Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ፈረስ የብጽሕ’ምበር ኣይዋጋእን፡ 12,01,2019፡                                                                       1ይ ክፋል፡ ወዲ ሰብ ሂወቱ ብምዕራባዊ ወገን ዕድመኡ ኮይኑ ክዕዘባ ዝሓለፎ ናይ ሕየትን ሞትን፣ ሓጎስን ሓዘንን፣ ክብረትን ውርደ ትን፣ ክብን ለጠቕን፣ ወዘተ ተሞኩሮታቱ ስለዝራኣዮ፡ ሓድሽ ነገር ክገብር’ኳ እንተዘይካኣለ፡ ከምቲ ዘብቅዐ ነጋዳይ መዛ ግብቱ እንክገናጽል ንገሊኡ ካብቱ ዝገበሮ እንተዘይገብሮ፣ እቲ ዘይገበሮ ድማ ብኻ

READ MORE

ኣብ ውሽጥን ወጻእን እትርከቡ ተኸታተልቲ ሳተላይት ቴለቪዥን ኣሰና፡ እቲ ንዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ክንዳለወሉ ዝጸናሕና ምስረታ ቴለቪዥን ኣሰና፡ ብወግዒ ብ 1 ጥሪ ጀሚሩ ኣሎ። ኣብዚ ዝሓለፈ 10 መዓልታት፡ ፈነወ ሳተላይት ቴለቪዥን ኣሰና ናብቲ ዝመደብናዮ ቦታታት ኣብ ምብጻሕ ኣተኲርና ክንንቀሳቀስ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ናብቲ ከም ቀንዲ ዒላማ

READ MORE

ሰባት ካብተን ብተፈጥሮ ዝተዓደልኦም 5 ህዋሳት ማለት ምርኣይ፡ ምስማዕ፡ ምስትምቃር፡ ምድህሳስን ምሽታትን ሓንቲ እንተስኢኖም፡ መዓልታዊ ህይወቶም ምሉእ ኣይከውንን። ብፍላይ’ኳ ምዕባለ ስነኪነት ኣብ ዘይብሉ ሃገር፡ እተን ስምዒታትን ድሌታትን ንምግላጽን ንምፍጻምን፡ መዛረቢ መልሓስና፡ መርኣዪ ኣዒንትና፡ መስርሒ ኣእዳውና፡ መስምዒ ኣእዛንና ዘይብልና እንተኾይና፡ ጾር ቤተሰብናን ሕብረተሰብን ንኸውን ማለት’ዩ። እዚ

READ MORE

WISHFUL MESSAGE: MAY THE NEW YEAR 2019 BE THE YEAR FOR ERITREA’s ‘RENAISSACANCE’, EMANICIPATING ITSELF FROM ITS OWN INTERNAL SELF-DESTRUCTIVE PAROCHIAL BELIEF AND INSTEAD ALIGN ITSELF TO ENLIGHTMENT AND GREATNESS Commentary, 1 January 2019                                                                                                                                    1. Preamble: Eritreans undertook a LIBERATION WAR to have an INDEPENDENT, FREE, SOVEREIGN, COUNTRY.  Eritreans

READ MORE

ብማዕበል ፖለቲካ ክትሕቈን ዘላ ቤተ-ከርስቲያን ተዋሕዶ ኤርትራ ( 2ይ - ክፋል) መቸም ካብ ሱር-መሠረቱ፥ ወይ ካብ ጉንዱ ክርአ ከሎ፥ ዘዛርብ ጉዳይ ከይተረኽበ፥ ክዛረብ ኮነ ክጽሕፍ ዝደሊ ሰብ፥ ይርከብ’ዩ ክበሃል ኣይከኣልን። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ’ዩ ኣብዚ እዋናት’ዚ፥ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ ብዝምልከት፥ ተደጋጊሙ ክዝረብን ክጸሓፍን ዝርከብ ዘሎ። ይኹን እምበር ቤተ-ክርስቲያን ተዋሕዶ፥

READ MORE

ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ኣብ ኤርትራ በትረ ስልጣን ካብ ዝጭብጥ ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ዘውረዶ ኣደራዕን ውርደትን፡ ስቓይን መከራን ብኣሃዝ ክንድዚ ኢልካ ክትዝርዝሮን ክትግምቶን ኣዝዩ ኣጸጋሚ እዩ። ክውገድ ዝኽእል ዝነበረ ኩናት ዶብ 1998-2000 ምስ ኢትዮጵያ ጥራሕ፡ ክንደይ መንእሰያት ኤርትራ ህይወቶም ስኢኖን? ክንደይ

READ MORE

ATV Updated Frequency on Eutelsat and Nilesat ኣሰና ትቪ ፥ ኣብ ኤርትራን ከባቢኣን ዘለኹም ተኸታተልቲ ሳተላይት ቴለቪዥን፡ እዚ እትርእዩዎ ዘለኹም ናይ Eutelsal ከምኡ ድማ NIlesat Frequency ናይ ኣሰና ቲቪ እዩ፡ ካብ ክልቲኡ ኣየናይ ብንጹር ከምዝረኣየኩም ብምስትውዓል ሓብሩና `ሞ ሓዲኡ ምእንቲ ክንመርጽ።

READ MORE

  ምስ ምኽፋት ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዋጋታት ሃለኽቲ ኣቕሑ ስለ ዝጐደለ ቍጠባዊ ኵነታት ህዝቢ ኤርትራ ብመጠኑ ተመሓዪሹ ነይሩ። እቲ ኵነታት ግን ነዊሕ ኣይቀጸለን። ኣይ ወርሒ ኣይክልተ ወርሒ ብዘይ ዝኾነ ሓበሬታ ዶብ ዳግማይ ተዓጽዩ ከም ዘሎ ማዕከናት ዜና ኢትዮጵያ ገሊጸን። ከም ሳዕቤን ድማ ኣብ ትግራይ ዋጋ

READ MORE

“-እንሆ ንኹሉ ሕዝቢ ዝኸውን  ዓቢይ ሓጎስ  አበሥረኩም ኣለኹ-” እዚ ቃል’ዚ ነቶም ኣብ ምሕላው ከብቲ ኣብ መሮር ዝሓደሩ፥ ጓሶት ቤተ-ልሔም ዝተነግረ ናይ ብሥራት ቃል’ዩ። እቲ መልኣከ-እግዚኣብሔር ድማ ብምቕጻል፥ “ኣይትፍርሁ” ክብሎም’ዩ ዝተሰምዐ። ምኽንያት’ቲ ሓጎስ ክገልጸሎም ከሎ ድማ፥ “-ሎሚ መድኃኒ ክርስቶስ-ጎይታ ተወሊዱልኩም-” ኣሎ’ዩ ዝበሎም። ንሕና ድማ ሕጂ ከም ክርስቲያን መጠን፥

READ MORE

ሰላም ኣብ ምድሪ ይኹን!!!   ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ላዕሊ፡ ሰላም ከኣ ኣብ ምድሪ፡ ኣብ መንጎ እቶም፡ ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት ይኹን! (ሉቃ 2፡ 14)     ምልኣት ዘመን ምስ ኣኸለ፡ የሱስ ክርስቶስ፡ ንሕዝቢ ኣምላኽ ሓርነት ንምዉጻእ፡ ኣብ መብልዒ ማል፡ ኣብ ቤት-ልሄም ተወልደ። እዛ ኣብ ታሪኽ ዓለምና ፍልይቲ ዝኾነት ለይቲ፡

READ MORE

ትርጉም መንነት ሃገርና ኤርትራ ፍጹም ዘይሃስስ`ዩ ዝዓዘዘ ፍቕራ ሃየ! ብሓድነትና ንምለሶ ልዑል ክብራ!!! ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ተቓለስቲ ንሓርነትን ፍትሕን!  ዓመተ 2019፡ ምስ ሰናይ ትምኒታና ኢድና እንሕውሰላ፡- ዓመት ፋሺስታዊ ውልቀ-ምልኪ ዝወድቀላ፣ ዓመት ሓርነትን ፍትሕን  ዝረጋገጸላ፣ ዓመት ነባሪ ኣዕኑድል ደሞክራሲያዊ ስርዓት ዝትከላላ፣ ዓመት  ሰላምን ራህዋን ዝሰፍነላ - ክትከውን ምእንቲ ብስሙር

READ MORE

ፍግረ-መሬትን ፍግረ-ጒልበትን ጥሪ 03/2019 ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ርሑስ ሓድሽ ዓመት! ንኹሉኹም ተቓለስቲ ብሓፈሻ ብፍላይ ክኣ ጀጋኑ ውፉያት ናይ ዜና ማዕከናትና ንኹልና ዘተኣናገድኩምና ብዙሕ ነመስግን። ከም ፍሉይ ኣጋጣሚ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዝርግሐ ቲቪ ኣሰና(ATV) እንቛዕ ንኹልና ደስ በለና። ነቶም ለይትን ምዓልትን ከይተሓለልኩም ዝጸዓርኩም ክኣ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዘክርኩም። ኣብ ሂወት፡ ክሳዕ

READ MORE

ንላዘብ     ንላዘብ ንህላወና ኣሕዋት፡ ልብና ከፊትና ብቅንዕና ብሓባር ክንጓዓዝ ከነጽብቦ ፍልልያትና መኣዲ ዘተዩ እንኮ መሰረት ሓድነትና ጽልኢ ወጊዱ ዘዕንብቦ ንልቦና ንፍቅርና። ንላዘብ ደቂ መሬት ኢና ሓቢርና መስዋእቲ ዝኸፊልና፡ ኣብ ቤትና ኣባይ ከይኣትወና ሰላምና ከይዘርገልና ሎሚ ንሕሰብ ንከባበር ናይ መጻኢ ወለዶና ነበር ከይንኸውን ብዘይ ሃገር መንነትና ኣጥፊእና።   ንላዘብ ከም ደቂ ሓንቲ’ደ ራህዋ ክሰፍን ፍርሒ ተወጊዱ

READ MORE