግያ ኣስመራ - መንደፈራ ነቲ ብፍርሒ ተዋሒጡ ዘሎ ኢሰያስ ድሕነት ተባሂሉ መኪና ደው ምባል ተኸልኪሉ ብምህላዉ፡ በቲ መንገዲ ዝመላለስ ሰብ ኣብ ከቢድ ስግእት ወዲቑ ይርከብ ኣሎ ብተወሳኺ
መግለጺ “ይኣክል” ኤርትራውያን ተቀማጦ ቺካጎን ከባቢን 5 ግንቦት 2019 ብመጀመርታ፡ ናብዚ ከም ህዝቢ ንሃሉ’ዶ ኣይንሃሉ፡ ደቅናን ደቂ ደቅናን፡ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ይረከቡ’ዶ ኣይረከቡ ዝውስንን፡ ህይወት ናይ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ህግደፍ ዝርገጽ ዘሎ ህዝብና ንምድሓን እጃምና እንታይ ይኹን ዝብል ምይይጥ ንምስታፍ ምምጻእኩምን ምምጻእክንን ብስም ኩሉ ደላዪ ፍትሒ፡ ሰላምን ናጽነትን ከመስግን
በስመ ኣብ በስመ ወልድ በስመ መንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ናብ ዝኸበርካ ህዝበ ክርስትያን ፡ ብመጀመርያ እንቋዕ ጾመ ሉጓም ፈቲሑ ናብ ብዓል ፋሲካ ኣብቅዓና። ንሕና ደቂ ‘ዛ ቤተክርስትያን ብምኽንያት እዚ ዓቢ ብዓል ፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ቤተክርስትያንናን ሃገርናን እሂን ምሂን ክንብሃሃልን፡ ነቲ ኣንጸላልዩ ዘሎ ሽግር፡
https://www.youtube.com/watch?v=iKKbm7fdLwY
https://www.youtube.com/watch?v=y3yHa4gpYmo
https://www.youtube.com/watch?v=faRtVpG4hGI&t=18s
https://www.youtube.com/watch?v=j2SUH0Rbv7c&t=21s
https://www.youtube.com/watch?v=QrhJ8PuiPiY&t=916s
ብዝተፋላለየ ኣገባባት፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻኢ ብዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታትን ዝረአ ዘሎ ናይ ተቓውሞ ምንቅስቓሳትን ናይ ይኣክል ድምጺታትን፡ ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ሃገርና ጸቕጢ ይፈጥር ከምዘሎን፡ ብጽቡቕ ይስጉም ከምዘሎን፡ ኩልና በብወገንና እንዕዘቦ ዘሎና እዩ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ሃገርና ይኹን ኣብ ወጻኢ ብዝርከቡ ዜጋታት፡ እናተሃንጸ
https://www.youtube.com/watch?v=GKWq5PBFgH0
https://www.youtube.com/watch?v=LaskGRMLHEI&t=1s
[gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/05/My-Expectation-from-the-DC-Conference-1.pdf"]
Subject: The Ever-Elusive True Liberation that Eritrea Never Achieved -- Part 4 1. Preamble First and foremost, the following lengthy input is NOT meant to be an intellectual dissertation. To use Tramp’s insightful vocabular ingenuity, it is “very, very, very” far away from it. It is wonderful to live in a