ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ከብቅዕ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ተባዓት መንእሰያት፡ `ክዝከሩ ዝግብኦም ኣቦታት ኤርትራ` ዝብል ኣርእስቲ ዘለዎ፡ ስእሊ ናይቶም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓዮሮም ዘለዉ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኤርትራ፡ ከምኡ ድማ፡ ስእሊ ናይቶም ንፖሊሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምቅዋም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝዓረፉ ሓጂ ሙሳ መሓመድ
ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ከብቅዕ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ ተባዓት መንእሰያት፡ `ክዝከሩ ዝግብኦም ኣቦታት ኤርትራ` ዝብል ኣርእስቲ ዘለዎ፡ ስእሊ ናይቶም ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ተሓዮሮም ዘለዉ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ 3ይ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ኤርትራ፡ ከምኡ ድማ፡ ስእሊ ናይቶም ንፖሊሲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ብምቅዋም ኣብ ቤትማእሰርቲ ዝዓረፉ ሓጂ ሙሳ መሓመድ
https://www.youtube.com/watch?v=nWfsOuqkB0w
Subject: The Woes of Eritrea & Calling, once again, for the Historical WILL and HEROISM of the Eritrean People PREAMBLE. First and foremost, one CRUCIAL point must be understood before discussing ANY matter, what so ever, pertaining to Eritrea. It should be unedestood, by friends and foes,
https://www.youtube.com/watch?v=LzDRCp2x5n8
ሓድሽ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምሕዋስ ስዉር ናይ ፕረሲደንት ኢሳያስ ሸርሒ ኣብ መፋርቕ 2018 ዓም ዝተኸስተ ሃንደበታዊን መበገሲኡን መዕለቢኡን ዘይተነጸረ ሰላማዊ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብመሰረቱ እቲ ምቅርራብ፡ ብወገን ክልቲኡ ህዝብታት ዘይጽላእን ዝምነዩዎ ዝነበሩ ይኹን እምበር፣ ሕጋዊን ፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ቅጥዕታትን ኣገባባትን ዘይሓለወ ስለዝኾነ፡ ብውሕዱ ኣብ
ዝወግአ እንተረስዐ ዝተወግአ ኣይርስዕን’ዩ ሰባት፡ ብጽቡቅ ወይ ብሕማቅ ተግባራቶም ንዘልኣለም ክዝከሩ ነውሪ ኣይኮነን። ብፍላይ ድማ ፍሉጣት መራሕቲ፡ ኣገልገልቲ ህዝቢ፡ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ብክእለቶምን ብገንዘቦምን ንዋቶምን ዓቢ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ክምጎሱ ሓላል’ዩ። ኣብ ጉዕዞ ህይወቶም ወይ መዋእል ስልጣኖም፡ ኣብ ህይወት ካልኦት ሰባትን ሃብትን ኣረሜናዊ ተግባራትን በደልን ፈጺሞም ክንሶም፡ ንገበናቶም
ምሕዝነት ክልተ ጠላማት፡ ንልምዓት ዶ ንጥፍኣት? 2019 `ውን ልክዕ ከምታ ዝሓለፈት ዓመት 2018፡ እዋን ተራጻሚ ፍጻሜታትን ባህርያትን መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኮይና ምህላዋ ኣረጋጊጻ `ላ። እዚ ተረካብ ተርእዮ`ዚ፡ ከም ናይ ሓባር ረቛሒ ናይዘን ክልተ ዓመታት `ኳ እንተቐጸለ፡ እዛ ዓመት እዚኣ ካብታ ሓለፈት ዓመት እትፍለየሉ ዓቢ ምኽንያት ግን
https://www.youtube.com/watch?v=VMY63vmthpE&t=139s
https://www.youtube.com/watch?v=XTZdHbYn8uI&t=9s
ወይ ሃገረይ ክንብል፡ ወይ ምስ ዶ/ር ዓብይ ክንድመር፥ ዳግማይ ረፈረደም ቀሪቡልና ኣሎ ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ብሓበራ፥ ሎምዘመን ሓድሽ ታሪኻዊ ግድል ኣንጠጥዩና ኣሎ። ጉዳይ ሕዝብናን፡ ፖሊቲካዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፍኤ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ። ንሕና ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ - ዓባይ ብሪጣንያ፥ ኣዕሚቕና መርሚርና ምስ ገምገምናዮ፥
https://www.youtube.com/watch?v=S3F--I6AwqI
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ዶር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀጽሪ ቤትጽሕፈት ሕብረት ኣፍሪቃ ክምርረቕ ትጽቢት ንዝግበረሉ ዘሎ ሓወልቲ ንጉስ ሃይለስላሰ በጺሑ ናቃውማኡ ከምእተዓዘበ EBC፡ ወግዓዊ መደበር ቴለቭዥን ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ሓወልቲ ንጉስ ሃይለስላሰ ጽባሕ ሰንበት 10 ለካቲት 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ፡ ከምኡ ድማ መራሕቲ
https://www.youtube.com/watch?v=y1KEanhJmX4
The European Union, EU, has announced a €20 million programme to build roads linking Eritrea’s port cities and the Ethiopian border, a top official announced today. Commissioner for International Cooperation and Development Neven Mimica arrived in Eritrea today, where he launched the project meant to rebuild
ክፍት ደብዳቤ ለጠቅላይ ሚኒስቴር ዶ/ር ዓቢይ ኣሕመድ “ የተዳፈነ እሳት የጠፋ ይመስላል” ክቡር ጠቅላይ ሚኒስቴር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ሰላምታየን በማስቀደም፣ ባለፉት 6 ወራቶች የኤርትራ ኣምባገነን ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቅን በማባበልና እንደ ሕጻን ልጅ ወዲ ኣፎም በማለት እሽሩሩ እያልክ የኤርትራ ህዝብ በማያምነውና በማይስማማበት የምታደርገው ሹክሹክታ ራስህን ከማታለል ኣልፈህ ለወደፊቱ ለኢትዮጵያና
ቅልዕቲ ደብዳቤ ናብ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶር ኣብይ ኣሕመድ ዝኸበርካ ዶር ኣብይ ኣሕመድ፡ ንሕና ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዴሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ) ኣብ ዝሓለፈ ጉባኤ ኢሂወደግ ዋና ጸሓፊ ኮይንካ ምስተመረጽካን፡ ብድሕሪኡ ኣብ መደረኻ ንውሳኔ ኮምሽን ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ-ኩነት ከምትቕበሎን ከም ተተግብሮን ምስ በልካን፡ ነቲ ንልዕሊ 20
ብ/ጀነራል ካሳዬ ጨመዳን ስርሒት ፈንቅልን፡ 08,02,2019፡ ብሰሪ ዳግማይ ኲናት ባዕዳዊ ስነ-ሓሳብ ሃገርና ገዲፍና ብምኹብላልና ንርእሰይ ኣብ ጀርመን’የ ዝቕመጥ። ኣብ መንበረይ ተኾዲመ መስኮት ተሌቪዥን ክርኢ እንከለኹ ድማ ከምዚ ናህና ዓለም ብዓለማ ኲናት ከምዝወረራ ክዕዘብ እውዕልን እ ሓድርን። ሰብ በቢዝወጾ ከይተራኸበ ተበታቲኑ ናብ መቓብሩ ከምዝወርድ’ውን እርኢ’የ። ምናልባሽ ሰብ-ሰርሖ
https://www.youtube.com/watch?v=mRewehSw5_g
https://www.youtube.com/watch?v=w0enPNxl_WM
እቲ ንልኡላውነት ኤርትራ ምስ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝዋገየሉ ዘሎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ነቲ ኣፋፌት ናጽነት ኤርትራ ዘርሓወ፡ መሰረት ልኡላውነት ሃገርና ዝኾነ ስርሒት ፈንቅል ዓመት መጸ ምብዓሉ ምስ ሓቀኛ ተግባሩ ዘይቃዶ ንይምሰል ዝካየድ ናይ ፕሮፖጋንዳ ዘመተ ምዃኑ፡ ትማሊ ምሸት ምስ ቴለቪዥን ኣሰና ሓባራዊ ዘተ ዘካየዱ ኣብ ስርሒት
ድሕሪ’ቲ ኣብ ሓምለ 2018፡ እቲ ዝኾነ ውክልና ስልጣን ዘይተዋህቦ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ፡ ብዛዕባ መሬትና፡ ልኡላውነትናን መጻኢ ዕድልናን ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘእቱ ዝኸተሞ ግሉጽነት ዝጎደሎ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ሃገርናን ከባቢናን ቅልጡፍ ምዕባለታትን ሓደስቲ ተርእዮታትን ይኽሰት ኣሎ። እቲ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዞባናን ዝርአ ዘሎ ምትእስሳር፡
ድምጺ ሓፋሽ፡ ቀደም ድምጺ ሓፋሽ ሎሚ ድምጺ ዓመጽን ውልቀሰብን ስርዓት ህግደፍ ዘይዛረቦን ጤል ዘይትበልዖን የለን፡ ኢልካ ምሕላፍ እኹል’ኳ እንተዘይኮነ ንሓሶታት ህግደፍ ከተቃልዕ ካብ ጉይይ ምዓልን ምድካምን፡ ክሳድ ሒዝካ ቁንጣሮን በዳህትን ሓቅታት ምቅራብ መሪጸ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ራድዮ ውልቀመላኺ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ መበል 40 ዓመት ምምስራት
My Fellow Eritreans, I am writing this as a deeply concerned Eritrean. I thought it is extremely important to understand the grave situation our country finds itself. Moreover, why are we not united as Eritreans to defend our country? What is going on in Eritrea
https://www.youtube.com/watch?v=lA2uziKXqss
https://www.youtube.com/watch?v=5PWRLH0-rto
ዝተቐብረ ህ.ግ.ደ.ፍ ከተምልኹ ኣይትንበሩ! ወከልቲ ኢስያስ ዘካይድዎ ሰሚናራት እንታይ ይመስል? ደስበለ መሓሪ ኣብ ምብጋስ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘስመዖ መደረን ዘርኣዮ ዘይንቡር ባህርያትን ዘይሓለፍነታዊን ዕሸላዊን ኣገባብን፣ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ከምዘገረመን ከምዘሰክፈን ግሁድ እንዳኮነ ክኸይድ ጸኒሑ ኣሎ፡ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝሃቦ ንሃገረ ኤርትራ ዝምልከት መግለጺታት ምስቲ
ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣቶ እስቲፋኖስ ሃብተማርያም፡ ንገለ ምሁራት ጸዊዑ፡ ብዛዕባ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዘለዉ ኤርትራውያን ሰብ ንዋይ ኣጽኒዕም ከቕርብሉ ኣዚዙ ከም ዘሎ ኣብቲ ኤምባሲ ዝርከቡ ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ዝመጸና ሓበሬታ “ኩሎም ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝርከቡ ወነንቲ ኣብያተ መግቢ፡
https://www.youtube.com/watch?v=6AhpAIvrhB0&t=318s
https://www.youtube.com/watch?v=Zsc4s1RH5gM
What I am about to write on the above Title Subject is actually not a new stuff but repetitious that Dear Readers may definitely find me boring. Be that as it may, I hope you will be magnanimous enough to be patient with me and
https://www.youtube.com/watch?v=Li7XkVAr95w
[gview file="https://archive.assenna.com/wp-content/uploads/2019/02/semina-frankfurt-2-2019.pdf"]
Fetsum: My experience in Denver Festival (VIII) The dictator’s betrayal may have disgraced him to the point of indirectly encouraging few sick Amharas to include Eritrea in the map of their country. That is as dirty as he can be and as low as he can
ጽባሕ እቲ ንናይ ሃገርና ልዑላዉነትን ነጻነትን አሕሊፍና፡ አይንህብን ዝብል ነድርን መርገጽን ናይ ህዝብና ዘቃልሔን፣ ነቲ ከብ ህዝቢ ተኸዊሉ ዝካዬድ ዘሎ ሽርሕታት ዉልቀመላኺ ስርዓት ዝመከተን ንሕቡራት ሃገራትን መላእዓለምን መርገጺኡ ዝነጸረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፍዎ ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ አብ ታሪኻዊ መዓልቲ ሰዉራ ኤርትራ መስከረም ሓደ 2018 ዝተኻዬደ
ኣምባሳደር ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ ኣብ ዓዲ ጥልያን፡ ዶር ፍጽሓጼን ጴጥሮስ ብ 20 ጥሪ ኣብ ሮማ ብ 27 ጥሪ ድማ ኣብ ሚላኖ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባታት ካብ ተደናገጽቲ ናይቲ ስርዓት ኮይኖም ዝጸንሑ `ሞ በቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ምስ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ርክብ ኣብ ስግኣትን ምጥርጣርን ዝወደቑ ኤርትራውያን እዋናዊ
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፡ እቲ ካብ ዓሚ ከምዚ እዋን ኣትሒዙ ተዓጽዩ ዝጸነሐ ምስ ኤርትራ ዝዳውብ ዶባት ምብራቕ ሱዳን ክኽፈት ምእዛዙ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ AFP ሓቢሩ። ንሱ ኣብዚ ሳልስቲ ኣብ ከሰላ በጺሑ ንደገፍቱ ኣብ ዝሃቦ ብቴለቭዥን ዝተመሓላለፈ ኣጋጣሚ እዩ ዶብ ክኽፈት ምዃኑ ኣዊጁ። ዑመር ኣልበሺር፡
Sudanese President Omar al-Bashir on Thursday announced the reopening of his country's eastern border with Eritrea, which has been shut since last year. Bashir ordered the frontier closed in January 2018 after he announced a state of emergency in the eastern region of Kassala to fight
Jehanne Henry Associate Director, Africa Divisio Salah Abdalla “Gosh,” director of Sudan’s National Intelligence and Security Service (NISS), announced the release this week of 186 so-called “protest” detainees, but said nothing about the fate of the hundreds still locked up in the wake of the bloody, and
ብ/ጀነራል ካሳየ እናኣዘከርኩ ክሓተካ። ካልእ`ሞ ንግደፎ፡ እቲ ባዕልኻ ትኣምነሉ ጒዳይ መበገሲ ሰውራ ኤርትራ፡ ጃንሆይ ብገዛእ ስልጣኑ ንፈደረሽን ስለ ዘፍረሶ ምዃኑ፡ ንእግረ መንገድኻ በጨቕ ኣቢልካዮ ኣለኻ። ምስኡ ልቅብ ኣቢልካ`ውን `ካብዚ ኲሉ እንታይ ነይርዎ እቲ ፈደረሽን ከይተተንከፈ እንተ ዝቕጽል` ኢልካ። እንተኾነ ግን፡ ንስኻ ነዚ እናፈለጥካ ምስ`ቶም `እምቢ