Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኸበኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ኣካዪዳ። ኣብዚ ኣኼባዚ ካብ ዝተፈላላያ ከተማታት ሃገር ብሪጣንያ ዝርከቡ ኣባላት ኮሚቴ ተኻፊሎም። ኮሚቴና ኣብዘን ዝሓለፋ ኣዋርሕ ተወሰኽቲ ኣባላት ብሕዝቢ ተመሪጾም ከምዝተጸምበሩዋ ዝዝከር ኢዩ። ኣባላት ኮሚቴ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዝዓመመቶም ዕዮታት ብዕቱብ ገምጊምና፥

READ MORE

ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢኡን ዝረከቡ፡ ኤርትራውያን ደለይቲ ዲሞክራስን ፍትሕን፡ ሰንበት ጥሪ  5, 2019፡ ጉባኤ ኣካይዶም። ኣብቲ ጉባኤ፡ ኣባላት ንጉዳይ ኤርትራ ዝምልከቱ፡ዝተፈላለዩ ዛዕባታትውን ኣልዒሎም ዘትዮም።  ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መንጎ  ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኸተመ ስምምዓት ብምድህሳስ፡ ንሱ ዝፈጠሮም ብድሆታት፡ ዕድላትን፡ ሓደጋታትን በብሓደ ርእዮም። ርሱን ዝኾነ ክትዓት ዝተገብረሉ

READ MORE

መራሕቲ መካይን ኣዲስ ኣበባ እንተላይ ሰብ ታክሲ፡ ንኤርትራ ከም ክፍሊ ሃገር ኢትዮጵያ ዝጸንበረ ናይ ቅድሚ ናጽነት ካርታ ኣብ መካይኖም ጠቂዖም ክንቀሳቐሱ ከለዉ፡ ትማሊ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ዓወቶም ዝጸንበሉ ኢትዮጵያውያን `ውን ንኤርትራ ሓዊሱ ዝተሳእለ ካርታ ኢትዮጵያ ሒዞም ከምዝጭፈሩ ካብ ክልቲኡ ቦታታት ዝበጽሓና ሓበሬታ

READ MORE

ዝኸበርኩም ህዝቢ ኤርትራ፣ ልባዊ ሰላምታይ ብምቕዳም፣ነዛ ግዝያዊት ዝኾነት ናይ ኣፍ-ኣርክቡ ጸዋዒት ሃገርኩም መልእኽተይ ከማሓላልፍ ከለኹ እወንታዊ ግብረ-መልስኹም ብተስፋ እጽበ። ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ዝነኣስኩም ደቀይን፣ኣቦኹም ወይ ኣዴኹም ኣብ ዓራት ወይ ኣብ ንእዲ ንሞት እናተሳሕጉ፣ወደይ ወይ ጓለይ ጸውዑለይ ከይሞትኩ ከለኹ ዝላበዎ ኣሎኒ፡ዝብል ናይ ኣፍ-ኣርክቡ መልእኽቲ ክመጸኩም ከሎ፣ንኹሉ

READ MORE

መደረ ይኣክል ናብ ቁምነገር ንእቶ እቶም ደገፍቲ ህግደፍስ ደሓን ንረስዓዮም፡ ምኽንያቱ ንሳቶም ይረድኣዮም ኣይረድኣዮም ብዘይካ ውሑዳት ዝበዝሑ ኣጽቂጦም’ዮም ዘለዉ። በዚ ኢልካ በቲ ግን ወላ ኩላቶም እንተ ዘይኮኑ ዝበዝሑ ኣማራጺ ስለ ዘይብሎም ድዮም ክብለጹ ደልዮም ክልተ ካብ ሚእቲ ምኽፋል ኣየቋረጹን። ናብ ደለይቲ ፍትሒ ምስ ንመጽእ ግን ንልዕሊ

READ MORE

ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ሓምለ ናብ ኢትዮጵያ ከይዱ ምስ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ  ዝተራኽበሉ ቀዳማይ እግሪ፡ ኣብ ኣዋሳ ኣብ ዝተገብረሉ እንግዶት፡ ኣብ ቅድሚ ተለቪዥን ተገቲሩ ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ `ድሕሪ ሕጂ ንስኻ ኢኻ እትመርሓና፡ ውክልና ሂበካ ኣለኹ` ብምባል፡ ኣብ ልዕሊ ልኡላውነት

READ MORE

ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቶም ብዋሕስ ዝለቐቖም ወነንቲ ቦጣት ማይ፡ ካብ 250 ሽሕ ክሳብ 1.5 ሚልዮን ናቕፋ ቅድሚ ዕለት 1 ለካቲት 2019፡ ማለት ኣብዘን ዝመጽኣ 10 መዓልታት እንተዘይከፊሎም ነቲ ብውሕስነት ተታሒዙ ዘሎ ኣባይቶም ክሕርጆ ምዃኑ የፈራርሖምን የጨንቖምን ከምዘሎ ተፈሊጡ። ውልቀመላኺ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ፈለማ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ

READ MORE

ኣብቲ ምስ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብስም ሰላም ዝገበሮ ርክብ፡ ንልኡላውነት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ብምእታዉ፡ ከምኡ  `ውን ኣብ ኤርትራ ዝኾነ ፖለቲካዊ ለውጢ ብዘይምግባሩ፡ ካብቶም ዝርካቦም ከገልግሉዎ ዝጸንሑ ሰበስልጣን ከይተረፈ ተነጺሉ፡ እቲ እናበርተዐ ዝኸይድ ዘሎ ተቓውሞ ህዝቢ ገንፊሉ ከውሕጦ ተሻቒሉ ዘሎ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ፡ ገለ ብፖለቲካዊ ምኽንያት

READ MORE

ኣብዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዕርቀ-ሰላም ተገይሩ ተባሂሉ፡ ዶባት ተኸፊቱ ህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ጥራይ ዘይኮነ፡ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ብዓቢኡ ዝርከቦም ሰበስልጣን ኤርትራ ይኹኑ መራሕቲ ኢትዮጵያ ካብን ናብን ዝበጻጽሑሉ ዘለዉ እዋን፡ ልኡኻት ስርዓት ኢሳይያስ፡ ቅድሚ እዚ ኩነታት`ዚ `ብስግረዶብ` ናብ ኢትዮጵያ ናይ ዘምለጡ ኤርትራውያን ዋሕሳት መዝገብ እናገንጸሉ ኣማኢት

READ MORE

ተርእዮ ሕሉፍ ምንቅስቓስ ኣብ ፖለቲካ ኤርትራን እስጋእነቱን (ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል)   መብራህቱ ኣተወብርሃን   ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ፡ ብዛዕባ ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ዝቀላቐል ዘሎ ሕሉፍ ናይ የማን ጥሩፍነት ዝያዳ ኣብ መንእሰያት ጐሊሑ ከምዝረኣን ክህልዎ ዝኸእል ኣሉታዊ ሳዕቤንን ሓፈሻዊ ስእሊ ክህብ ፈቲነ ነይረ። ኣብዚ ካልኣይን ናይ መወዳእታን ክፋል፡ ቀንዲ

READ MORE

እቶም ብጉጅለ 15 ዝፍለጡ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክካየድ ዝጠለቡ ብ 2001 ብውለመላኺ ኢሳይያስ ዝተመቚሑ ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ፡ ንምጽላሞም ክጥዕመሉ መታን ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኢዶም ብምሃብ ዑቕባ ክሓቱ ፈቲኖም ከምዝነበሩ፡ ብሓሶት ክምስክር ብስርዓት ኢሳይያስ ጸቕጢ ዝተገብረሉ ሰራሕተኛ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝነበረ፡ ፍስሃ ዝተባህለ ትግራዋይ 17 ዓመታት

READ MORE